ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ሲዳማ ህዝባዊ ዘተ ይካየድ ኣሎ Desta Feb 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሲዳማ ህዝባዊ ዘተ ይካየድ ኣሎ። ኣብ ከተማ ሃዋሳ ኣብ ዝካየድ ዘሎ መድረኽ ዘተ፥ ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ፣ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ነጋሽ ዋጌሾ (ዶ/ር፣ ኢ/ር)፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ክልልን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማታት ክልል ዓፋር ህዝባዊ ዘተ ይካየድ ኣሎ Desta Feb 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማታት ክልል ዓፋር ህዝባዊ ዘተ ይካየድ ኣሎ። እቲ ኣብ ከተማ ሰመራ፣ ሎጊያ፣ ኣሳኢታ ዝካየድ ዘሎ መድረኽ፥ “ህብረ ብሄራዊ ሕውነት ንዘላቒ ሰላምን ኩለ መዳይ ምዕባለን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝሳለጥ ዘሎ። ኣብቲ መድረኽ፥ ሚኒስትር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ሃረር ህዝባዊ ዘተ ይካየድ ኣሎ Desta Feb 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ሃረር ህዝባዊ ዘተ ይካየድ ኣሎ። እቲ መድረኽ፥ “ህብረ ብሄራዊ ሕውነት ንዘላቒ ሰላምን ኩለ መዳይ ምዕባለን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝሳለጥ ዘሎ። ተፀዋዒ መንግስቲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተስፋዬ ቤልጂጌ፣ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ቀብሪ ደሓር ህዝባዊ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ Desta Feb 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ ከተማ ቀብሪ ደሓር ህዝባዊ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ፥ “ህብረ ብሄራዊ ሕውነት ንዘላቒ ሰላምን ኩለ መዳይ ምዕባለን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝሳለጥ ዘሎ። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ጋምቤላ ኡሞድ ኡጁሉ፣ ሚኒስትር ዴኤታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህዝባዊ መድረኽ ዘተ ኣብ ክልል ጋምቤላ ይካየድ ኣሎ Desta Feb 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝባዊ መድረኽ ዘተ ኣብ ክልል ጋምቤላ ይካየድ ኣሎ። እቲ መድረኽ፥ “ህብረ ብሄራዊ ሕውነት ንዘላቒ ሰላምን ኩለ መዳይ ምዕባለን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝሳለጥ ዘሎ። ኣብቲ መድረኽ፥ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ማእከላዊ ኢትዮጵያ እንዳሻው…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ህዝባዊ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ Desta Feb 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ዝተረኸብሉ ህዝባዊ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ኢዮብ ተካልኝ(ዶ/ር)፣ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ቅርንጫ ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ፀጋዬ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህዝባዊ መድረኽ ዘተ ኣብ 20 ከተማታት ይሳለጥ ኣሎ Desta Feb 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝባዊ መድረኽ ዘተ ኣብ 20 ከተማታት ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ፥ “ህብረ ብሄራዊ ሕውነት ንዘላቒ ሰላምን ኩለ መዳይ ምዕባለን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝሳለጥ ዘሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ዝተፈላለዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፍፁም ኣሰፋ(ዶ/ር) ምስ ተወካሊ ኣይ ኤም ኤፍ ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲየን Desta Feb 13, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ(ዶ/ር) ምስ ተወካሊ ኣይ ኤም ኤፍ ኣብ ኢትዮጵያ ቶቢያስ ናይቦ ዘቲየን። ኣብ ኢኮኖሚ ስታትስቲክስ፣ ምምሕዳር ፐብሊክ ኢንቨስትመንት ደገፍ ቴክኒክ ብምግባር በምትሕብባር ምስራሕ ኣብ ዘኽእል ኩነታት ምዝታዮም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልኡኾም ብጅግንነት ብምፍፃም ንዝተመለሱ ኣባላትን ኣመራርሓን ፀረ ግብረ ራዕዲ ኣቀባብላ ተገይሩሎም Desta Feb 13, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልኡኾም ብጅግንነት ብምፃም ንዝተመለሱ ኣባላትን ኣመራርሓን ፀረ ግብረ ራዕዲ ኣብ ካምፕ ተወርዋሪ ሓይሊ ኮልፌ ድሙቕ ኣቀባብላ ተገይሩሎም። እቶም ኣባላትን ኣመራርሓን ልዕሊ ኣርባዕተ ዓማውቲ ኣብ ዝተፈላለዩ ግዳጃት ተዋፊሮም ካብ ዝፀንሕሉ እንትምለሱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስምምዕነት ፕሪቶሪያ ሙሉእ ብሙሉእ ተግባራዊ ንክኸወን መንግስቲ ፃዕሪ ይገበር ኣሎ-ኣምባሳደር ምስጋኑ Desta Feb 13, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስምምዕነት ፕሪቶሪያ ሙሉእ ብሙሉእ ተግባራዊ ንክኸወን መንግስቲ ፃዕሪ ይገበር ኣሎ ክብሉ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣረጋ ገሊፆም። ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣብ ፓርላማ ጀርመን ሓላፊት ኮሚቴ ውድብ ሕቡራት መንግስታት፣ ዓለም…