ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዓወት ዓድዋ ዘድሃበ ሃገራዊ ዘተ የሳልጥ ኣሎ Desta Feb 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዓወት ዓድዋ ዘድሃበ ሃገራዊ ዘተ የሳልጥ ኣሎ። እቲ መበል 128 ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ምኽኒያት ብምግባር ዝሳለጥ ዘሎ መድረኽ ዘተ፥ “ዓድዋ ድምቀት ሕብረ ብሄራዊነት ውፅኢት ሓድነት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝሳለጥ ዘሎ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይኦኤም ንካብ ስደት ተመለስቲ እግሪ ንምትካል ዝግበር ፃዕሪ ከምዝድግፍ ገሊፁ Desta Feb 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ትካል ፈልሰተኛታት(ኣይኦኤም) ንካብ ስደት ተመለስቲ እግሪ ንምትካል ዝግበር ፃዕሪ ከምዝድግፍ ገሊፁ። ሚኒስትር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር) ምስ ዳይሬክተር እቲ ትካል ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ራና ጃበርን ተወካሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ምክልኻል ፌዴሪኢ ምስ ሚኒስቴር ምክልኻል ዩጋንዳ ሰነድ ስምምዕነት ከቲሙ Desta Feb 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ምክልኻል ፌዴሪኢ ምስ ሚኒስቴር ምክልኻል ዩጋንዳ ሰነድ ስምምዕነት ከቲሙ። ሚኒስትር ምክልኻል ዩጋንዳ ቪሴንት ባሙላንጋኪ ሴምፒጅን ኢታማዦር ሹም እታ ሃገር ጀኔራል ዊልሰን ዕምባሱ ዕምባዲ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብክርክር ፍታሃብሄር ልዕሊ 23 ቢሊየን ብር ረብሓ መንግስቲ ምርግጋፅ ተኻኢሉ- ሚኒስቴር ፍትሒ Desta Feb 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀዳማይ ፈረቓ ዓመት ኣብ 3 ሺሕን 496 መዛግብቲ ፍታሃብሄር ውሳነ ብምሃብ ልዕሊ 23 ቢሊየን ብር ረብሓ መንግስቲ ምርግጋፅ ከምዝተኽኣለ ሚኒስቴር ፍትሒ ገሊፁ። ገምጋም ኣፈፃፅማ ትልሚ ቀዳማይ ፈረቓ ዓመት ሚኒስቴር ፍትሒን ቢሮታት ፍትሒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣመራርሓን ኣባላትን ሰራዊት ምክልኻልን ፖሊስ ፌዴራልን ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣካይዶም Desta Feb 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓን ኣባላትን ሰራዊት ምክልኻልን ፖሊስ ፌዴራልን ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣካይዶም። እቲ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ነቲ ዓወት ብዝምጥን መገዲ ምህናፁ እቶም ዑደተኛታት ምግላፆም ኣብ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ኖርዌይን ስምምዕነት 75 ሚሊየን ዶላር ከቲመን Desta Feb 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኖርዌይን ስምምዕነት ትሕብብር ልምዓት 75 ሚሊየን ዶላር ከቲመን። እቲ ስምምዕነት፥ ንርክብ ክልቲአን ሃገራት ልዑል ምዕራፍ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ንሓለዋ ከባቢ ዝውዕል ትሕብብር ልምዓት ገንዘብ ከምዝኾነ እውን ተገሊፁ። ቴክኖሎጂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መስርሕ ካሕሳ መሬት ገጠርን ከተማን ንምምሕያሽ ዝቐረበ ረቂቕ ደንቢ ክልል ትግራይ ፀዲቑ Desta Feb 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንክልተ መዓልታት ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት እናዘተየ ዝፀንሐ ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣኼብኡ ዛዚሙ። ትማሊ 18 ለካቲት 2016 ዓ.ም ዝጀመረ ስሩዕ ኣኼባ ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ብርክት ዝበሉ ኣጀንዳታት ዝርኣየ ኮይኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 20 ሚሊየን መናእሰይ ስልጠና ንክረኽቡ ዝዓለመ ስምምዕነት ተኸቲሙ Desta Feb 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝቕፅሉ ሸሞንተ ዓማውቲ 20 ሚሊየን መናእሰይ ስልጠና ንክረኽቡ ዝዓለመ ስምምዕነት ተኸቲሙ። ብተወሳኺ ኣብቲ መርሃ ግብሪ 10 ሺሕ መናእሰይ ናይ ኣሰልጣኒ ስልጠና ክወሃቦም ኢዩ ተባሂሉ። እቲ ስምምዕነት፥ ኣብ መንጎ ሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ቀፃልነት ዘለዎ ደገፍ ንክገብር ሓቲቶም Desta Feb 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ንዝትግበሮ ፕሮጀክትታት ጠንካራ ምትሕብባርን ቀፃልነት ዘለዎ ደገፍን ንክገብር ሓቲቶም። እቶም ሚኒስትር ምስ ዳይሬክተር ልምዓት ባንኪ ኣፍሪካ ጆናታን ንዛይኮሬራ ዘቲዮም። እቲ ባንኪ ኣብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት እስራኤልን ሃማስን ወርሒ ረመዳን ምኽኒያት ብምግባር 40 መዓልታት ዝፀንሕ ስምምዐነት ደው ምባል ተዂሲ ክገብሩ ኢዮም Desta Feb 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤልን ሃማስን ወርሒ ረመዳን ምኽኒያት ብምግባር 40 መዓልታት ዝፀንሕ ስምምዐነት ደው ምባል ተዂሲ ከምዝገብሩ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ገሊፆም። እቶም ፕሬዚዳንት ኲናት እስራኤልን ሃማስን ብዝምልከት ከምዝበልዎ፥ ሃማስ ረቂቕ ሰነድ እቲ…