ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፖሊሲ ገንዘብ ፅኑዕን ስፍሕ ዝበለን ምዕባለ ይድግፍ ኣሎ – ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) Desta Oct 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣመሓዳሪ ብሄራዊ ባንኪ ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) ፖሊሲ ገንዘብ ብጥቡቕ ዲሲፕሊን እናተመርሐ ፅኑዕን ስፍሕ ዝበለን ምዕባለ ይድግፍ ኣሎ ኢሎም። ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) ጎኒ ንጎኒ ዓመታዊ ጉባኤ ባንኪ ዓለምን ኣይ ኤም ኤፍን ምስ ተሳተፍቲ እቲ ጉባኤ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ስራሕቲ ልምዓት ትካል ተራድኦ ካቶሊክ ንኢዶም Desta Oct 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ትካል ተራድኦ ካቶሊክ(ሲ ኣር ኤስ) ኣብ ኢትዮጵያ ዝሰርሖም ዘሎ ስራሕቲ ልምዓት ንኢዶም። ፕሬዚዳንት ታዬ ምስ ሊቀጳጳስ ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ካርዲናል ብርሃነ ኢየሱስ ሱራፌልን ዋና ኣፈፃሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማእኸል ምርምር ሚዲያ ኢትዮጵያ ስራሕ ጀሚሩ Desta Oct 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ዓቕሚ መራኸብቲ ሓፋሽ ንምዕባይ ብዝብል ዘጣየሾ ማእኸል ምርምር ሚዲያ ኢትዮጵያ ስራሕ ጀሚሩ። ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ከምዝበልዎ፥ ኣብ ዓውዲ ሰላም፣ ሰናይ ምምሕዳር ይኹን…
ቢዝነስ ሰርዓት ገንዘብ ዓለም ፍትሓዊን ሓቛፊን ንክኸውን ፃውዒት ኣቕሪባ Desta Oct 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰርዓት ገንዘብ ዓለም ኣብ ምዕባ ናይ ዘለዋ ሃገራት ዘላቒ ልምዓት ኣብ ግምት ዘእተወ ፍትሓዊን ሓቛፊን ንክኸውን ፃውዒት ኣቕሪባ። ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ጎኒ ንጎኒ ዓመታዊ ኣኼባ ባንኪ ዓለምን ትካል ገንዘብ ዓለምን ይካየድ ኣብ ዘሎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣእዳው ህንፀት ኢትዮጵያ ትካላት ኢዮም – ሙኣዘ ጥበባት ዲያቆን ዳንኤል ክብረት Desta Oct 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣእዳው ህንፀት ኢትዮጵያ ትካላት ኢዮም ኢሎም ሚኒስትር ኣማኻሪ ማሕበራዊ ጉዳይ ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣካቢ ቦርድ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽንን ሙኣዘ ጥበባት ዲያቆን ዳንኤል ክብረት። ሙኣዘ ጥበባት ዲያቆን ዳንኤል ክብረት፥ ቦርድ ኣመራርሓ ስራሕ ፋና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ዓለም ሸቶታት እዚ ቀጣና ካብ ሽርክና ኢትዮጵያ ወፃእ ክዕወቱ ኣይኽእሉን – ንዲያሜ ዲዮፕ Desta Oct 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ባንኪ ዓለም ሸቶታት እዚ ቀጣና ካብ ሽርክና ኢትዮጵያ ወፃእ ክዕወቱ ኣይኽእሉን ኢሎም ምክትል ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ኣብ ቀጣና ምብራቕን ደቡብን ኣፍሪካ ንዲያሜ ዲዮፕ። ንዲያሜ ዲዮፕ ምስ ፋና ዲጂታል ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣህመድ ሺዴ ምስ ምክትል ዋና ዳይሬክተር ኣይ ኤም ኤፍ ዘቲዮም Desta Oct 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣህመድ ሺዴ ምስ ምክትል ዋና ዳይሬክተር ኣይ ኤም ኤፍ ኒጄል ክላርክ ዘቲዮም። እቶም ሚኒስትር ኣብቲ እዋን ዘተ፥ እቲ ትካል ንኢትዮጵያ ዝገብሮ ዘሎ ደገፍ ንኢዶም። ኢኮኖሚ እዛ ሃገር ኣብ ምዕባይ፣ ንፈጠራ ዕድል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውፅኢታዊነት መመሓየሺ ኢኮኖሚ ንምቕፃል ባንኪ ዓለም ዝገብሮ ደገፍ ክጠናኸር ይግባእ Desta Oct 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ እትትግብሮ ዘላ መመሓየሺ ኢኮኖሚ ብዝተማልአ መገዲ ውፅኢታዊ ንክኸውን ባንኪ ዓለም ዝገብሮ ደገፍ ክጠናኸር ይግባእ ኢሎም ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ። ብሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተሃነፀ ህንፃ ኣዲስ ሲኒማ ኮምፕሌክስ ተመሪቑ ንኣገልግሎት ክፍቲ ኮይኑ Desta Oct 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብታ ከተማ ዝተሃነፀ ህንፃ ኣዲስ ሲኒማ ኮምፕሌክስ መሪቐን ንኣገልግሎት ክፍቲ ገይረን። እቲ ህንፃ በዓል 15 ደብሪ እንትኸውን፥ 592 ህፃናትን 887 ዓበይቲን ናይ ምሓዝ ዓቕሚ ዘለዎም ክልተ ኣዳራሻት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ኣብ ቅድሚ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ቃለ ማሕላ ፈፂሞም Desta Oct 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ጂቡቲ ሪፐብሊክ በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ብምዃን ዝተሸሙ ኣምባሳደር ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ደብዳበ ሹመቶም ብምቕባል ኣብ ቅድሚ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ቃለ ማሕላ ፈፂሞም። እቶም ኣምባሳደር ደብዳበ ሹመቶም ካብ ፕሬዚዳንት ታዬ…