ቢዝነስ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ዓቕሚ ግብርና ንምጉልባት ክንሰርሕ ኢና-ግሩፕ ምምሕዳር ስግኣት ኣፍሪካ Desta Feb 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ዓቕሚ ግብርና ንምጉልባት ክንሰርሕ ኢና ክብል ግሩፕ ምምሕዳር ስግኣት ኣፍሪካ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ምስ ሓጋዚ ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታትን ዋና ዳይሬክተር ግሩፕ ምምሕዳር ስግኣት ኣፍሪካን…
ቢዝነስ ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ(ዶ/ር) ምስ ዋና ዳይሬክተር ዩኒዶ ዘቲየን Desta Feb 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ(ዶ/ር) ምስ ዋና ዳይሬክተር ትካል ልምዓት ኢንዱስትሪ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ዩኒዶ) ገርድ ሙለር ዘቲየን። ፍፁም ኣሰፋ(ዶ/ር)፥ ኣብ ምምሕያሽ ሃገር ቦቆል ኢኮኖሚን ፓሊሲ ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያን ኣብቲ ዘተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 87 መዓልቲ ዝኽሪ ሰማእታት 12 ለካቲት ይኽበር ኣሎ Desta Feb 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 87 መዓልቲ ዝኽሪ ሰማእታት 12 ለካቲት ኣብ ሓውልቲ ሰማእታት ስድስት ኪሎ ኣዲስ ኣበባ ይኽበር ኣሎ። ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤን ካልኦት ኣጋይሽን ኣብ ሓውልቲ ሰማእታት ስድስት ኪሎ ሕቑፊ ዕንበባ ኣንቢሮም። ከንቲባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልል ኣምሓራ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ጠመተ ዝገበረ ዘተ የሳልጡ ኣለዉ Desta Feb 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልል ኣምሓራ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ጠመተ ዝገበረ ዘተ የሳልጡ ኣለዉ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ካብ ህዝቢ ዝለዓል ጉዳይ ሰናይ ምምሕዳር፣ ስራሕቲ ልምዓትን ካልኦት ሕቶታትን ምምላስ ኣብ ዘኽእሉ ዘድሃበ ከምዝኾነ ኣሚኮ ፀብፂቡ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ቼክ ሪፐብሊክን ምትሕብባረን ኣጠናኺረን ከምዝቕፅላ ገሊፀን Desta Feb 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ቼክ ሪፐብሊክን ምትሕብባረን ኣጠናኺረን ከምዝቕፅላ ገሊፀን። በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደርን ፍሉይ ልኡኽን መንግስቲ ፌዴሪኢ ፍቃዱ በየነ ደብዳበ ሹመቶም ንፕሬዚዳንት ቼክ ሪፐብሊክ ፒተር ፓቬል ኣቕሪቦም። ኣምባሳደር ፍቃዱ፥ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ቻይና ን ዩኒዶን ንልምዓት ኢትዮጵያ ዘለዎም ሽርክና አመስጊኖም Desta Feb 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) መንግስቲ ቻይናን ትካል ልምዓት ኢንዱስትሪ ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ዩኒዶ)ን ኣብ ናብራ ዜጋታት ኢትዮጵያ ዝገብርዎ ዘለዉ ተግባራት ንዘርኣይዎ ተበግሶን ምትሕብባርን አመስጊኖም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 36 ሓበራዊ ኣኼባ ኮሚሽን ሚኒስትራት ኢትዮ-ኬንያ ይሳለጥ ኣሎ Desta Feb 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 36 ሓበራዊ ኣኼባ ኮሚሽን ሚኒስትራት ኢትዮ-ኬንያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዳይሬክተር ጀኔራል ጉዳያት ኣፍሪካ ኣምባሳደር ፍስሃ ሻውል፥ እተዪ ኮሚሽን ክልቲኣዊን ቀጣናዊን ጉዳያት ክልቲአን ሃገራት ንምፍታሕ…
ቢዝነስ ካብ ሰብ ስራሕ ሃይቂ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ 753 ቶን ፍሪያት ዓሳ ተረኺቡ Desta Feb 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ሰብ ስራሕ ሃይቂ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ 753 ቶን ፍሪያት ዓሳ ከምዝተረኸበ ምክትል ሓላፊ ቢሮ ሕርሻ ክልል ቢኒሻንጉል ጉምዝ ብርሃኑ ኢቴቻ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቲ ፍሪያት፥ ኣብ ዝሓለፉ 7 ኣዋርሕ ፍቓድ ብዝወሰዱ ኣርባዕተ ማሕበራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣኼባ መስረታ ፎረም ዘበናዊ ስርዓት ባዕዳዊ መግዛእቲ ዝቃወማ ሃገራት ተሳሊጡ Desta Feb 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣኼባ መስረታ ፎረም ዘበናዊ ስርዓት ባዕዳዊ መግዛእቲ ዝቃወማ ሃገራት ተሳሊጡ። እቲ ኣኼባ መሪሕ ፓርቲ ሩሲያ "ዩናይትድ ራሺያ ፓርቲ"ዘዳለዎ እንትኸውን፥ ካብ 15 ክሳብ 17 ለካቲት 2024 ዓ.ም.ፈ ኣብ ከተማ ሞስኮ ከምዝተኻየደ ተገሊፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ተወከልቲ ኩሎም ዞባታት ክልል ኣምሓራ ዘቲዮም Desta Feb 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ተወከልቲ ኩሎም ዞባታት ክልል ኣምሓራ ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መለእኽቲ፥ ኣብ እዋናዊ ዛዕባታት ክልል ኣምሓራ ጠመተ ብምግባር ኣብ ኩሎም ከባቢታት እቲ…