Fana: At a Speed of Life!

ብሄራዊ ኤጀንሲ ቤተ መዛግብትን ቤተ መፃሕፍቲን ኢትዮጵያ ብልዕሊ 700 ሚሊየን ብር ዘህነፆ ህንፃ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ኤጀንሲ ቤተ መዛግብትን ቤተ መፃሕፍቲን ኢትዮጵያ ብልዕሊ 700 ሚሊየን ብር ዘህነፆ ህንፃ ኣመሪቑ። እቲ ሓዱሽ ህንፃ 17 ደብሪታት ዘለውዎ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ብዘበናዊ ቴክኖሎጂ ብምድጋፍ ዝተሃነፀ ከምዝኾነ እውን ተሓቢሩ። እዋናዊ…

ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ መበል 27 ስሩዕ ኣኼብኡ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ መበል 27 ስሩዕ ኣኼብኡ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ ረቂቕ ደንቢ ልምዓት፣ ሓለዋን ኣጠቓቕማን ደኒ ጠሚቱ ኣብ ዝገበሮ ዘተ፥ ሃገርና ዘለዋ ሃፍቲ ደን ብኣግባቡ ንምልማዕ፣ ንምሕላውን ብዘላቕነት…

ኢትዮጵያ ናይ 3 ሚሊየን ዶላር ደገፍ ናውቲ ሕክምና ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ካብ ዓለም ለኸ ትካል ተራድኦ ለምዓት ኣሜሪካ ናይ 3 ሚሊየን ዶላር ደገፍ ናውቲ ሕክምና ረኺባ። እቲ 156 መሳርሒታት፥ መመርመሪ ሕማም ሳንቡእ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ዳይሬክተር ዩ ኤስ ኤድ ኣብ ኢትዮጵያ ስኮት ሆክላንደር፥ ኣብ ዓውዲ…

ኮሚሽን ፖሊስ ሃረሪ ፀገም ዲሲፕሊን ኣብ ልዕሊ ዝነበሮም 81 ኣመራርሓን ኣባላትን ስጉምቲ ወሲዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ፖሊስ ሃረሪ ፀገም ዲሲፕሊን ኣብ ልዕሊ ዝነበሮም 81 ኣመራርሓን ኣባላትን ስጉምቲ ከምዝወሰደ ኣፍሊጡ። ልዕልነት ሕጊ ተትተጓደለ ፍትሒ ንምንጋስ ዝስራሕ ዘሎ ተግባራት ኣጠናኺርካ ንምቕፃል እቲ ኮሚሽን ን15 መዓልታት ዝፀንፀ ገምጋም…

ብ180 ሚሊየን ዶላር ተግባራዊ ዝግበር ዓውዲ ግብርና ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብ180 ሚሊየን ዶላር ተግባራዊ ዝግበር ዓውዲ ግብርና ዕላዊ ኮይኑ። እቲ ፕሮጀክት ብፋውንዴሽን ቢልና ሚሊንዳ ጌትስ  ኣቢሉ ዝትግበር ከምዝኾነ ተገሊፁ። ሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር)፥ እቲ ፕሮጀክት ኣብ ክልል ትግራይ፣ ሲዳማ፣…

ኣብ ትግራይ ኣብ ልሙዕነት ሓመድን መፍረይነትን ጠመተ ዝገበረ ዋዕላ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልሙዕነት ሓመድን መፍረይነትን ጠመተ ዝገበረ ዋዕላ ኣብ ከተማ መቐለ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ፥ በምትሕብባር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ፥ ቶፕ ተፈጥራዊ መዳበርያን ፀረ ባልዕን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበርን ትካል ተራድኦ ኣሜሪካን(ዩ…

መበል 15 ከተማዊ ፌስቲቫል ኪነ-ጥበብ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 15 ከተማዊ ፌስቲቫል ኪነ-ጥበብ ኣብ ሆቴል ጊዮን ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ፌስቲቫል ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ሰብ ሞያ ኪነ ጥበብ፣ ፍሉጣት ሰባት፣ መናእሰይን ህፃናትን ሓዊሱ ብዙሓት ክፋላት ማሕበረሰብ ተረኺቦም። ኣብቲ መድረኽ…

ፖሊስ ፌዴራል 139 መበገሲታት ሓደጋ ባርዕ ብፎረንሲክ ብምፅራይ ውፅኢቱ ዕላዊ ገይሩ

አዲስ አበባ፣ የካቲት 15፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ 139 መበገሲታት ሓደጋ ባርዕ ብፎረንሲክ ብምፅራይ ውፅኢቱ ዕላዊ ገይሩ። ፖሊስ ፌዴራል ንሓታቲ ኣካል ምርመራታት ፎረንሲክ ብምግባር ንምርግጋፅ ፍትሒ ርኡይ ግደ ከምዝተፃወተ ተሓቢሩ። ብመሰረት እዚ…

ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ውልቀ ንውፅኢታውነት ሃገራዊ ዘተ ግድኡ ንክዋፃእ ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ውልቀ ንውፅኢታውነት ሃገራዊ ዘተ ግድኡ ንክዋፃእ ተሓቲቱ። ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ካብ መላእ ሃገር ምስ ዝተውፃእፅኡ መምህራንን ኣመራርሓን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ውልቀ ይዛተ ኣሎ። ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን መስፍን…

ኣባላት ሓይሊ ባሕሪ ካብ ዝኾነ እዋን ብዝበለፀ ንዝኾነ ይኹን ልኡኽ ድልዋት ከምዘኾኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ሓይሊ ባሕሪ ካብ ዝኾነ እዋን ብዝበለፀ ንዝኾነ ይኹን ልኡኽ ድልዋት ከምዘኾኑ ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ገሊፁ። ተወካሊ ዋና ኣዛዚ እቲ ሓይሊ ባሕሪ ሬር ኣድሚራል ናስር ኣባድጋ፥ ንሓይሊታት ፀረ ሰላም ዓፀፋዊ ስጉምቲ ብምውሳድ ክብሪ ሃገር…