ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርእሰ ምምሕዳር ኣሻድሊ ሓሰን ዝተፈላለዩ ሹመታት ሂቦም Desta Feb 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ኣሻድሊ ሓሰን ኣብ ዝተፈላለያ ኣብያተ ዕዮ እቲ ክልል ብሓላፍነት ንዝሰርሑ ሹመታት ሂቦም። ብመሰረት እዚ፡- 1. ኣይተ ኣስር ኢብራሂም - ሓላፊ ቢሮ ንግድን ልምዓት ዕዳጋን 2. ኣይተ ኣልጀሊ ሙሳ - ዋና ዳይሬክተር…
ቢዝነስ ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ጉባኤ ሚኒስትራት ትካላት ንግዲ ትሳተፍ ኣላ Desta Feb 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኣቡዳቢ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ መበል 13 ዓለም ለኸ ጉባኤ ሚኒስትራት ትካላት ንግዲ ትሳተፍ ኣላ። ኣብቲ ጉባኤ ሚኒስትር ንግዲን ቀጣናዊ ምትእስሳርን ዋና ተደራዳሪ ትካል ንግዲ ዓለምን ገብረመስቀል ጫላ፣ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት…
ስፓርት ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ውድድር ውሽጢ ገዛ ብ14 ኣትሌታት ክትውከል ኢያ Desta Feb 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ውድድር ውሽጢ ገዛ ስኮትላንድ ብ14 ኣትሌታት ክትውከል ኢያ። ብመሰረት እዚ ብ800 ሜትሮ ውድድር ደቂ ኣኒስቲዮ፥ ኣትሌት ሃብታም ኣለሙ፣ ፅጌ ዱጉማ እንትካፈላ ወርቅነሽ መሰለ ብተተካኢነት ተታሒዛ ኣላ። ከምኡ እውን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ሓዱሽ ወግዒ” ኣብ ዘሳለጦም መድረኻት ዝተልዓሉ ዛዕባታት ዝሓዘ መፅሓፍ ሎሚ ክምረቕ ኢዩ Desta Feb 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ዓማውቲ “ሓዱሽ ወግዒ” ኣብ ዘሳለጦም መድረኻት ዝተልዓሉ ዛዕባታት ዝሓዘ መፅሓፍ ሎሚ ከምዝምረቕ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተር ኣፍሊጡ። እቲ ቤት ፅሕፈት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ “ሓዱሽ ወግዒ” ሓሳብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝጀመርናዮም ስራሕቲ እናማዕበልና ዝመረፀና ህዝቢ ምግልጋል ክንቅፅለሉ ኢና- ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Desta Feb 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት 16፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝጀመርናዮም ስራሕቲ እናማዕበልና ብተኣማንነትን ትግሃትን ዝመረፀና ህዝቢ ምግልጋል ክንቅፅለሉ ኢና ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። እነት ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ ሎሚ መበል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ ፕሬዚዳንት ሓፈሻዊ ጉባኤ ዓለም ለኸ ታሪክ ፀለምቲ ህዝብታት፣ ማእኸል ቅርስን ትምህርቲን ብምዃን ተመሪፆም Desta Feb 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮነን ፕሬዚዳንት ሓፈሻዊ ጉባኤ ዓለም ለኸ ታሪክ ፀለምቲ ህዝብታት፣ ማእኸል ቅርስን ትምህርቲን ብምዃን ተመሪፆም። ኣይተ ፀጋዬ ጨማ ድማ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ማእኸል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርእሰ ምምሕዳር ሙስጠፌ መሓመድ ምስ ነበርቲን ነጋዶን ከተማ ጅግጅጋ ዘቲዮም Desta Feb 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ሙስጠፌ መሓመድ ምስ ነበርቲን ነጋዶን ከተማ ጅግጅጋ ዘቲዮም። እቲ ዘተ፥ ኣብ ዓውዲ ንግዲ ዝረኣዩ ክፍተታትን ዘይሕጋዊ ንግዲታትን ጠመተ ዝገበረ ኢዩ ተባሂሉ። እቶም ተሳተፍቲ ንዘልዓልዎም ሕቶታት ኣይተ ሙስጠፌ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ መሰል ዘይምኽሳስ ካሳ ተሻገር(ዶ/ር) ኣልዒሉ Desta Feb 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ መሰል ዘይምኽሳስ ኣባል እቲ ቤት ምኽሪ ካሳ ተሻገር(ዶ/ር) ኣልዒሉ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዘሳልጦ ዘሎ መበል ሳልሳይ ዓመት ዘበን ስራሕ ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤኡ ነዚ ምውሳኑ ኣብ ኮሚኒኬሽን እታ ከተማ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ኣብ መበል 128 ዓመት በዓል ዓወት ዓድዋ ዘድሃበ ዓውደ ዘተ ተሳሊጡ Desta Feb 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ መበል 128 ዓመት በዓል ዓወት ዓድዋ ዘድሃበ ዓውደ ዘተ ተሳሊጡ። እቲ ዓውደ ዘተ "በዓል ዓወት ዓድዋ ንሰላም፣ ሓድነትን ብራኸ ትግራይን" ብዝብል መራሒ ሓሳብ ዝከምዝተሳለጠ ተገሊፁ። መበል 128 ዓመት በዓል ዓወት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኲናት ሩሲያ-ዩክሬን ዝተጀመረሉ ካልኣይ ዓመት ምኽኒያት ብምግባር ምዕራባዊያን መራሕቲ ናብ ኪየቭ ኣቲዮም Desta Feb 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኲናት ሩሲያ-ዩክሬን ዝተጀመረሉ ካልኣይ ዓመት ምኽኒያት ብምግባር ምሕዝነኦም ንምግላፅ ምዕራባዊያን መራሕቲ ናብ ኪየቭ ኣቲዮም። ፕሬዚዳንት ኮሚሽን ሕብረት ኣውሮፓ ቮንደር ሌየን፥ ብገንዘብ፣ ኢኮኖሚ፣ ወተሃደራዊ ደገፍን ሞራላዊ ምትብባዕን ብምግባር…