ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ጉባኤ ጣሊያን -ኣፍሪካ ይሳተፉ ኣለዉ Desta Jan 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ብቀዳማይ ሚኒስትር ጣሊያን ጂዮርጂያ ሜሎኒ ኣተኣናጋድነት ኣብ ዝተሰናድአ ጉባኤ ጣሊያን -ኣፍሪካ ይሳተፉ ኣለዉ። እቲ ጉባኤ፥ ድልድል ሓበራዊ ዕብየት ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዝካየድ ዘሎ ኢዩ። “ማቲዬ ፕላን ፎር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቅሬተ ኣካል ሉሲ ዝተ6ረኸበሉ መበል 50 ዓመት እዮቤልዩ በዝተፈላለዩ ምድላዋት ክኽበር ኢዩ Desta Jan 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቅሬተ ኣካል ሉሲ ዝተ6ረኸበሉ መበል 50 ዓመት እዮቤልዩ በዝተፈላለዩ ምድላዋት ክኽበር ኢዩ ክብል ሚኒስቴር ቱሪዝም ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ቱሪዝም ኣምባሳደር ናሲሴ ጫሊ፥ እቲ ቅሬተ ኣካል ምስ ዝረኸቡ ኣርኪዎሎጂስት ዶናልድ ጆሃንሰን (ፕ/ር) ዘቲየን።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሕውየትን ዳግመ ህንፀትን ትምህርቲ ትግራይ ዝጠመተ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ Desta Jan 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕውየትን ዳግመ ህንፀትን ትምህርቲ ክልል ትግራይ ንምስጓም ዘኽእል መድረኽ ዘተ ኣብ መቐለ ይሳለጥ ኣሎ። ቢሮ ትምህርቲ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ፥ ኣፈፃፅማ መደባት ቀዳማይ መፋርቕ ዓመት 2016 ዓ.ም ጠሚቱ ንምግምጋምን ብቐፃልነት ድማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕጊ ፓተንት ንምምሕያሽ ዘኽእል ዘተ ይሳለጥ ኣሎ Desta Jan 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕጊ ፓተንት ኢትዮጵያ ንምምሕያሽ ዘኽእል ዘተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኢትዮጵያ ልዕሊ 20 ዓመታት ሕጊ ፓተንት ምምሕያሽ ከይገበረት ምፅንሓ ዋና ዳይረክተር በዓል መዚ ኣእሙራኣዊ ንብረት ኢትዮጵያ ወልዱ ይመሰል ተዛሪቦም። እቲ ሕጊ ኣብዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ዓውዲ ኢንፎርሜሽን ኮሙኒኬሽን ቴክኖሎጂ ግቡእ ስራሕ ይሰርሕ ኣሎ- ሰማ ጥሩነህ (ዶ/ር) Desta Jan 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ዓውዲ ኢንፎርሜሽን ኮሙኒኬሽን ቴክኖሎጂ ግቡእ ስራሕ ይሰርሕ ኣሎ ክብሉ ኣባል ኣፈፃሚ ኮሚቴ ስራሕ እቲ ፓርቲ ሰማ ጥሩነህ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቲ ፓርቲ ንመዓልታት ኣብ ዝገበሮ ኣኼባ ኮሚቴ ኣፈፃሚ ስራሕን ማእከላዊ ኮሚቴን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ሪፐብሊክ ኩባ ሳልቫዶር ቫልዴስ ሜሳ ዘቲዮም Desta Jan 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ሪፐብሊክ ኩባ ሳልቫዶር ቫልዴስ ሜሳ ዘቲዮም። እቲ ዘተ ክልቲኣዊ ምትሕብባርን ሕውነትን እተን ሃገራት ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ብዛዕባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልላት ጋምቤላን ሲዳማን ኣብ ሙዚየም ዝክረ ዓወት ዓድዋ ዝቕመጡ ሓድግታት ለጊሶም Desta Jan 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልላት ጋምቤላን ሲዳማን ኣብ ሙዚየም ዝክረ ዓወት ዓድዋ ዝቕመጡ ሓድግታት ሎሚ ንምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ለጊሶም። እቶም ሓድግታት ዘረከቡ ክልላት ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ከንቲባን ጉዳያት ካቢኔን ኣይተ ጥላሁን ወርቁ ተረኪቦም። ኣይተ ጥላሁን፥ እቶም…
ስፓርት ኣትሌት ሳሙኤል ተፈራ ኣብ ኣስታና ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ሻምፒዮና 3 ሺሕ ሜትሮ ውሽጢ ገዛ ተዓዊቱ Desta Jan 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ሳሙኤል ተፈራ ኣብ ካዛኪስታን፣ ኣስታና ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ሻምፒዮና 3 ሺሕ ሜትሮ ውሽጢ ገዛ ናይዚ ዓመት ቅልጡፍ ሰዓት ብምምዝጋብ ተዓዊቱ። እቲ ኣትሌት ነቲ ውድድር ብ7 ደቒቓን 33 ሴኮንድን 85 ማይክሮ ሴኮንድን ብምእታው ከምዝተዓወተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መቐለ መንደር ሚዘር 70 ካሬን ከባቢኡን ብልዕሊ 1.1 ቢሊየን ብር ዝርግሐ መስመር ማይ ክሳለጥ ኢዩ Desta Jan 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መቐለ መንደር ሚዘር 70 ካሬን ከባቢኡን ብልዕሊ 1 ነጥቢ 1 ቢሊየን ብር ዝርግሐ መስመር ማይ ከምዝካየድ ተገሊፁ። ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ መቐለ ኣብቲ ከባቢ ዘሎ መሰረታዊ ፀገም ማይ ንምፍታሕ ዘኽእል ውዕል ምስ ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሂዝቦላህ ኣብ 9 ትሕዝቶታት ሰራዊት እስራኤል መጥቃዕቲ ከምዝፈፀመ ገሊፁ Desta Jan 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሂዝቦላህ ኣብ ከባቢታት ዶብ ኣብ ዝርከቡ 9 ትሕዝቶታት ሰራዊት እስራኤል መጥቃዕቲ ከምዝፈፀመ ገሊፁ። በቲ መጥቃዕቲ ሚሳኤላትን ካልኦት ኣፅዋራት ኲናትን ኣብ ረብሓ ከምዘውዓለ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ ኣፍሊጡ። ሰራዊት እስራኤል ብግድኡ፥ ሂዝቦላህ…