Fana: At a Speed of Life!

ብሄራዊ መዓልቲ ኣውስትራሊያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ መዓልቲ ኣውስትራሊያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከብ ኤምባሲኡ ተኸቢሩ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ መንግስቲ ብዝውክል ሚኒስትር ቱሪዝም አምባሳደር ናሲሴ ጫሊ ብኽብሪ ጋሻ ብምርካብ መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ኣመሓላሊፈን። እተን ሚኒስትር፥ ቱሪዝም ሓዊሱ…

ኢትዮጵያ ብዓውዲ ሳተላይት ሓዱሽ ምዕራፍ እትሃንፅ ዘላ ሃገር ኢያ – በለጠ ሞላ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ብዓውዲ ሳተላይት ሓዱሽ ምዕራፍ እትሃንፅ ዘላ ሃገር ኢያ  ክብሉ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር) ገሊፆም። ሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣብ ከተማ ኣዳማ ዩኒቨርሲቲ  ሳይንስን ቴክኖሎጂን ዝስርሑ ዘለዉ…

ደረጃ ፅርየት ፍሪያት ኣየማልኡን ኣብ ልዕሊ ዝተብሃሉ 92 ትካላት ስጉምቲ ተወሲዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ደረጃ ፅርየት ፍሪያት ኣየማልኡን ኣብ ልዕሊ ዝተብሃሉ 92 ትካላት ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ሚኒስቴር ንግዲን ቀጣናዊ ምትእስሳርን ገሊፁ። ኣብ 282 ትካላት ስራሕቲ ቁፅፅር ፅርየት ፍሪያት ብምግባር እቶም 60 ደረጃ ፅርየት ከምዘማለኡ ተገሊፁ። 130…

ኣይተ ደመቀ ምስ ዳይሬክተር ዩኒሴፍ ኣብ ምብራቕን ደቡብን ቀርኒ ኣፍሪካ  ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ዳይሬክተር ዩኒሴፍ ኣብ ምብራቕን ደቡብን ቀርኒ ኣፍሪካ ኢቫ ካዲሊ ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ኣብ ቀፃሊ ምስ ዩኒሴፍ ኢትዮጵያ ብሓባር ኣብ ዝስርሑ ጉዳያት ተላዚቦም። ንፀገም…

ካልኣይ ትውልዲ ኢትዮጵያውያን ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኣዲስ ኣበባ ዑደት የሳልጡ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፃውዒት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ብምቕባል ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝመፅኡ ካልኣይ ትውልዲ ኢትዮጵያውያን ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኣዲስ ኣበባ ዑደት የሳልጡ ኣለዉ። እቲ ዑደት፥ ብሚኒስቴር ቱሪዝም፣ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያን ኣገልግሎት…

75 ኢትዮጵያውያን ካብ ጅቡቲ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 75 ኢትዮጵያውያን ካብ ጅቡቲ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ ኣብታ ሃገር ምስ ዘሎ ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት ብምትሕብባር እቶም ዜጋታት ናብ ሃገሮም ከምዝመለሶም ተገሊፁ። መገዲ ጅቡቲ-የመን…

ሮማኒያ ምስ ኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘለዋ ምትሕብባር ምጥንኻር ከምእትደሊ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሮማኒያ ምስ ኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘለዋ ምትሕብባር ምጥንኻር ከምእትደሊ ገሊፃ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ኣምባሳደር ሮማኒያ ሪፐብሊክ ኣብ ኢትዮጵያ ጁሊያ ፓታኪ ዘቲዮም። ኣምባሳደር ምስጋኑ፥…

ሰብኣዊ ሓገዝ ንዘድሊዮም ወገናት ደገፍ ንምግባር ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ህፁፅ ሰብኣዊ ሓገዝ ንዘድሊዮም ወገናት ደገፍ ንምግባር ይስራሕ ከምዘሎ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ ሰላማዊት ካሳ፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እዛ ሃገር ዘጋጠመ ሕፅረት ዝናብ ስዒቡ ብፍላይ ቅድመ ሐዚ ብድርቂ ተጎዲኦም ዝነበሩ…

ንኣገልግሎት መገዲ ኣየር ብኤም ፔሳ ሳፈሪኮም ክፍሊት ምፍፃም ዘኽእል ኣማራፂ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኣገልግሎት መገዲ ኣየር ብኤም ፔሳ ሳፈሪኮም ክፍሊት ምፍፃም ዘኽእል ኣማራፂ ዕላዊ ኮይኑ። መገዲ ኣየር ኢትዮጵያን ሳፋሪኮም ኢትዮጵያን ነቲ ሓዱሽ ኣማራፂ ኣፋሊጦም። ዓማዊል ነቲ ኣገልግሎት ንምርካብ ኣብ ዘለውዎ ብምዃን ክፍሊት ክፍፅሙ ዘኽእል…

ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምትእንጋድ ዘኽእል ቅድመ ምድላው ይግበር ኣሎ-መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀረባ እዋን ንዝሳለጥ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምትእንጋድ ዘኽእል ቅድመ ምድላው ይግበር ኣሎ ክብላ ሚኒስትር ዴኤታ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ሰላማዊት ካሳ ገሊፀን። እተን ሚኒስትር ዴኤታ ኣብ ዝሃብኡ መግለፂ፥ እቲ ጉባኤ ኣብ ኣዲስ…