ብዙሕነት ኣብ መትከል ማዕርነት ናይ ዝተሰረተ ማንነት መርኣያ ኢዩ-ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዙሕነት ብፍፁም ዓብላልነት ሓሳብ ዝተደረኸ እንተይኮነስ ኣብ መትከል ማዕርነት ናይ ዝተሰረተ ማንነት መርኣያ ኢዩ ከብሉ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ገሊፆም።
“ብዙሕነትን ማዕርነትን ንሃገራዊ ሓድነት” በዝብል መሪሕ ሓሳብ…