Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ስምምዕነት ፕሪቶሮያ ብዝምልከት ንዝተልዓሉ ሕቶታት መብርሂ ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ መበል ሳላሳይ ዘበን ስራሕ መበል 14 ስሩዕ ኣኼባ ስሩዕ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዝሃብዎ ምላሽ፥ ድሕሪ ስምምዕነት ሰላም መንግስቲ ፌዴራልን ግዚያዊ…

ኣብ ኢትዮጵያ ብሰላም፣ ምርጫ፣ ዴሞክራሲ እንተዘይኮይኑ ድሕረ ሐዚ ብኣፈሙዝ ጠበንጃ ስልጣን ሒዝካ ምምሕዳር ኣይከኣልን- ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ መበል ሳላሳይ ዘበን ስራሕ መበል 14 ስሩዕ ኣኼባ ስሩዕ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዝሃብዎ ምላሽ፥ ሰላም ኣብ ዘይብሉ ኩነታት ዓበይቲ ነገራት ምትላም…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ስሩዕ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ መበል ሳላሳይ ዘበን ስራሕ መበል 14 ስሩዕ ኣኼባ ስሩዕ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ። እቶም ኣባላት ወከልቲ ህዝቢ ሕቶታት የቕርቡ ኣለዉ። ኣብቲ ኣኼባ ብመሰረት ደንቢ ኣሰራርሓን…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ካናዳ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ካናዳ ጀስቲን ትሩዶ ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ከልቲኣዊን ኩለ መዳያዊን ርክብ እተን ሃገራት ጠመተ ዝገበረ ልዝብ ከምዝገበሩ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ ገሊፆም።…

2 ቢሊየን ብር ካፒታል ዘመዝገበ ኩባንያ ናብ ስራሕ ክኣቱ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)2 ቢሊየን ብር ኢንቨስት ዝተገበረሉ ኩባንያ መፍረዪ ጫማን ፎደራን ናብ ስራሕ ክኣቱ ኢዩ ተባሂሉ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣክሊሉ ታደሰ፥ እቲ ኩባኒያ ብሙሉእ ዓቕሙ ስራሕ ክሳብ ዝጅምር ዝግበረሉ ደገፍ ተጣናኺሩ…

ን20 ሺሕ ወገናት ዕድል ስራሕ ዝፈጥር ፋብሪካ ስሚንቶ ናሽናል ለሚ ኣብ ቀረባ እዋን ናብ ፍሪያት ክኣቲ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ን20 ሺሕ ወገናት ዕድል ስራሕ ዝፈጥር ፋብሪካ ስሚንቶ ናሽናል ለሚ ኣብ ቀረባ እዋን ናብ ፍሪያት ክኣቲ ኢዩ ተባሂሉ። ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልልን ዞባን ኣምሓራ ኣብቲ ፋብሪካ ዑደት ኣሳሊጦም። ምክትል ኣካያዲ ስራሕ እቲ ፋብሪካ ኣበባው በቀለ፥ እቲ…

ናንጎሎ ምቡምባ ፕሬዚዳንት ናሚቢያ ብምዃን ተሸይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናንጎሎ ምቡምባ ፕሬዚዳንት ናሚቢያ ብምዃን ተሸይሞም። ነበር ፕሬዚዳንት ናሚቢያ ሃጌ ጌንጎብ ብዝሓደሮም ሕማም ካብዚ ዓለም ብሞት ምፍላዮም ይዝከር። ብመሰረት እዚ ምቡምባ ትማሊ ፕሬዚዳንት ብምዃን ቃለ ማሕላ ፈፂሞም። ኔቱምቦ ናንዲ-ንዳይትዋህ…

ኣሜሪካ ኣብ ሶርያን ዒራቕን መጥቃዕቲ ፈፂማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ኣብ ሶርያን ዒራቕን ዝርከቡን ምስ ኢራን ምትእስሳር ኣለዎም ኣብ ልዕሊ ዝበለቶምን ጉጅለታት ዕላማ ዝገበረ መጥቃዕቲ ትማሊ ዓርቢ ለይቲ ከምዝፈፀመት ተገሊፁ። እቲ መጥቃዕቲ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብኢራን ዝድገፉ ዕጡቓት ዮርዳኖስ ኣብ ዝርከብ…

ኣብ ትግራይ ምኽፋት ባንኪ ገዳ ኣብ መንጎ ህዝብታት ዝነበረ ርክብ ኣብ ምጥንኻር ዝሕግዝ ኢዩ-ኣይተ ጌታቸው ረዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብ1 ነጥቢ 1 ቢልየን ብር ካፒታል ቅድሚ ሓደ ዓመት ዝተመስረተ ባንኪ ገዳ ጨንፈር ኣብ መቐለ ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ። ኣብ ስነ ስርዓት ምረቓ ዝተረኸቡ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ፥ ብሰንኪ እቲ ዝነበረ ኲናት ኣብ…

ወተሃደራዊ ኣካዳሚ ኢትዮጵያ ሕፁያት መኮንናት ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ወተሃደራዊ ኣካዳሚ ኢትዮጵያ ኣብ ኣብ ማእኸል መሰልጠኒ ሁርሶ ኮንቲጀንት ንመበል 24 ዙር ዘሰልጠኖም ሕፁያት መኮንናት ሎሚ ኣመሪቑ። ኣብ ስነ ሰርዓት እቲ ምርቓት፥ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፣ ከንቲባ ምምሕዳር ድሬዳዋ ከድር…