ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ጥምቀት ኣብ ከተማ ማይጨው ብድምቀት ክኽበር ኢዩ Desta Jan 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ጥምቀት ብብርኪ ክልል ትግራይ ኣብ ከተማ ማይጨው ብድምቀት ክኽበር ኢዩ። በዓል ጥምቀት ብብርኪ ክልል በቢ ዓመቱ ኣብታ ከተማ እንትኽበር ካብ ትፈላለዩ ከባቢታት ኣጋእሽ ብምምፃእ መንእሰይ ራያ ብሁራ፣ ዓበይቲ ኣንስቲ ገዳኣማኖ፣ ስነ-ስርዓተ ዝማረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ታቦት ዝሓልፈሉን ዝሓድረሉን ከባቢ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ኣቦታት ሃይማኖት ዝተፈላለያ እምነታትን ኣፅሪዮም Desta Jan 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ታቦት ዝሓልፈሉን ዝሓድረሉን ከባቢ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ኣቦታት ሃይማኖት ዝተፈላለያ እምነታትን ኣፅሪዮም። ብመዓርግ ምክትል ከንቲባ ዋና ኣካያዲ ስራሕ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ሒክማ ኸይረዲን፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሶማሌላንድን ዝተገበረ ስምምዕነት ኩለ መዳይ ዲፕሎማሲያዊ ዓወት ኢዩ – ኣምባሳደራት Desta Jan 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሶማሌላንድን ዝተገበረ ስምምዕነት ኩለ መዳይ ዲፕሎማሲያዊ ዓወት ኢዩ ክብሉ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዘለዉ ኣምባሳደራት ኢትዮጵያ ገሎፆም። እቶም ኣምባሳደራት ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ብዛዕባ እቲ ሰነድ…
ስፓርት ቡርኪናፋሶ ኣብ ልዕሊ ሞሪታኒያ 1 ንባዶ ተዓዊታ Desta Jan 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ኣብ ዝተኻየረ መበል 34 ፅዋዕ ኣፍሪካ ቡርኪናፋሶ ኣብ ልዕሊ ሞሪታኒያ 1 ንባዶ ተዓዊታ። በርትራንድ ትራኦሬ ኣብ መበል 96 ደቒቓ ብዘቑፀራ ብሕታዊት ሸቶ ኢያ ቡርኪናፋሶ ክትዕወት ክኢላ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ዩንቨርስቲ መውፅኢ ፈተና ዳግም ዝወስዱ ተምሃሮ ካብ 27 ጥሪ ጀሚሮም እቲ ፈተና ከምዝፍተኑ ተገሊፁ Desta Jan 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2016 ዓ.ም ካብ ዩንቨርስቲ መውፅኢ ፈተና ዳግም ዝወስዱ ተምሃሮ ካብ 27 ጥሪ ጀሚሮም እቲ ፈተና ከምዝፍተኑ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። ካብ ዘበነ ትምህርቲ 2015 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ኩሎም ቅድመ ምረቓ ፕሮግራማት ንሕፁያት ተመረቕቲ ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምፍናው ታቦትን በዓል ጥምቀትን ብሰላም ንምኸባር ዘኽእል እኹል ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ Desta Jan 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምፍናው ታቦትን በዓል ጥምቀትን ብሰላም ንምኸባር ዘኽእል እኹል ምድላው ከምዝተገበረ ቢሮ ምምሕዳር ፀፅታን ሰላምን ገሊፁ። እቲ ቢሮ ኣብታ ከተማ ምስ ዘለዉ 141 ሺሕ ኣባላት ሰራዊት ሰላም ዘቲዩ። ሓላፊት እቲ ቢሮ ሊዲያ ግርማ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሮግራም ልምዓት እዋን ህፃንነት ንምሕጋዝ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተኸቲሙ Desta Jan 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ “ፕሮግራም ልምዓት እዋን ህፃንነት“ ንምሕጋዝ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ምስ ዩኒሴፍ ከቲመን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ “ምስ ተወካሊ ዩኒሴፍ ኣብ ኢትዮጵያ ኣቡበክር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መድረኽ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ 6 ኣዋርሕ ውድብ ብልፅግና ይሳለጥ ኣሎ Desta Jan 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሰለስተ መዓልታት ዝፀንሕ መድረኽ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ 6 ኣዋርሕ ውድብ ብልፅግና ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ፥ ምክትል ፕሬዚዳንት እቲ ወድብ ኣደም ፋራህ ሓዊሱ ሓለፍቲ ቅርንጫፍ ኣብያተ ፅሕፈት ክልላት ተረኺቦም። ኣይተ ኣደም፥ ብኣረኣእያን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝክረ ዓወት ዓድዋ ዝቕመጡ ቅርስታት ምትእኽካብ ጀሚርና- ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Desta Jan 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝክረ ዓወት ዓድዋ ዝቕመጡ ቅርስታት ካብ ትካላትን ውልቀ ሰባትን ምትእኽካብ ከምዝተጀመረ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። እቶም ዝእከቡ ዘለዉ ቅርስታት፥ ምስ ዝነበረ ኲናት፣ ጅግንነትን ዓወትን ዝምድና ዘለዎም ከምዝኾኑ ተሓቢሩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ኣብ ወርሒ ጥሪ ዝኽበር “ወርሒ ጥዕይቲ ኣደ” ተጀሚሩ Desta Jan 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ካብ 01 ጥሪ ክሳብ 30 ጥሪ 2016 ዓ.ም ዝፀንሕ "ፍትሓውን ፅሬት ዘለዎን ክትትል ቅደመ ወሊድ ብእዋኑ ብምጅማር ጥዕና ኣዴታት ነረጋግፅ" ብዝብል መራሕ ሓሳብ መድረኽ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ክልል ብምኽንያት ኲናት ተቛሪፁ ዝፀንሐ…