Fana: At a Speed of Life!

ድርድር አንትካየድ ክሕሰብ ዝግበኦ ንሃገር ዘለዎ ረብሓ ኢዩ- ያዕቆብ ኣርሳኖ (ፕ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ድርድር አንትካየድ ክሕሰብ ዝግበኦ ንሃገር ዘለዎ ረብሓ ኢዩ ኢሎም ተመራማሪ ሃይድሮ ፖለቲክስን ተደራዳሪ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያን ያዕቆብ ኣርሳኖ (ፕ/ር)። ያዕቆብ ኣርሳኖ (ፕ/ር) ምስ ፋና ፖድካስት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ብሄራዊ ረብሓ ሃገር…

ባንክታት ንዝተመረፁ ናውቲታት ኣታዊ ዋጋ ጉምሩክ ከም መርኣዪ ዋጋ ክጥቀሙ ኢዮም-ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ባንክታት ካብ 19 ጥሪ 2018 ዓ.ም ጀሚሮም ንዝተመረፁ ናውቲታት ኣታዊ ዋጋ ጉምሩክ ከም መርኣዪ ዋጋ ክጥቀሙ ኢዮም ኢሉ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ። ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ እቶም ባንኪታት ነዝተመረፁ ናውቲታት ሰነድ ልቓሕ ይኹን…

ኣርሰናል ምስ ማንቼስተር ዩናይትድ ዝገብርዎ ፀወታ ሎሚ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ ኣብ ዝሳለጥ መበል 23 ሰሙን ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣርሰናል ምስ ማንቼስተር ዩናይትድ ዝገብርዎ ፀወታ ልዑል ትፅቢት ወሲዱ ኣሎ። ኣርሴናል መሪሕነቱ ንምጥንኻር ዓሊሙ ሎሚ ኣብ ዝገብሮ ፀወታ ካብ ማንቼስተር ዩናይትድ  ልዑል ንሕንሕ…

ንሓይሊ አየር ኢትዮጵያ ሰማይ ወሰን ኮይኑ ኣይፈልጥን-ምክትል ቀደማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ንሓይሊ አየር ኢትዮጵያ ሰማይ ወሰን ኮይኑ ኣይፈልጥን፤ ኣሰር ጅግንነቱ ዘንብረሉ፣ ብቕዓቱ ዝልከዐሉን ናይ ሃገር ኩርዓት ዝእውጀሉን ሰፊሕ መፃወቲ ሜድኡ ኢዩ ኢሎም ምክትል ቀደማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ። እቶም ምክትል ቀደማይ ሚኒስትር ኣብ…

ናይ ኢትዮጵያ ጥቕሚ ንምኽባር ካባና ካብ ኢትዮጵያውያን ወፃእ ካልእ ዝኾነ ሰብ ግቡእ ኣይብሉን – ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይ ኢትዮጵያን ጥቕሚ፣ ድልየት ንምኽባር ካባና ካብ ኢትዮጵያውያን ወፃእ ካልእ ዝኾነ ሰብ ግቡእ ኣይብሉን ኢሎም ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ። እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ናይ ኢትዮጵያን…

ዝነኣዱ ባህላዊ ክብሪታትን ትውፊታትን ኢትዮጵያ ንህብረ ብሄራዊ ሓድነት ምሕላው ይግባእ – ወ/ሮ ሸዊት ሻንካ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ዝርከቡ ዝነኣዱ ባህላዊ ክብሪታትን ትውፊታትን  ንህብረ ብሄራዊ ሓድነት ምሕላው ይግባእ  ኢለን ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ወ/ሮ ሸዊት ሻንካ። ኢትዮጵያ ብዙሓት ባህላዊ፣ ታሪካዊን ኪነ ጥበባዊን ፀጋታት ከምዘለውዋ…

ማንቼስተር ዩናይትድ ንኮቢ ማይኑ ሓዱሽ ውዕል ንምቕራብ ድልዊ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ማንቼስተር ዩናይትድ ንኮቢ ማይኑ ንብዙሕ ዓማውቲ ኣብቲ ጋንታ ንምፅናሕ ዘኽእል ሓዱሽ ውዕል ንምቕራብ ድልዊ ከምዝኾነ ገሊፁ። ወዲ 20 ዓመት እንግሊዛዊ ኣብ 2023 ዓ.ም.ፈ ካብ ኣካዳሚ ማንቼስተር ዩናይትድ ናብ ዓብዪ ጋንታ ማንቼስተር ዩናይትድ…

ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ልዕሊ 377 ሚሊየን ዶላር ኢንቨሰትመንት ምስሓብ ተኻኢሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ 2018 ዓ.ም ልዕሊ 377 ሚሊየን ዶላር ኢንቨሰትመንት ምስሓብ ተኻኢሉ ኢሉ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ። ኣብቲ ኮርፖሬሽን ሓላፊ መምርሒ ኮሚኒኬሽን ኮርፖሬት ኣይተ ጳውሎስ በለጠ ንፋና ዲጂታል ከምዝበልዎ፥…

ኣመራርሓን ኣባላትን ህዝባዊ ትካል ፋኖ ኣምሓራ ኣብ ስራሕቲ ልምዓት ኣዲስ ኣበባ ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣመራርሓን ኣባላትን ህዝባዊ ትካል ፋኖ ኣምሓራ(ኣፋሕድ)  ኣብ ስራሕቲ ልምዓት ኣዲስ ኣበባ ዑደት ኣሳሊጦም። ኣብ መንጎ መንግስቲ ክልል ኣምሓራን ህዝባዊ ትካል ፋኖ ኣምሓራ(ኣፋሕድ)ን ክካየድ ዝፀንሐ ከይዲ ደርድር ተዛዚሙ ኣብ ቀረባ እዋን ስምምዕነት…

ኣብ ቀረብ ዘርኢ ግብርና ዝረኣዩ ፀገማት ንምፍታሕ ጠመተ ሂብካ ይስራሕ ኣሎ- ንጉሴ ደቻሳ (ፕ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቀረብ ዘርኢ ግብርና ዝረኣዩ ፀገማት ንምፍታሕ ጠመተ ሂብካ ይስራሕ ኣሎ ኢሎም ዋና ዳይሬክተር  ኢንስቲትዩት ምርምር ግብርና ንጉሴ ደቻሳ(ፕ/ር)። እቲም ዋና ዳይሬክተር ንፋና ዲጂታል ከምዝበልዎ፥ እቲ ኢንስቲትዩት ኣብ ቀደብ ዘርኢ ግብርና ዘለዉ…