ሃብታሙ ኢተፋ (ኢ/ር፣ ዶ/ር) ብ523 ሚሊየን ብር ኣብ ዝህነፁ ዘለዉ ፕሮጀክታት ማይ ዑደት ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ኢ/ር፣ ዶ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ጌዴኦ ብ523 ሚሊየን ብር ኣብ ዝህነፁ ዘለዉ ፕሮጀክታት ማይ ዑደት ገይሮም።
ኣብቲ ክልል ከተማ ዲላ ብ400 ሚሊየን ብር ከምኡ ውን ወረዳ ገደብ…