ነበር ተዋጋእቲ ብዘላቕነት እግሪ ንምትካል ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ደገፍ ዓውዲ ውልቀ ወሳኒ ኢዩ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ተዋጋእቲ ብዘላቕነት እግሪ ንምትካል ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ደገፍ ዓውዲ ውልቀ ወሳኒ ኢዩ ክብል ኮሚሽነር ኮሚሽን ብሄራዊ ተሃድሶ ኣምባሳደር ተሾመ ቶጋ ገሊፆም።
ቤት ምኽሪ ንግዲን ዓውዲ ማሕበራትን ምስቲ ኮሚሽን ብምትሕብባር ዘዳለዎ መድረኽ ዘተ…