ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ሃረሪ ይሳለጥ ኣሎ Desta Feb 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ሃረሪ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ ቀዳማይ ፈረቓ ዓመት 2016 ዓ.ም እቲ ክልል ብርእሰ ምምሕዳር ኣርዲን በድሪ ቀሪቡ። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ ዘቕረብዎ ፀብፃብ፥ 106 ካፒታል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ናህሪ ናብሪ ብዝለዓለ ኩነታት ዝቕንሱ ስራሕቲ ጠመተ ሂብካ ክስራሕ ኢዩ-ከንቲባ ኣዳነች Desta Feb 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ናህሪ ናብሪ ብዝለዓለ ኩነታት ዝቕንሱ ስራሕቲ ጠመተ ሂብካ ክስራሕ ኢዩ ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ገሊፀን። ኣብ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ክሳብ ኣመራርሓ ወረዳ ምስ ዘለዉ ኣመራርሓ ክሳለጥ ዝቐነየ ገምጋም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ፌዴራልን ኢንስቲትዩት ቴክኒክን ስልጠና ሙያን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም Desta Feb 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ፌዴራልን ኢንስቲትዩት ቴክኒክን ስልጠና ሙያን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ኮርፖሬሽን ረሻድ ከማልን ዋና ዳይሬክተር እቲ ኢንስቲትዩት ብሩክ ከድር (ዶ/ር) ክታሞም ኣንቢረሙሉ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮ-ቴሌኮም ዲጂታል ኢትዮጵያ ዕላዊ ኣብ ምግባር ግደ መሪሕነቱ ዝዋፃእ ዘሎ ከምዝኾነ ገሊፁ Desta Feb 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ዲጂታል ኢትዮጵያ ዕላዊ ኣብ ምግባር ግደ መሪሕነቱ ዝዋፃእ ዘሎ ከምዝኾነ ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ እቲ ኩባኒያ ፍረሂወት ታምሩ ኣፍሊጠን። እቲ ኩባኒያ፥ ትካላት ውፅኢታዊ ንክኾና፣ ኣገልግሎተን ብቕልጡፍ ተበፃሒ ንምግባርን ፍሪያተን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ትካል ደቡባዊ ምትሕብባርን ብሓባር ንምስራሕ ኣብ ዘኽእሎም ዛዕባታት ከቲሞም Desta Feb 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ትካል ደቡባዊ ምትሕብባርን ብሓባር ንምስራሕ ኣብ ዘኽእሎም ዛዕባታት ሰነድ ስምምዕነት ከቲሞም። ኣብቲ ሰነድ፥ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር)ን ዋና ፀሓፊ ትካል ደቡባዊ ምትሕብባር መንሱር ቢን ሙሳለምን ክታሞም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሐዚ እውን ዘይተመለሱ ብዙሓት ሕቶታት ህዝቢ ኣለዉና- ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Desta Feb 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሸውዓተ ኣዋርሕ ዘዐወትናዮምን ውፅኢታዊ ዝኾኑን ስራሕቲ እንተሃለዉ እውን ሐዚ እውን ዘይተመለሱ ብዙሓት ሕቶታት ህዝቢ ኣለዉና ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ…
ስፓርት ንተፃወትቲ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ፃውዒት ቀሪቡ Desta Feb 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፅዋዕ ድሬ ንዝፃወቱ ተፃወትቲ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ፃውዒት ቀሪቡ። ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ ዝሳተፋሉ ፅዋዕ ድሬ፥ ካብ 16 ለካቲት ጀሚሩ ኣብ ኢንተርናሽናል ስታዲየም ድሬዳዋ ክሳለጥ ኢዩ። ኣብቲ ውድድር ዝሳተፉን ፃውዒት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብምስንዳእ ብሄራዊ ረብሓኣ ንምኽባር ሰሪሓ ኢያ – ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ Desta Feb 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ መበል 37 ስሩዕ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብምስንዳእ ብሄራዊ ረብሓኣ ንምኽባር ሰሪሓ ኢያ ከብሉ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ገሊፆም። ኣብ ክሊ እቲ ዝተኻየደ ጉባኤ፥ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣረጋን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣመራርሓ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ሃዋሳ ዑደት የሳልጡ ኣለዉ Desta Feb 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ሃዋሳ ዑደት የሳልጡ ኣለዉ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ኢንዱስትሪ ኣክሊሉ ታደሰ ሓፈሻዊ እዋናዊ ምንቅስቓስ ስራሕ እቲ ፓርክ ዝጠመተ መብርሂ ነቶም ኣመራርሓ ምቕራቦም ኣብቲ ኮርፖሬሽን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልኡኽ ንግድን ኢንቨስትመንትን ህንዲ ኣብ ዓውዲ ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ንምውፋር ዘለዎ ባህጊ ገሊፁ Desta Feb 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልኡኽ ንግድን ኢንቨስትመንትን ህንዲ ኣብ ዓውዲ ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ንምውፋር ዘለዎ ባህጊ ገሊፁ። ኣባላት እቲ ልኡኽ ምስ ምክትል ኮሚሽነራት ኮሚሽን ኢንቨስመነት ኢትዮጵያ ዳጋቶ ኩምቤን ዘለቀ ተመስገን (ዶ/ር)ን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘቲዮም።…