ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ህንፀት ሰላምን ሃገረ መንግስቲን ተሳትፎ መናእሰይ ንምዕባይ ዘኽእል ጎስጓስ ተጀሚሩ Desta Jan 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ህንፀት ሰላምን ሃገረ መንግስቲን ተሳትፎ መናእሰይ ንምዕባይ ዘኽእል ጎስጓስ ተጀሚሩ። “ዓድዋ ንንህንፀት ዘላቒ ሰላምን ጠንካራ ሃገረ መንግስቲን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ሃገራዊ ጎስጓስ ተጀሚሩ። ሚኒስቴር ሰላምን ሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንሕሙሙት ስጋ ደዌ ኣድላዪ ደገፍ ንክግበር ተሓቲቱ Desta Jan 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሕሙሙት ስጋ ደዌ ኣድላዪ ደገፍ ንክግበር ብሄራዊ ማሕበር ተቓላዕቲ ስጋ ደዌ ኢትዮጵያ ሓተቱ። ዓለም ለኸ መዓልቲ ሕሙሙት ስጋ ደዌ ምኽኒያት ብምግባር ኣብ ከተማ ሃረር ጉዕዞ እግሪ ተገይሩ። እቲ መዓልቲ፥ “ሕማም ስጋ ደዌ ኣይንዘናጋዕ” ብዝብል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣመራርሓ ንሕቶ ሕብረተሰብ ምላሽ ንምሃብ ብቑርፀኝነት ክንቀሳቐስ ይግባእ – ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ Desta Jan 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓ ንሕቶ ሕብረተሰብ ምላሽ ንምሃብ ብቑርፀኝነት ክንቀሳቐስ ይግባእ ከብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልለ ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ተዛሪቦም። ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ 6 ኣዋርሕ መንግስቲን ፓርቲን እቲ ክልል ኣብ ከተማ ኣዳማ ይሳለጥ ኣሎ። ኣይተ…
ቢዝነስ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ካብ ዓውዲ ቱሪዝም 25 ቢሊየን ብር ከምዝተረኸበ ተገሊፁ Desta Jan 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ካብ ዓውዲ ቱሪዝም 25 ቢሊየን ብር ከምዝተረኸበ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን እቲ ክልል ገሊፁ። ኣብቲ ቢሮ ዳይሬክተር ትልምን ክትትልን ኦላና ተሾመ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት፥ ኣብቲ ክልል ዝርከቡ መስሕብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኤምባሲታት ተደማፅነት ኢትዮጵያ ንክውስኽ ንምግባር ምስራሕ ይግበኦም-ኣይተ ደመቀ መኮነን Desta Jan 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲታት ተደማፅነት ኢትዮጵያ ንክውስኽ ንምግባር ምስራሕ ይግበኦም መክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ተዛሪቦም። ኣይተ ደመቀ ሎሚ ኣብ ዝተዛዘመ ዓመታዊ ጉባኤ ኣምባሳደራት በምርካብ ናይ ስራሕ መምርሒ ሂቦም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቅልጣፈን ምህዞን መሰረት ብምግባር ነዚ እዋን ዝምጥን መፍትሒ ምሃብ ዝኽእሉ ኣመራርሓን ትካላትን ናይ ምፍራይ ስራሕ ቆላሕታ ከምዝተገበሮ ተገሊፁ Desta Jan 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቅልጣፈን ምህዞን መሰረት ብምግባር ነዚ እዋን ዝምጥን መፍትሒ ምሃብ ዝኽእሉ ኣመራርሓን ትካላትን ናይ ምፍራይ ስራሕ ቆላሕታ ከምዝተገበሮ ኣባል ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግናን ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል ገሊፀን። ፓርቲ በልፅግና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲ ብልፅግና ዝተፈላለዩ ውሳነታትን ኣንፈታትን ብምሃብ ስሩዕ ኣኼብኡ ዛዚሙ Desta Jan 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕን ማእኸላይ ኮሚቴን ፓርቲ ብልፅግና ስሩዕ ኣኼብኦም ካብ 13 ክሳብ 17 ጥሪ 2016 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣሳሊጦም። እቲ ኣኼባ፥ ፖለቲካዊ፣ ማሕበራዊን ኢኮኖሚያዊን ኩነታት ኢትዮጵያ ከምኡውን እዋናዊ ሃገራዊን ዓለም ለኻዊን ኩነታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልጽግና ብምዃን ተመሪፆም Desta Jan 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልጽግና ብምዃን ተመሪፆም። ማእኸላት ኮሚቴ ፓርቲ ብልፅግና መትከልን ስርዓት ኣሰራርሓን ምትኽኻእ ኣመራርሓ መሰረት ብምግባር ሎሚ ኣብ ዘሳለጦ መዛዘሚ ኣኼባ ንኣይተ ደመቀ መኮነን ብሙሉእ ድምፂ ኣፋንዩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኤክስፖ ሰበኽ ሳግም ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኸፊቱ Desta Jan 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤክስፖ ሰበኽ ሳግም ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣዳራሽ ሚሌኒየም ተኸፊቱ። እቲ ኤክስፖ፥ “ሰበኽ ሳግምነት ህብረ ቀለም ምብራቕ ኣፍሪካ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝሳለጥ ዘሎ። ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ታገሰ ጫፎ፣ ሚኒስትር…
ቢዝነስ ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ግብርና ኢትዮጵያ ብር 715 ሚሊየን እቶት ረኺቡ Desta Jan 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ግብርና ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ብር 715 ሚሊየን እቶት ከምዝረኸበ ገሊፁ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ኮርፖሬሽን ኣይተ ክፍሌ ወ/ማሪያም፥ እቲ ኣታዊ ምስ ዝሓለፈ ዓመት ተመሳሳሊ እዋን እንትነፃፀር ልዑል ኢዩ ኢሎም።…