ኢኮ ቱሪዝም ወንጪ-ደንዲ ምድማር ብተግባር ዝተርኣየሉን ኣብ ሓፂር እዋን ግዙፍ ስራሕ ምስራሕ ከምዝከኣል ዝተረጋገፀሉን ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢኮ ቱሪዝም ወንጪ-ደንዲ ምድማር ብተግባር ዝተርኣየሉን ኣብ ሓፂር እዋን ግዙፍ ስራሕ ምስራሕ ከምዝከኣል ዝተረጋገፀሉን ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ፕሮጀክት ኢኮ ቱሪዝም ወንጪ-ደንዲ ሎሚ…