ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ነበር ፕሬዚዳንት ሙላቱ ተሾመ (ዶ/ር) ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣሳሊጦም Desta Mar 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሙላቱ ተሾመ (ዶ/ር) ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣሳሊጦም። ብተወሳኺ ነበር ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣዲሱ ለገሰን ነበር ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣምባሳደር ኣሊ ኣብዶን ኣብቲ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣካይዶም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንክብሪ ሃገር ደው ምባል ካብ መንፈስ ዓወት ዓድዋ ምምሃር ከምዝግባእ ተገሊፁ Desta Mar 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውሽጣዊ ሓድነት ብምጥንኻር ንክብሪ ሃገር ደው ምባል ካብ መንፈስ ዓወት ዓድዋ ምምሃር ከምዝግባእ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ሌተናል ጄኔራል ይልማ መርዳሳ ኣገንዚቦም። “ዓድዋ ዓወት ፀለምቲ ህዝብታት” በዝብል መሪሕ ሓሳብ 128 ዓመት ዓወት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ብፕሬዚዳንት ታኒዛኒያ ሳሚያ ሱሉህ ድሙቕ ኣቀባብላ ተገይሩሎም Desta Mar 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ብፕሬዚዳንት ታኒዛኒያ ሳሚያ ሱሉህ ንዕላዊ ዘተ ድሙቕ ኣቀባብላ ተገይሩሎም። እቲ ዘተ ኣብ ክልቲኣዊን ቀጣናዊን መጠነ ርእይ ዘለዎም ሰፊሕ ርእሰ ጉዳይ ዘነፃፀረ ከምዝኾነ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) ብሕልፈት ህይወት ነበር ፕሬዚዳንት ታኒዛኒያ ዓሊ ሃሰን ሙዊኒይ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም Desta Mar 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ እዋን ሓዘን ታንዛኒያ ድሙቕ ዝኾነ ኣቀባብላ ኣብ ሃገሮም ዝተቐበሉኒ ፕሬዚዳንት ሳሚያ ሱሉህን ኣመስግን ኢሎም። ብስም መላእ ህዝቢ ኢትዮጵያ ብነበር ፕሬዚዳንት ታኒዛኒያ ዓሊ ሃሰን ሙዊኒይ ሕልፈት…
ቢዝነስ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ፕሮጀክትታት ማይ ይካየድ ኣሎ Desta Mar 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ መጀመሪ ፕሮጀክትታት ማይ ይካየድ ኣሎ። ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ስራሕቲ ምምሕዳር ሃፍቲ ማይ ንምድጋፍ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎዉ 12 ተፋሰሳት ንልምዓት ልዑል ኣስተዋፅኦ ኣብ ዘለዎም ዝተወሰኑ ተፋሰሳት ብዝተዋደደ መገዲ ንምልማዕ ትልሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዛዘሚ መርሃ ግብሪ ሃገራዊ ጎስጓስ መድረኽ ዓወት ዓድዋ ይሳለጥ ኣሎ Desta Mar 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መዛዘሚ መርሃ ግብሪ “ዓድዋ ንዘላቒ ሰላምን ጠንካራ ህንፀት ሃገራ መንግስቲን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ክካየድ ናይ ዝቐነየ ሃገራዊ ጎስጓስ መድረኽ ዓወት ዓድዋ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መዛዘሚ መድረኽ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ሓዊሱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕጊ ናይ ምኽባር ወፍሪ ብዝተማልአ ኩነታት ይካየድ ኣሎ-ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ Desta Mar 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ ዝተውሃበ መግለፂ። እቲ ክልል ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ሕጊ ናይ ምኽባር ወፍሪ ብዝተማልአ ኩነታት ይካየድ ኣሎ ኢሉ። ኣብ ከባቢ ባህርዳር ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ሓይሊታት ፀፅታ እቲ ክልልን ብሓባር ብምዃን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረት ኣውሮፓ ንመፈፀሚ ፕሮግራም ብሄራዊ ዲሞቢላይዜሽንን እግሪ ምትካልን 16 ሚሊየን ዩሮ ለጊሱ Desta Mar 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ን መፈፀሚ ፕሮግራም ብሄራዊ ዲሞቢላይዜሽንን እግሪ ምትካልን 16 ሚሊየን ዩሮ ለጊሱ። ብሚኒስቴር ገንዘብ ኣብ ዝተገበረ ስነ ስርዓት ምንባር ክታም ኮሚሽነር ብሄራዊ ተሃድሶ ኣምባሳደር ተሾመ ቶጋ ሓዊሱ፥ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኢንዱስትሪ ነዳዲ ዓለም ለኸ ድልየት ንምምላእ 14 ትሪሊየን ዶላር ከምዘድልዮ ተገሊፁ Desta Feb 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢንዱስትሪ ነዳዲ ዓለም ለኸ ድልየት ክሳብ 2045 ዓ.ም.ፈ ንምምላእ 14 ትሪሊየን ዶላር ኢንቨስትመንት ከምዘድልዮ ትካል ሃገራት ለኣኺ ነዳዲ (ኦፔክ) ገሊፁ። ዋና ፀሓፊ እቲ ትካል ሃይታም ኣል ጋይስ፥ ዓለም ለኸ ደልየት ነዳዲ ይውስኽ ከምዘሎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ኬኒያ ዝነበሮም ፃንሒት ዛዚሞም Desta Feb 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ኣብ ኬኒያ ዝነበሮም ፃንሒት ዛዚሞም። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና…