Fana: At a Speed of Life!

ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ንተወሳኺ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ንክናዋሕ ተወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ንተወሳኺ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ንክናዋሕ ወሲኑ። እቲ ባይቶ መበል ሳልሳይ ዓመት ዘበን ስራሕ ቀዳማይ ፍሉይ ኣኼብኡ ኣሳሊጡ። ኣብቲ ኣኼባ፥ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት 28 ሓምለ 2015 ዓ.ም ኣብ ዝገበሮ ኣኼባ ሰላምን…

ኣብ ወረዳ ራያ ጨርጨር ብልዕሊ 3.6 ሚሊየን ብር ዝተኾዓተ ዓሚዩቕ ጉድጎድ ማይ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወረዳ ራያ ጨርጨር ብልዕሊ 3 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብር ዝተኾዓተ ዓሚዩቕ ጉድጎድ ማይ ተመሪቑ። ኣብ ስነ ስርዓት እቲ ምረቓ፥ ሓለፍቲ ዝተፈላለዩ አብያተ ዕዮ ግዚያዊ መንግሰቲ ክልል ትግራይ፣ ኣካላት ኣመራርሓ ዞባን ወረዳን ካልኦት ዕድመ ዝተገበረሎም…

ሕብረት ኣውሮፓ ንዩክሬን ዝኸውን ደገፍ 54 ቢሊየን ዶላር ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ንዩክሬን ዝኸውን ተወሳኺ ደገፍ 54 ቢሊየን ዶላር ኣፅዲቑ። እቲ ድጋፍ 27 ኣባል ሃገራት እቲ ሕብረት ብሙሉእ ድምፂ ኣፅዲቐንኡ። ኢኮኖሚ ዩክሬን ብኹሉ ዓውዲ ዝተረጋግዐ ኮ0ይኑ ንክቕፅል ዝዓለመ ደገፍ ከምዝኾነ ፕሬዚዳንት ቤት…

ብሚኒስትር ዴኤታ ልምዓትን ጉዳያት ኣፍሪካን እንግሊዝ ኣንድሪው ሚቼል ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ መቐለ ኣትዩ

ዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ዴኤታ ልምዓትን ጉዳያት ኣፍሪካን እንግሊዝ ኣንድሪው ሚቼል ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ሎሚ ንጎሆ መቐለ ኣትዩ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ መዕርፎ ነፍርቲ ኣሉላ ኣባነጋ እንትበፅሕ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ…

ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ዓመታት ቆፀራ ህዝብን ኣባይቲን ንምክያድ ትልሚ ከምዝተትሓዘ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ዓመታት ቆፀራ ህዝብን ኣባይቲን ንምክያድ ትልሚ ከምዝተትሓዘ ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ገሊፁ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ሰለስተ ዓማውቲ ዝትግበር ፕሮግራም ልምዓት ስታትስቲክስ ኢትዮጵያ ዕላዊ ገይሩ። ብመሰረት እቲ ፕሮግራም፥ ኣብ…

ካብ ንግዲ ወፃኢ ዕደና ልዕሊ 142 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ካብ ንግዲ ወፃኢ ዕደና ልዕሊ 142 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ሚኒስትር ዕደና ኣፍሊጡ። እቲ ኣታዊ፥ ናብ ዕዳጋ ወፃኢ ዓዲ ካብ ዝቐረበ ወርቂ፣ ታንታለም፣ ሊቲየም ኦር፣ ገይፀ መይፂን ዕደናታት ኢንዱስትሪን ዝተረኸበ ኢዩ…

ኢትዮጵያ ምስ ዩኒዶ ፕሮጀክት ሰነድ ስምምዕነት 28 ሚሊየን ዶላር ከቲማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ትካል ልምዓት ኢንዱስትሪ ሕቡራት መነግስታት(ዩኒዶ) ፕሮጀክት ሰነድ ስምምዕነት 28 ሚሊየን ዶላር ከቲማ። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት፥ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ሰመሪታ ሰዋሰውን ተወካሊ ዩኒዶ ኣብ ኢትዮጵያ ቻሌብሮ ኦርሊያ ፓትሪዚያን…

ኤግዚብሽን ዲፕሎማሲ ሰሙን ንዘይተወሰነ እዋን ተናዊሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 2 ክሳብ 24 ጥሪ 2016 ዓ.ም ንኽካየድ ተዓሊሙ ዝተኸፈተ  ኤግዚብሽን ዲፕሎማሲ ሰሙን ንዘይተወሰነ እዋን ከምዝተናውሐ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር መለስ ኣለም (ዶ/ር)፥ እቲ ኤግዚብሽን ዝተናወሐሉ…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ኣምባሳደር ፈረንሳይ ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ኣምባሳደር ፈረንሳይ ሬሚ ማርሾ ዘቲየን። እቲ መድረኽ ዘተ፥ ኣደባባይ ደጎል መሊስካ ምልማዕ፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ቅልጡፍ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ንክህሊ ብሓባር ምስራሕ ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ጠመተ ዝገበረ…

ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ብሰንኪ ድርቂ ኣብ ሓደጋ ንዝርከብ ወገናት ንምድሓን 50 ሚልየን ብር ለጊሱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ብምግባረ ሰናይ ትካል እግሪ ምትካል ትግራይ(ትእምት) ኣቢሉ ብሰንኪ ድርቂ ኣብ ሓደጋ  ንዝርከብ ወገናት ዝውዕል 50 ሚልየን ብር ሓገዝ ሓገዝ ለጊሱ። ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ማሕበራዊ ሓላፍነቱ ኣብ ምውፃዕ ልዑል ኣበርክቶ ዝገብር…