Fana: At a Speed of Life!

ጨፌ ኦሮሚያ  ዝተፈላለዩ ሹመታት ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጨፌ ኦሮሚያ ኣብ ዘሳልጦ ዘሎ ስሩዕ ጉባኤኡ ዝተፈላለዩ ሹመታት ኣፅዲቑ። ብመሰረት እዚ፦ 1.ኣብዱላዚዝ ዳውድ (ዶ/ር)---ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል 2.ኣብዲ ዩያ  (ዶ/ር)   ----- --ኮሚሸነር ኮሚሽን ፕላንን…

ቤት ምኽሪ ክልል ቤኒሻንጉል ጉምዝ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ቤኒሻንጉል ጉምዝ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ጉባኤኡ፥ ብርእሰ ምምሕዳር ክልል ቤኒሻንጉል ጉምዝ ኣሻድሊ ሓሰን ዝቐርብ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ 6 ኣዋርሕ ከምዘዳምፅ ኣብ ኮሚኒኬሽን እቲ ክልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…

ተሳተፍቲ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ነናብ ሃገሮም ይምለሱ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 37 ስሩዕ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪላ ዝተሳተፉ መራሕቲን ኣባላት ጉጅለ ልኡኽን ዝተፈላለያ ሃገራት ነናብ ሃገሮም ይምለሱ ኣለዉ። ብመሰረት እዚ መራሕቲ ጋና፣ ብሩንዲን ዚምባቡዌን ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ናይ ክብሪ ምፍናው…

ከይዲ ህንፀት መዕርፎ ነፈርቲ ሚዛን ኣማን ይቀላጠፍ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከይዲ ህንፀት መዕርፎ ነፈርቲ ሚዛን ኣማን ይቀላጠፍ ከምዘሎ በዓል መዚ ሲቪል አቪየሽን  ኢትዮጵያ ገሊፁ። ዋና ኣፈፃሚ ርክብ ህዝብን ኮሚኒኬሽንን እቲ በዓል መዚ ኣይተ እንዳለ ኣሰፋ፥ ኣብ ብዙሓት ከባቢታት ኢትዮጵያ ሀንፀት መዕርፎ ነፈርቲ ይካየዱ…

መሓዉር ፀፅታ ዓለም ንሕቶ ፍትሓዊነትን ሓቛፍነትን ምላሽ ክህብ ይግባእ- ፕሬዚዳንት መሓመድ ኦውልድ ጋዝዋኒ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መሓዉር ፀፅታ ዓለም ንሕቶ ፍትሓዊነትን ሓቛፍነትን ምላሽ ክህብ ይግባእ ክብሉ ፕሬዚዳንት ሞሪታኒያን ግዚያዊ ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካን መሓመድ ኦውልድ ጋዝዋኒ ገሊፆም። ኣብ ዝሓለፉ ክልተ መዓልታት ክካየድ ናይ ዝቐነየ  መበል 37 ስሩዕ ጉባኤ…

ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ንቀዳማዊት እመቤታት 14 ሃገራት ኣፍሪካ ኣቀባብላ ገይረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ኣብ መበል 28 ስሩዕ ጉባኤ ትካላት ልምዓት ክሳተፋ ንዝመፅኣ ቀዳማዊት እመቤታት 14 ሃገራት ኣፍሪካ ኣቀባብላ ገይረን። ኣብቲ ስነስርዓት ነተን ቀደማዊት እመቤታት እንግዶት ምሳሕ ተገይሩለን። ብተወሳኺ ባህላዊ…

ልዕሊ 275 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 275 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ጉምሩክ ኣፍሊጡ። እቲ ናውቲታት ካብ 1 ክሳብ 7 ለካቲት ብመሰረት ዝተገበረ ክትትል ዝተትሓዘ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣብ ቁፅፅር ካብ መንጎ ዝወዓሉ፥ ኣልባሳት፣…

ኣብ ትግራይ ብልዕሊ 201 ሚልየን ብር ዝግመት ሓገዝ ምግቢ ናብ 15 ከተማታት ምጉዓዓዝ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)”ህፁፅ ምላሽ ንትግራይ” ብዝብል ወፍሪ ብዝተኣከበ ልዕሊ 201 ሚልየን ብር ዝተዓደገ ሓገዝ ምግቢ ናብ 15 ከተማታት ክልል ትግራይ ምጉዓዓዝ ከምዝተጀመረ ተገሊፁ። እቲ ሓገዝ ዕፉን ብ18 ተሽከርከርቲ ብምፅዓን ናብ ንዝተፀገሙ ወገናት ይጎዓዓዝ ከምዘሎ…

ንዘላቒን ሓቛፊን ምዕባለ ኣፍሪካ ኣጀንዳ ዲጂታላዜሽን ወሳኒ ኢዩ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጎኒ ንጎኒ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ “ንለውጢ ኣፍሪካ ዲጂታላይዜሽን ምዕጣቕ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዝተሰናድአ መድረኽ ዘተ ኣብ ሙዚየም ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ፥ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወረቅ ዘውዴ ሓዊሱ መራሕቲን…

ሞሪታኒያ ኣቦ መንበርነት ሕብረት ኣፍሪካ 2024 ካብ ኮሞሮስ ተቐቢላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሞሪታንያ  ሞሃመድ ኦልድ ጋውዛኒ ኣቦ መንበርነት ሕብረት ኣፍሪካ 2024 ብምዃን ተመሪፆም። መራሕቲ 49 ሃገራትን ተወከልቲን ዝተሳተፍሉ መበል 37 ስሩዕ ጉባኤ መራሕቲ ሃገራት ሕብረት ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ። ትምህርቲ መሰረት ኩሎም…