Fana: At a Speed of Life!

ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሉእላውነት ኢትዮጵያ ናይ ምሕላው ልኡኹ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ- ሜ/ጄ ተሾመ ገመቹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሉእላውነት ኢትዮጵያ ናይ ምሕላው ልኡኹ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ክብሉ ዋና ዳይሬክተር ርክብ ወፃኢን ወተሃደራዊ ምትሕብባርን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሜ/ጄ ተሾመ ገመቹ ገሊፆም። ኢትዮጵያ ንጎረባብቲ ሃገራትን ቀጣናዊ ሰላምን…

96 ዜጋታት ካብ ሊባኖስ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዝተፈላለዩ ምኽኒያታት ናይ መንበሪ ፍቓድ ዘይነበሮም 96 ዜጋታት ካብ ሊባኖስ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ኣብ ቀፃሊ እውን 89 ዜጋታት ናብ ሃገሮም ዝምለስሉ መርሃ ግብሪ በረራ ፅባሕ ከምዝሳለጥ ኣብ ቤይሩት  ኣብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ጄነራል…

ሩሲያ ኣብ ድርድር ሰላም ዩክሬን ተስፋ ኣይትቆርፅን – ፕሬዚዳንት ፑቲን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ኣብ ድርድር ሰላም ዩክሬን ተስፋ ኣይትቆርፅን ክብሉ ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ገሊፆም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ኣኼባ ሃገራት ጉጅለ 20 ብቪዲዮ ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሩሲያ ምስ ዩክሬን ዝተገበሩ ድርድራት ሰላም እንትትቅበል ዩክሬን…

መርሃ ግብሪ ምስረታ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ምስረታ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ወላይታ ሶዶ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዝተፈላለዩ ርእሳነ ምምሕዳራት፣ ሚኒስትራት፣ ኣምባሳደራት ዝተፈላለያ ሃገራትን ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣጋይሽን ተረኺቦም። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦…

ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ጀርመን ዝነበሮም ፃንሒት ውፅኢታዊ ነይሩ- ቢልለኔ ስዩም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ጀርመን ዝነበሮም ፃንሒት ውፅኢታዊ ነይሩ ክብላ ሓላፊት ፕሬስ ሴክሬታሪያት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ቢልለኔ ስዩም ገሊፀን። ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ጀርመን ኣብ…

ኣብ ትግራይ ሓንቲ ኣደ ሰለስተ ህፃናት ብሰላም ተገላጊላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ ውቕሮ ሓንቲ ኣደ ሰለስተ ህፃናት ሎሚ መዓልቲ ብሰላም ተገላጊላ። እታ ጓል 30 ዓመት ዝኾነት ወ/ሮ ኣፀደ ገብረመስቀል፥ ኣብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ከተማ ውቕሮ ኢያ ሓሪሳ። እቶም ህፃናት ኣብ ደሓን ኩነታት ዘለዉ እንትኾኑ፥…

ኢትዮጵያ ኣብ ጉባኤ “ኮምፓክት ዊዝ ኣፍሪካ” ተደማፅነታ እናሓየለ ምምፅኡ ዝተረጋገፀሉ መድረኽ ነይሩ-ኣይተ ማሞ ምህረቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ጉባኤ "ኮምፓክት ዊዝ ኣፍሪካ" ተደማፅነታ እናሓየለ ምምፅኡ ዝተረጋገፀሉ መድረኽ ነይሩ ክብሉ ኣመሓዳሪ ብሄራዊ ባንኪ ኣይተ ማሞ ምህረቱ ገሊፆም። እቲ ጉባኤ ጀርመን ብሓፈሻ ሃገራት ኣውሮፓ ምስ ኣፍሪካ ዘለወን ርክብ ንምጥንኻር ድልድል…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ምስ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ገምጋም ኣፈፃፅማ መደባት የሳልጡ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ገምጋም ኣፈፃፅማ መደባት የሳልጡ ኣለዉ እቲ ገምጋም ኣብ ኣፈፃፅማ ቀዳማይ ርባዕ ዓመት 2016 ዓ.ም ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ…

ኣብ ክልል ማዕከላዊ ኢትዮጵያ ኣብ ልምዓት ከተማታት ዝጠመተ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ማዕከላዊ ኢትዮጵያ ኣብ ልምዓት ከተማታት ዝጠመተ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ እንደሻው ጣሰውን ምክትል ርእሰ ምምሕዳር  ኣይተ ኣንተነህ ፍቃዱን ሓዊሱ ኣመራርሓ ዞባታትን እቲ ክልልን ተረኺቦም።…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዘጋጠመ ሓደጋ መኪና ክልተ ሰባት  ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከፍለ ከተማ ቦሌ ብዘጋጠመ ሓደጋ መኪና ክልተ ሰባት  ህይወቶም ስኢኖም። እቲ ሓደጋ ትማሊ 10 ሕዳር 2016 ዓ.ም ኣማሲዩ ሰዓት 2:19 ሲኖትራክ ብዝበሃል ተሽከርካሪ ዘጋጠመ እንትኸውን፥ በቲ ሓደጋ ኣስታት 30 ዓመት ዘለዎም ክልተ…