ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣሜሪካ ኣብ ቓዛ ብጥምየት ንዝሳቐዩ ዘለው ሰባት ተወሳኺ ሓገዝ ንክኣቱ ኣተሓሳሲባ Desta Mar 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ኣብ ቓዛ ብጥምየት ንዝሳቐዩ ዘለው ሰባት ተወሳኺ ሓገዝ ንክኣቱ ኣተሓሳሲባ። ምክትል ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ካማላ ሃሪስ፥ ብውሑዱ ንዝቕፅሉ ሽዱሽተ ሰሙናት ቅልጡፍ ተዅሲ ደው ምባል ክህሉ ኣለዎ ኢለን። እዚ ድማ ኣብ ዕገታ ዘለዉ ዜጋታት ነፃ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓወት ዓድዋ ውፅኢት ሓበራዊ ዕላማ ኢዩ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ Desta Mar 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓወት ዓድዋ ውፅኢት ሓበራዊ ዕላማ ኢዩ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። እቲ ኣገልግሎት መበል 128 በዓል ዓወት ዓድዋ ምኽኒያት ብምግባር ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ኢትዮጵያ ኣብ ታሪካ ዘይናታ ደሊያ መጥቃዕቲን ወረራን ፈፂማ ኣይትፈልጥን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፈ-ጉባኤ ኣገኘሁ ዓወት ዓድዋ ሓበራዊ ሓድነት ኣብ ፅኑዕ መሰረት ዘንበረ ኢዩ ኢሎም Desta Mar 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ-ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ዓወት ዓድዋ ሓበራዊ ሓድነት ኣብ ፅኑዕ መሰረት ዘንበረ ኢዩ ኢሎም። ‹‹ዓድዋ ኩርዓት መላእ ፀለምቲ ህዝብታት›› ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ይኽበር ኣሎ። እቶም ኣፈ ጉባኤ፥ ሎሚ ዘበን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊት ምክልኻል ተጋድሎ ጀጋኑ ዓድዋ ብምውራስ ንሃገሩ ብኹርዓት ዘብዒ ክኸውን ኢዩ- ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ Desta Mar 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ተጋድሎ ጀጋኑ ዓድዋ ብምውራስ ንሃገሩ ብኹርዓት ዘብዒ ክኸውን ኢዩ ክብሉ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ገሊፆም። ‹‹ዓድዋ ኩርዓት መላእ ፀለምቲ ህዝብታት›› ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሎሚ ዘበን ዝተኸበረ በዓል ዓወት ዓድዋ ነቲ ዓወት ብዝምጥን ምኽባሩ ፍሉይ ይገብሮ- ፕሬዚዳንት ማሕበር ጀጋኑ ሃርበኛታት ኢትዮጵያ Desta Mar 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2106 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ዘበን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኸበረ መበል 128 በዓል ዓወት ዓድዋ ነቲ ዓወት ዝምጥን ዝኽሪ ኣብ ዝተሃነፀሉ ምኽባሩ ፍሉይ ይገብሮ ክብሉ ፕሬዚዳንት ማሕበር ጀጋኑ ሃርበኛታት ኢትዮጵያ ልጅ ዳንኤል ጆቴ መስፍን ገሊፆም። እቶም ፕሬዚዳንት ነቲ በዓል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 128 ዓመት ዓወት ዓድዋ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ Desta Mar 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 128 ዓመት ዓወት ዓድዋ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ኣዲስ ኣበባ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ በዓል፥ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር፣ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌደራልን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ዝኽሪ ሓወልቲ ዳግማዊ ሃፀይ ሚኒሊክ ሕቑፊ ዕንበባ ኣንቢሮም Desta Mar 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉበሰኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ሓዊሲ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ዝኽሪ ሓወልቲ ዳግማዊ ሃፀይ ሚኒሊክ ሕቑፊ ዕንበባ ኣንቢሮም። ብተወሳኺ ላዕለዎት መኮንናት ሰራዊት ምክልኻል፣ ፖሊስ ፌዴራልን ፕሬዚዳንት ማሕበር ሃርበኛታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ወፍሪ ዓወት ዓድዋ ዝተንፀባረቐ ህብረ ብሄራዊ ሓድነት ብዝግባእ ክንሕዞ ይግባእ- ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) Desta Mar 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወፍሪ ዓወት ዓድዋ ዝተንፀባረቐ ህብረ ብሄራዊ ሓድነት ብዝግባእ ክንሕዞ ይግባእ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣገንዚቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር መበል 128 ዓመት በዓል ዓወት ዓድዋ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም…
ስፓርት ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ምፅራይ ዓለም ለኸ ውድድር ሻምፒዮና ውሽጢ ገዛ ቀዳሞት ብምዃን ከምዝሓለፋ ተገሊፁ Desta Mar 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ምፅራይ ዓለም ለኸ ዝተፋፈዩ ውድድራት ሻምፒዮና ውሽጢ ገዛ ቀዳሞት ብምዃን ከምዝሓለፋ ተገሊፁ። ኣብ ግላስጎ ዓለም ለኸ ምፅራት 800 ሜትሮ ሻምፒዮና ውሽጢ ገዛ፥ ካብ ምድብ ሓደ ኣትሌት ሃብታም ኣለሙ ከምኡውን ምድብ…
ስፓርት ኣብ መበል 13 ፀወታታት መላእ ኣፍሪካ 149 ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ክሳተፉ ኢዮም Desta Mar 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጋና ኣክራ ኣብ ዝሳለጥ መበል 13 ፀወታታት መላእ ኣፍሪካ 149 ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ክሳተፉ ኢዮም ክብል ሚኒስቴር ባህሊን ስፖርቲን ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር መስፍን ቸርነት፥ ኣብቲ ፀወታ ባህለን ስፖርቲን ሃገርና…