ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰበኽ ሳግም ሃፍቱ ብኣግባቡ ንክጥቀም ምስራሕ ይግባእ ተባሂሉ Desta Jan 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰበኽ ሳግም ሃፍቱ ብኣግባቡ ንክጥቀም ምስራሕ ይግባእ ክብሉ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ብሄራት መቱ ኣኩ ገሊፆም። መዓልቲ ሰበኽ ሳግም ኣብቲ ክልል ንፈለማ እዋን ተኸቢሩ። እቶም ኣፈጉባኤ፥ እቲ ሰበኽ ሳግም ብዘለዎ ሃፍቲ…
ቢዝነስ መበል ሻምናይ ከተማዊ ፌስቲቫል ባህሊ ንባብ ካብ 16 ጥሪ ጀሚሩ ክሳለጥ ኢዩ Desta Jan 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሻምናይ ከተማዊ ፌስቲቫል ባህሊ ንባብ ካብ 16 ጥሪ ጀሚሩ ክሳለጥ ኢዩ ክብል ቢሮ ባህሊ፣ ኪነ ጥበብን ቱሪዝምን ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ምክትል ሓላፊ ዓውዲ ባህሊ እቲ ቢሮ ኣይተ ኣስፋው ኩማ፥ እቲ ፌስቲቫል ካብ 16 ጥሪ ጀሚሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ናብ ኡጋንዳ ኣምሪሖም Desta Jan 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ናብ ኡጋንዳ፣ ካምፓላ ኣምሪሖም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ጉጅለ ልኡኾምን ኣብታ ሃገር ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ መበል 19 ጉባኤ ርእሳነ ብሄርን ርእሳነ መንግስታትን ጎስጓስ ገለልተኛ ሃገራት ይሳተፉ ኣለዉ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እንኳዕ ንብርሃነ ጥምቀቱ ብሰላም ኣብፀሐኩም -ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) Desta Jan 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) በዓል ጥምቀት ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ በዓል ጥምቀት እንትነኽብር ካብ ሃይማኖታዊን ባህላዊን ጉዳያት ብተወሳኺ ንጉዕዞ…
ስፓርት ኣብ ማይጨው ብምኽንያት በዓል ጥምቀት 10 ኪሎ ሜትር ዝሸፈነ ውድድር ዓብዪ ጉያ ተሳሊጡ Desta Jan 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ማይጨው ብምኽንያት በዓል ጥምቀት 10 ኪሎ ሜትር ዝሸፈነ ውድድር ዓብዪ ጉያ ክልቲኡ ፆታ ተሳሊጡ። ኣብቲ ውድድር ጉያ ብደቂ ተባዕትዮ ብርሃኑ ሰለሙን ካብ ከተማ ማይጨው፣ ጌታቸው ባይርኡ ካብ ማእኸል መሰልጠኒ ኣትሌቲክስ መንደር ከተማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ካብ ብሪክስ ረብሓ ንምርካብ ጥራሕ ዘይኮነስ ግዴተኣ እውን ንምውፃእ ድልውቲ ኢያ-ኣይተ ደመቀ መኮነን Desta Jan 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ካብ ብሪክስ ረብሓ ንምርካብ ጥራሕ ዘይኮነስ ግዴተኣ እውን ንምውፃእ ድልውቲ ኢያ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ገሊፆም። ጎኒ ንጎኒ ዓለም ለኸ ፎረም ኢኮኖሚ ማእኸላይ ሓይሊ ዘለወን ሃገራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደራት ኣብ ድርድር ግድብ ህዳሰን ኣጠቓቕማ ወሓዚ ሩባ ኣባይን ዝጠመተ ዘተ ኣሳሊጦም Desta Jan 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዘለዉ ኣምባሳደራት ኢትዮጵያ ኣብ ድርድር ግድብ ህዳሰን ኣጠቓቕማ ወሓዚ ሩባ ኣባይን ዝጠመተ ዘተ ኣሳሊጦም። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ዋና ተደራዳሪ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ስለሺ በቀለ (ዶ/ር)ን ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት…
ስፓርት ኢኳቶሪያል ጊኒ ኣብ ልዕሊ ጊኒ ቢሳውን 4 ን 2 ተዓዊታ Desta Jan 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ኣብ ዝተኻየደ ፅዋዕ ኣፍሪካ ኢኳቶሪያል ጊኒ ኣብ ልዕሊ ጊኒ ቢሳውን 4 ን 2 ተዓዊታ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝሓለፉ 3 መዓልታት ክካየድ ዝፀንሐ መድረኽ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ 6 ኣዋርሕ ፓርቲ ብልፅግና ተዛዚሙ Desta Jan 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 3 መዓልታት ክካየድ ዝፀንሐ መድረኽ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ 6 ኣዋርሕ ፓርቲ ብልፅግና ተዛዚሙ። ምክትል ፕሬዚዳንት እቲ ፓርቲ ኣደም ፋራህ፥ ንቐፃሊ ዝኸውን ዕዉት ስራሕ ንምስራሕ ዘኽእል ኣንፈታት ሂቦም። ኣብቲ ፀብፃብ ዝተርኣዩ ፀገማት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እምነ ኩርናዕ ብልዕሊ 35 ሚሊየን ብር ዝህነፅ ማእኸል መዘናግዒ ራያ ማይጨው ተነቢሩ Desta Jan 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እምነ ኩርናዕ ብልዕሊ 35 ሚሊየን ብር ዝህነፅ ማእኸል መዘናግዒ ራያ ማይጨው ሎሚ ተነቢሩ። ኣብ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዋና ኣመሓዳሪ ዞባ ደቡብ ኣይተ ሃፍቱ ኪሮስ፥ ከተማ ማይጨው ማይጨው ንኣመሰራርትኣ ዝምጥን ዕብየት ከየርአየት ምፅንሓ…