ሰላምን ልምዓትን ህዝቢ ንምጥንኻር ብመሰረት ዝተሰርሐ ስራሕ ውፅኢት ተመዝጊቡ ኢዩ- ሌ/ል ጄ/ል መሰለ መሰረት
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሆሮ ጉድሩ ዞባ ወለጋ ዝርከብ ጉጅለ ገብረ ራዕዲ ሸኔ ንምጥፋእ ምውዳድን ምትሕብባርን ኣመራርሓ ኣድላዪ ኢዩ ክብሉ ኣዛዚ ምዕራብ እዚ ሌተናል ጄኔራል መሰለ መሰረት ገሊፆም።
ሌተናል ጄኔራል መሰለ መሰረት ኣብ ዞባ ሆሮ ጉድሩ ወለጋ ብምርካብ…