ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ሌሴቶ ሳሙኤል ፆኮኣኔ ማትኬን ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Desta Feb 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ሌሴቶ ሳሙኤል ፆኮኣኔ ማትኬን ኣብ መበል 37 ስሩዕ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር ግብርና ግርማ አመንቴ(ዶ/ር) ኣቀባብላ ገይረሙሎም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሪፐብሊክ ኮንጎ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Desta Feb 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሪፐብሊክ ኮንጎ ዴኒስ ሳሶ ንጉዌሶ ኣብ መበል 37 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምርካብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር እቶት ኣይናለም ንጉሴ ኣቀባብላ ገይረናሎም። ብመራኦል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ብራዚል ዘቲዮም Desta Feb 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ብራዚል ሉዊዝ ኢናሲዮ ሉላ ዳ ሲልቫ ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሎሚ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምስካጥ ናብ ኢትዮጵያ ዝመፅኡ ፕሬዚዳንት ሉዊዝ…
ቢዝነስ ልዕሊ 20 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም Desta Feb 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዳማ ልዕሊ 20 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም። እቶም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ብኤፍ ኤስ ኣር ተፃዒኖም ዝተረኸቡ እንትኾኑ፥ 1 ሺሕን 190 ቆፎታት ሞባይልን 4 ሺሕን 996 ባትሪታት ሞባይልን ከምዝኾኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Desta Feb 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼኽ ሞሃሙድ ኣብ መበል 37 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ኣቀባብላ ገይረሙሎም። ብመራኦል ከድር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ብራዚል ኣብ ሙዚየን ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣሳሊጦም Desta Feb 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ብራዚል ሉላ ዳ ሲልቫ መስ ቀዳማዊት እመቤት ጃንጃ ሉላ ዳ ሲልቫ ብምዃን ኣብ ሙዚየን ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣሳሊጦም። ኣብቲ ሙዚየም ሕቑፊ ዕንበባ መንባሮም ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየን ገሊፀን።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ስለሺ በቀለ(ዶ/ር ኢ/ር) ምስ ኣባል ኮንግረንስ ኣሜሪካ ጆናታን ጃክሰን ዘቲዮም Desta Feb 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ስለሺ በቀለ(ዶ/ር ኢ/ር) ምስ ኣባል ኮንግረንስ ኣሜሪካ ጆናታን ጃክሰን ዘቲዮም። ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ብዛዕባ ዘሎ ኩለ መዳይ ርክብ ኣድላይነት ዝጠመተ ዘተ ከምዘካየዱ ተገሊፁ። ኣብ ኣጎዋ፣ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መራሕቲ ሃገራት ንጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ናብ ኣዲስ ኣበባ ምእታው ጀሚሮም Desta Feb 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መራሕቲ ሃገራት ኣብ ቀዳመ ሰንበት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝሳለጥ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ምእታው ጀሚሮም። ብመሰረት እዚ ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር ማያርዲት ኣብ መበል 37 ስሩዕ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ኣዲስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ክልል ሲዳማ ተወሳኺ ባጀት ልዕሊ 259 ሚሊየን ብር ኣፅዲቑ Desta Feb 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ሲዳማ ተወሳኺ ባጀት ልዕሊ 259 ሚሊየን ብር ኣፅዲቑ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዘሳልጦ ዘሎ ስሩዕ ጉባኤ ኢዩ ነቲ ባጀት ኣፅዲቑዎ። ካብ ማእኸል እቲ ክልል፣ ከተማ ወንዶገነት፣ ከተማ ኣለታ ጩኮን ወረዳ ኣለታ ጩኮን ምምሕዳር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፀገማት ናህሪ ናብራ ንምፍታሕ ዓሊሙ ዝስራሕ ዘሎ ተግባር ተጠናኺሩ ክቕፅል ይግባእ – ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ Desta Feb 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምንቅስቓስ ፍሪያት ንምስፋሕን ፀገማት ናህሪ ናብራ ንምፍታሕን ዓሊሙ ዝስራሕ ዘሎ ተግባር ተጠናኺሩ ክቕፅል ይግባእ ክብሉ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ገሊፆም። ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ፣ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ነጋሽ…