Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ሓዊሱ መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራትን ትካላትን ክሳተፉ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ሓዊሱ መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራትን ትካላትን ክሳተፉ ኢዮም ክብል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር መለስ ኣለም(ዶ/ር) ኣብ…

ሎሚ መዓልቲ ዝፀደቑ ሹመታት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና እንትላዘበሉ ድሕሪ ምፅናሕ ዝተወሰኑ ከምዝኾኑ ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ዝፀደቑ ሹመታት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና እንትላዘበሉ ድሕሪ ምፅናሕ ዝተወሰኑ ከምዝኾኑ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ነዚ ዝበሉ ሻድሻይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ መበል ሳልሳይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል…

ዶክተር መቅደስ ዳባ  ሚኒስትር ጥዕና ብምዃን ተሸይመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣብ ዘሳለጦ መበል 3ይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 15 ስሩዕ ኣኼባኡ ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝቐረበሉ ሹመት መርሚሩ ኣፅዲቑ። ብመሰረት እዚ ዶክተር መቅደስ ዳባ  ሚኒስትር ጥዕና ብምዃን ከምዝተሸማ ኢቢሲ…

ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ብምዃን ተሸይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣብ ዘሳለጦ መበል 3ይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 15 ስሩዕ ኣኼባኡ ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝቐረበሉ ሹመት መርሚሩ ኣፅዲቑ። ብመሰረት እዚ ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ብምዃን…

ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ብምዃን ተሸይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣብ ዘሳለጦ መበል 3ይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 15 ስሩዕ ኣኼባኡ ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝቐረበሉ ሹመት መርሚሩ ኣፅዲቑ። ብመሰረት እዚ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ብምዃን ከምዝተሸሙ…

ሰነ ስርዓት  ርኽክብ ሳይት ካልኣይ ብርኪ ህንፀትን ዝርግሐን ግድብ ገረብሰገን ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቅድሚ ኲናት ብ830 ሚልየን ብር ንክህነፅ ተተሊሙ 12 ምኢታዊ ምስ በፅሕ ዝተቛረፀ ካልኣይ ብርኪ ህንፀትን ዝርገሐን ፕሮጀክት ግድብ ገረብ ሰገን መሊስካ ንምጅማር ዘኽእል ስነ ሰርዓት ርኽክብ ሳይት ተሳሊጡ። እቲ ስነ ስርዓት ኣብ መንጎ ቢሮ ማይሃፍቲ…

ኢትዮጵያ ቅድሚ 5 ዓመት ካብ ዝነበራ 32 ሚኢታዊት ፅዕንቶ ልቓሕ ወፃኢ ናብ 17 ሚኢታዊ ወሪዱ-ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ መበል ሳላሳይ ዘበን ስራሕ መበል 14 ስሩዕ ኣኼባ ስሩዕ ኣኼብኡ ኣሳሊጡ። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝተልዓሉ ሕቶታት ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ፥…

ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ብብርኪ ሃገር 265 ቢሊየን ብር ኣታዊ ተኣኪቡ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ብብርኪ ሃገር 265 ቢሊየን ብር ኣታዊ ተኣኪቡ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስተር ካብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝተልዓልሎም ሕቶታት መንርሂ ሂቦም። ኣብ መብርሂኦም፥ ኣብ ዝሓለፉ 6…

ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ዕዉት ንክኸውን ዘኽእል ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 37 ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ዕዉት ንክኸውን ዘኽእል ምድላው ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ፥ ብሄራዊ ኮሚቴ ተጣይሹ ንሰለስተ ኣዋርሕ ብዙሓት ስራሕቲ ከምዝተሰርሐ ተዛሪበን። ሎሚ ዘበን…

ብኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ካብ መንጎ ዝወዓሉ ተጠርጠርቲ እቶም ኣብዝሓ ተማሂሮምን ሰልጢኖምን ከምዝተሰደዱ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ካብ መንጎ ዝወዓሉ ተጠርጠርቲ እቶም ኣብዝሓ ተማሂሮምን ሰልጢኖምን ከምዝተሰደዱ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። ይኹን እንበር ኣብ ከይዲ ዝፍጠሩ ስሕተታት ንከይህልዉ ብቦርድ መርማሪ ኣዋጅ ይስራሕ…