Fana: At a Speed of Life!

ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ሙሳ ፋኪ መሃማት ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ መሃማት ዘቲዮም። ኣምባሳደር ታዬ፥ ኢትዮጵያ ኣባልን መቐመጢትን ሕብረት ኣፍሪካ ከም ምዃና ነቲ ሕብረት እትገብሮ ደገፍ ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል…

ሙዚየም ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ንዑደተኛታት ክፍቲ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከባቢ ፒያሳ ዝተሃነፀ ሙዚየም ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ንዑደተኛታት ክፍቲ ኮይኑ። ብመሰረት እዚ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ዝተፈላለያ ኣብያተ ዕዮ መንግስቲ ዑደት የሳልጡ ኣለዉ። ኣብ እዋን እቲ ዑደት፥ ዓወት ዓድዋ ተምሳሌት ጅግንነትን…

ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ብ100 ሚሊየን ብር ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ዘህነፆ ፋብሪካ ሕሩፅን ባኒን ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ብ100 ሚሊየን ብር ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ዘህነፆ ፋብሪካ ሕሩፅን ባኒን ተመሪቑ ንኣገልግሎት ክፍቲ ኮይኑ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ምርቓት፥ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)፣ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው፣ ርእሰ…

ቀንዲ ጠመተና ህልውናን ድሕንነትን ህዝቢ ትግራይ ምርግጋፅ ኢዩ-ኣይተ ጌታቸው ረዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 04 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ኣብ ህልው እዋናዊ ጉዳያት ዝጠመተ መግለፂ ሎሚ መዓልቲ ሂቦም። ኣይተ ጌታቸው ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ንዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ዝዓመሞም ዕማማትን ብርኪ ትግበራ…

ኮሌጅ ጥዕና ዩኒቨርስቲ ዓዲግራት ወፍሪ መጥባሕቲ ዓይኒ ሞራ ከካይድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 04 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሌጅ ጥዕና ዩኒቨርስቲ ዓዲግራት ወፍሪ መጥባሕቲ ዓይኒ ሞራ ኣብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓዲግራት ከምዘካየድ ኣፍሊጡ። እቲ ሕክምና መጥባሕቲ ምስ ቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይን ኣልባሳር ፋውንዴሽን ዝተብሃለ ትካልን ብምትሕብባር ከምዝካየድ…

ስብራት ዓውዲ ሕርሻና ንምፅጋን ዝጀመርናዮ ጉዕዞ ውፅኢታዊ ይኸውን ኣሎ-ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 04 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ወሓዚ ሩባ ዋቢ ሸበሌ ብምጥቃም ኣብ ክልል ሶማሌ ዞባ ሸበሌ ወረዳ ቤርዓኖ ዝስራሕ ዘሎ ስራሕቲ መስኖ ሕርሻ ሎሚ መዓልቲ ዑደት ገይሮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ…

ምክትል ቀ/ሚ ተመስገን ምስ ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልል ኣምሓራ ይዛተዩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 04 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ምስ ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልል ኣምሓራ ይዛተዩ ኣለዉ። እቲ ዘተ ኣብ ጉዳያት ልምዓትን ሰላምን ጠመተ ዝገበረ ኢዩ ተባሂሉ። ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ኣብ ዝተሳለጡ ህዝባዊ ዘተታት ደልየት ህዝቢ…

ሙዚየም ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ንዑደተኛታት ክፍቲ ክኸውን ኢዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 04 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከበባ ፒያሳ ዝተሃነፀ ሙዚየም ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ንዑደተኛታት ክፍቲ ክኸውን ኢዩ ተባሂሉ። ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥  ዓወት ዓድዋ ዝኽሪ ኩላትና ኢዩ፤ ናብቲ ሙዚየም…

ኬኒያዊ በዓል ዋና ክብረ ወሰን ማራቶን ኣትሌት ከልቪን ኪፕቱም ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኬኒያዊ በዓል ዋና ክብረ ወሰን ማራቶን ወዲ 24 ዓመት ኣትሌት ከልቪን ኪፕቱም ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ። እቲ ኣትሌት ብሰንኪ ሓደጋ መኪና ህይወቱ ከምዝሰኣነ ኣብ ኣትሌቲክስ ዓለም ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። ብተወሳኺ ሩዋንዳዊ ኣሰልጣኒኡ…

ኣብ ትግራይ ን20 መዓልቲ ዝፀንሕ ነፃ ወፍሪ ዕቀባ ሓመድን ማይን ሎሚ መዓልቲ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 04 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ብብርኪ ክልል ን20 መዓልቲ ዝፀንሕ ነፃ ወፍሪ ዕቀባ ሓመድን ማይን ሎሚ መዓልቲ ተጀሚሩ። እቲ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተፈላለያ ዞባታት ተጀሚሩ ዘሎ ወፍሪ ዕቀባ ሓመድን ማይን፥ “ወፍሪ ዕቀባ ሓመድን ማይን ንዘላቒ ቁጠባዊ ውሕስናና!”…