ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ 20 ከተማታት ክልል ኦሮሚያ ህዝባዊ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ Desta Feb 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 20 ከተማታት ክልል ኦሮሚያ ህዝባዊ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ፥ ‘’ህብረ ብሄራዊ ሕውነት ንዘላቒ ሰላምን ኩለ መዳይ ምዕባለን’’ ዝብልመሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ኢዩ። ኣብቲ ዘተ፥ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ዝተፈለላዩ ዛዕባታት…
ቢዝነስ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ንልዕሊ 27 ሺሕ ዜጋታት ዕድል ስራሕ ፈጢሩ Desta Feb 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ንልዕሊ 27 ሺሕ ዜጋታት ዕድል ስራሕ ከምዝፈጠረ ገሊፁ። እቲ ዕድል ስራሕ ኣብ 12 ፓርክታት ኢንዱስትሪን ናፃ ቀጣና ነግዲ ድሬዳዋን ዝተፈጠረ ከምዝኾኑ ተሓቢሩ። ገምጋም ኣፈፃፅማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ካብ 4 ለካቲት ጀሚሩ ን20 መዓልቲ ዝፀንሕ ነፃ ወፍሪ ዕቀባ ሓመድን ማይን ክካየድ ኢዩ Desta Feb 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 01 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ብብርኪ ክልል ካብ 4 ለካቲት 2016 ዓ.ም ጀሚሩ ን20 መዓልቲ ዝፀንሕ ነፃ ወፍሪ ዕቀባ ሓመድን ማይን ከምዝካየድ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። "ወፍሪ ዕቀባ ሓመድን ማይን ንዘላቒ ቁጠባዊ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሬዚዳንት ዘሌንስኪ ንዋና ኣዛዚ ሰራዊት ምክልኻል ዩክሬን ካብ ስራሕ ኣሰናቢቶምዎ Desta Feb 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 01 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ዩክሬን ቮሎድሚር ዘሌንስኪ ንዋና ኣዛዚ ሰራዊት ምክልኻል ዩክሬን ጄነራል ቫለሪ ዛሉዥኒን ካብ ስራሕ ከምዘሰናበትዎም ተገሊፁ። ፕሬዚዳንት ዘሌንስኪ ነቶም ዋና አዛዚ ካብ ስራሕ ዘሰናበትሉ ምኽኒያት፥ ኣብ መንጎ እቶም መራሕቲ ኣፈላላይ ሓሳብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) ኣብ ዳግመ ህንፀትን ኣፈፃፅማ ስምምዕነት ሰላምን ክልል ትግራይ ዝጠመተ ገምጋም የሳልጡ ኣለዉ Desta Feb 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ስራሕ ካብ ዝጅምር ንነዘ ዝነበርዎ ስራሕቲን ምምሕያሻትን ብዕምቆት ምግምጋም ጀሚሮም። እቲ ብላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን ክልልን ዝግበር ዝረብሕ ገምጋም ኣብ ድህረ ጎንፂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣባል ፓርቲ ብልፅግና እንተይኮኑ ንከገልግሉ ዕድል ምሃብ ረብሓ ሃገር ምቕዳም ኢዩ-ኣባላት ባይቶ Desta Feb 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባል ፓርቲ ብልፅግና እንተይኮኑ ንከገልግሉ ዕድል ምሃብ ረብሓ ሃገር ምቕዳም ኢዩ ክብሉ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ገሊፆም። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ ኣብ ዘካየዶ ስሩዕ ኣኼብኡ፥ ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር፣ ኣምባሳደር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኣብ ትግራይ ሰብኣዊ ቅልውላው ንዘጋጠሞም ወገናት ልዕሊ 67 ሚልየን ብር ደገፍ ለጊሱ Desta Feb 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ሼኽ ሓጂ ኢብራሂም ቱፋ ዝተመርሐ ጉጅለ ሉኡኽ እቲ ቤት ምኽሪ ናብ መቐለ ብምኻድ ኣብ ከቢድ ሰብኣዊ ቅልውላው ንዝርከቡ ወገናት ዝኸውን ሓገዝ ኣበርኪቱ። ብመሰረት እዚ ብሰንኪ እቲ ዝነበረ…
ስፓርት ጃፓን ንፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ሓገዝ ናውቲ ስፖርት ገይሩ Desta Feb 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ከተማ ካስማ፣ ጃፓን ሺንጁ ያማጉቺ፥ ንፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ሓገዝ ናውቲ ስፖርት ገይሩ። ኣብታ ከተማ ኣብ ወርሒ ታሕሳስ ዝሓለፉ 5 ዓመታት ኣትሌት ሻምበል ኣበበ በቂላ ንምዝካር ዘኽእል ውድድር ፍርቂ ማራቶን ከምዘዳሊ ተገሊፁ ንምዝካር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ሬዲዋን ሑሴን ዋና ዳይሬክተር ብሄራዊ ኣገልግሎት መረዳእታን ድሕንነትን ብምዃን ተሸይሞም Desta Feb 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ዝተፈላለዩ ሹመታት ሂቦም። ብመሰረት እዚ፥ ኣምባሳደር ሬዲዋን ሑሴን ዋና ዳይሬክተር ብሄራዊ ኣገልግሎት መረዳእታን ድሕንነትን ብምዃን ተሸይሞም። ብተወሳኺ ትዕግስት ሃሚድ ዋና ዳይሬክተር ኢንፎርሜሽንን መርበብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ጥዕና ብምዃን ዝተሸማ ዶ/ር መቅደስ ዳባ መን ኢየን? Desta Feb 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ብምዃን ዝተሸማ ዶ/ር መቅደስ ዳባ መን ኢየን?። ዶ/ር መቅደስ ዳባ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተወሊደን ኣብ ዩንቨርስቲ ሃዋሳ ቀዳማይ ዲግሪአን ዝዛዘማ ኢየን። ካልኣይ ዲግሪአን ድማ ብሕብረተሰብ ጥዕና ኢየን ረኺበን።…