ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ንጎሆ ጀሚሩ ክሳብ ሐዚ 103 ሚሊየን ፈልሲ ተተኺሉ Desta Jul 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሓደ ፀሓይ 700 ሚሊየን ፈልስታት ናይ ምትካል መርሃ ግብሪ ይካየድ ኣሎ። ካብ ንጎሆ ጀሚሩ ክሳብ ሐዚ 103 ሚሊየን ፈልሲ ተተኺሎም። 4 ነጥቢ 3 ሚሊየን ሰባት ኣብቲ መርሃ ግብሪ ተሳቲፎም።
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እንተኽሎም ፈልሲታት ንትውልዲ ዝሳገር ረብሓ ዘርክቡ ኢዮም-ኣይተ ደስታ ሌዳሞ Desta Jul 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)እንተኽሎም ፈልሲታት ንትውልዲ ዝሳገር ረብሓ ዘርክቡ ኢዮም ኢሎም ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሌዳሞ። እቶም ርእሰ ምምሕዳር “ብምትካል ምብራኽ” በዝብል መሪሕ ሓሳብ ናይ ዝካየድ ናይ ሎሚ ዘበን መርሃ ገብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ተኸላ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ብመርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ልዑል ውፅኢት ተመዝጊቡ ኢዩ-ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ Desta Jul 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ብመርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ልዑል ውፅኢት ተመዝጊቡ ኢዩ ኢሎም ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ። እተ ርእሰ ምምሕዳር መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ሓደ ፀሓይ ኣብ ዞባ ጅማ ኣጀሚሮም። ኣብ ዝሓለፉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ንኢትዮጵያ ብሓባር ንምምዕባል ልዑል ግደ ኣለዎ Desta Jul 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ንኢትዮጵያ ብሓባር ንምምዕባል ልዑል ግደ ኣለዎ ኢሎም ሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴ(ዶ/ር)። እቶም ሚኒስትር ኣብ ሓደ ፀሓይ 700 ሚሊየን ፈልሲ ናይ ምትካል መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኣሰሮም ኣንቢሮም፤…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ኣብ ከተማ ጅማ ዊልቼሮች ብውህብቶ ኣበርኪተን Desta Jul 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ኣብ ከተማ ጅማ ዊልቼሮች ንጉድኣት ኣካል ብውህብቶ ኣበርኪተን። ቤረት ፅሕፈት ቀዳማዊት ሚኒስትር ኣብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሃገርና ንዝነብሩ ደገፍ ንዝጠልቡ ጉድኣት ኣካል ድጋፍ ዊልቼር ናይ ምግባር መርሃ ግብሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ሃረሪ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ሓደ ፀሓይ ይካየድ ኣሎ Desta Jul 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ሃረሪ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ሓደ ፀሓይ ይካየድ ኣሎ። እቲ መርሃ፥ ግብሪ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና እቲ ክልል፣ ምክትል ርእሰ ምምሕዳርን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ እቲ ክልልን ኣብ ዝተረኸብሉ ኢዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሓምለዋይ ኣሰር ንዓለም ዘደምም ስራሕ ንሰርሕ ኣለና-ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Desta Jul 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብመርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ንዓለም ዘደምም ስራሕ ንሰርሕ ኣለና ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ። እተን ከንቲባ ኣብ ሓደ ፀሓይ 700 ሚሊየን ሓምለዋይ ኣሰር ናይ ምንባር መርሃ ግብሪ ኣሰረን ኣንቢረን። ሓምለዋይ ኣሰር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሓደ ፀሓይ 700 ሚሊየን ፈልሲ ምትካል ኣብ ዓለም ልዑል ውፅኢት ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ (ዶ/ር) Desta Jul 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሓደ ፀሓይ 700 ሚሊየን ፈልሲ ምትካል ኣብ ዓለም ልዑል ውፅኢት ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ (ዶ/ር)። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዞባ ጅማ ሓምለዋይ ኣሰሮም ብምንባር ናይ ሎሚ ዘበን ናይ ሓደ ፀሓይ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ብዕሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሎሚ ሓዱሽ ታሪክ ንዓለም ንምርኣይ ተዳሊና ኣለና – መንግስቲ Desta Jul 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2017 ዓ.ም(ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ ምኽኣልና ደጊምና እነርእየሉ ዕለት ኢዩ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ኣገልግሎት ተስፋሁን ጎበዛይ ሎሚ ዝካየድ መርሃ ግብሪ ምትካል ፈልሲ ጠሚቶም ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ኣብ ሓደ ፀሓይ 700 ሚሊየን ናይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሎሚ ብብርኪ ሃገር ካብ ሰዓት 12፡00 ጀሚሩ ኣብ ሓደ ፀሓይ 700 ሚሊየን ፈልሲታት ክትከል ኢዩ Desta Jul 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2017 ዓ.ም(ኤፍ ኤም ሲ) ሎሚ ብብርኪ ሃገር ካብ ሰዓት 12፡00 ጀሚሩ ኣብ ሓደ ፀሓይ 700 ሚሊየን ፈልሲታት ክትከል ኢዩ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሓሙስ ብሓባር ታሪኽ ንስራሕ ክብሉ ፃውዒት ኣቕሪቦም፡፡ እቶም…