ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርክብ ኢትዮጵያን ስዊዘርላንድን ንምብራኽ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ Desta Jan 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ስዊዘርላንድ ኢግናሲዮ ካሲስ ዘቲዮም። ኣብ ዳቮስ ኣብ ዝተሳለጠ እቲ ዘተ፥ ክልቲኣዊ ርክብ እተን ሃገራት ምጥንኻር ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ዝህሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ጥምቀት ብዝደመቐ መገዲ ንምኽባር ኩሉ ሰብ ግድኡ ክዋፃእ ይግባእ-ከንቲባ ኣዳነች Desta Jan 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ጥምቀት ብዝደመቐን ፍፁም ሰለማዊ ብዝኾነን መገዲ ንምኽባር ኩሉ ሰብ ግድኡ ክዋፃእ ይግባእ ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ገሊፀን። ከንቲባ ኣዳነች በዓል ጥምቀን ሃይማኖታዊ ክብሩ ብዝሓለወ መገዲ ንክኽበር ኣቦታት ሃይማኖት ሓዊሱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ምስጋኑ ምስ ልኡኻት ሕቡራት ኢሚሬትስ ዓረብ፣ ኡጋንዳን ደቡብ ኣፍሪካን ዘቲዮም Desta Jan 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ምስ ልኡኻት ሕቡራት ኢሚሬትስ ዓረብ፣ ኡጋንዳን ደቡብ ኣፍሪካን ዘቲዮም። ኣምባሳደር ምስጋኑ ትማሊ ኣብ ዝጀመረ መበል 19 ጉባኤ ሚኒስትራት ጎስጓስ ገለግለኛ ሃገራት (ናም) ይሳተፉ ኣለዉ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንወተሃደራዊ ኣታሼታት ዝተፈላለያ ሃገራትን ትካላት ሓገዝን መብርሂ ተዋሂቡ Desta Jan 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝርከቡ ወተሃደራዊ ኣታሼታት ዝተፈላለያ ሃገራትን ተወከልቲ ሰብኣዊ ደገፍ ዝገብራ ትካላትን መብርሂ ተዋሂቡ። እቲ መብርሂ ኣብ ዝሓለፉ ዓመተ ፈረንጂ 2023 ዝተሰርሑ ስራሕቲ ዝጠመተ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣብቲ መድረኽ ኣማኻሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮ ቴሌኮምን ኩባንያ ዜድ ቲ ኢን ዝተፈላለዩ ሞባይል ቴሌፎን ብሓባር ናብ ዕዳጋ ንምቕራብ ተስማዕሚዖም Desta Jan 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮምን ኩባንያ ዜድቲኢን ዝተፈላለዩ ሞባይል ቴሌፎን ብሓባር ናብ ዕዳጋ ንምቕራብ ተስማዕሚዖም። ኢትዮ ቴሌኮም ብሌድ ቨርዥን V50 ዲዛይን ዜድቲኢ ሓዊሱ ስማርት ቴሌፎናት A40ን A54ን ንዓማዊል ንምቕራብ ዘኽእል ስምምዕነት ምስቲ ኩባሊያ ከቲሙ።…
Uncategorized ብሓባር ናይ ምልማዕ መትከል መሰረት ዝገበረ ሕቶ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ሕቶ ህልውና ኢዩ- ኣምባሳደር መለስ (ዶ/ር) Desta Jan 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሓባር ናይ ምልማዕ መትከል መሰረት ዝገበረ ሕቶ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ሕቶ ህልውና ኢዩ ክብል ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር መለስ (ዶ/ር) ገሊፆም። ኣምባሳደር መለስ (ዶ/ር) ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ሕቶ ህልውና ኢትዮጵያ…
ቢዝነስ ኣገልግሎት ምዝገባን ምርግጋፅን ሰነዳት ልዕሊ 496 ሺሕ ጉዳያት ብምትእንጋድ 1 ነጥቢ 29 ቢሊየን ብር ኣታዊ ረኺቡ Desta Jan 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ምዝገባን ምርግጋፅን ሰነዳት ልዕሊ 496 ሺሕ ጉዳያት ብምትእንጋድ 1 ነጥቢ 29 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝረኸበ ገሊፁ። ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ኣገልግሎት ኣለምሸት መሸሻ፥ ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ዝተቐመጠ ትልሚ ኣብ ምዕዋት ዝሓሸ ስራሕቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ንመግለፂ ሊግ ዓረብ ኣጥቢቓ ተቓዊማ Desta Jan 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንመግለፂ ሊግ ዓረብ ኣጥቢቓ ከምእትቃወም ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ምስጋኑ ኣርጋ ገሊፆም። ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዊ መልእኽቲ፥ እቲ መግለፂ ኣብ ውሽጣዊ ጉዳይን ልኡላውነትን ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ጥምቀት ኣብ ከተማ ማይጨው ብድምቀት ክኽበር ኢዩ Desta Jan 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ጥምቀት ብብርኪ ክልል ትግራይ ኣብ ከተማ ማይጨው ብድምቀት ክኽበር ኢዩ። በዓል ጥምቀት ብብርኪ ክልል በቢ ዓመቱ ኣብታ ከተማ እንትኽበር ካብ ትፈላለዩ ከባቢታት ኣጋእሽ ብምምፃእ መንእሰይ ራያ ብሁራ፣ ዓበይቲ ኣንስቲ ገዳኣማኖ፣ ስነ-ስርዓተ ዝማረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ታቦት ዝሓልፈሉን ዝሓድረሉን ከባቢ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ኣቦታት ሃይማኖት ዝተፈላለያ እምነታትን ኣፅሪዮም Desta Jan 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ታቦት ዝሓልፈሉን ዝሓድረሉን ከባቢ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ኣቦታት ሃይማኖት ዝተፈላለያ እምነታትን ኣፅሪዮም። ብመዓርግ ምክትል ከንቲባ ዋና ኣካያዲ ስራሕ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ሒክማ ኸይረዲን፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ…