Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን መረዳእታ መሬት ከተማ ዘዘምን ፕሮጀክት ተግባራዊ ክግበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን መረዳእታ መሬት ከተማ ዘዘምን ፕሮጀክት ተግባራዊ ክግበር ኢዩ። እቲ ሚኒስቴር ካብ ሪፐብሊክ መንግስቲ ኮሪያ ብዝተረኸበ 30 ሚሊየን ዶላር ደገፍ ኢዩ እቲ ፕሮጀክት ተግባራዊ ክኸውን ተባሂሉ። ነዚ ፕሮጀክት…

ልዕሊ 800 ሚሊየን ብር  ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት የኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 800 ሚሊየን ብር  ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት የኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ጉምሩክ ኣፍሊጡ። እቶም ናውቲታት ካብ 18 ክሳብ 25 ታሕሳስ ኣብ ዝተፈላለዩ ቅርንጫፋት ብመሰረት ዝተገበረ ክትትል ከምዝተትሓዙ ተገሊፁ። ካብ መንጎ…

ጠንካራ ስርዓት ሎጂስቲክስ ንምህናፅ ጠመተ ብምሃብ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ጠንካራ ስርዓት ሎጂስቲክስ ንምህናፅ ጠመተ ብምሃብ ይሰርሕ ከምዘሎ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ደንጌ ቦሩ ተዛሪቦም። ብበዓል መዚ ማሪታይም ኢትዮጵያ ዝተሰናድአ መድረኽ ዘተ መሪሕ ትልሚ ዓውዲ ሎጂስቲክስ ይሳለጥ…

ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሶማሊላንድን ዝተኸተመ ስምምዕነት ሕቶን ዓወትን ማናእሰይ ኢዩ ከብል ፌዴሬሽን መናእሰይ ኢትዮጵያ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሶማሊላንድን ዝተኸተመ ስምምዕነት ሕቶን ዓወትን ማናእሰይ ኢዩ ከብል ፌዴሬሽን መናእሰይ ኢትዮጵያ ገሊፁ። እቲ ፌዴሬሽን ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ኣብ ዓውድታት ማሕበራዊ፣ ኢኮኖሚያዊ፣ ፖለቲካዊን ወተሃደራዊን ሰፊሕ ማዕቐፍ ምትሕብባር…

እስራኤል ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ጋዛ ዝበፅሕ ጉድኣት ንክትቅንስ ኣሜሪካ ሓቲታ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ጋዛ ዝበፅሕ ጉድኣት ንክትቅንስ ኣሜሪካ ሓቲታ። ሚኒስቴር ጥዕና ፍልስጤም፥ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ጥራሕ ኣብ ጋዛ 249 ዜጋታት ህይወቶም እንትስእኑ 510 ድማ ጉድኣት ኣጋጢሙዎም ኢዩ። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ…

ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ምስ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሶማሊላንድ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ፌዴሪኢ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ምስ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሶማሊላንድ ሜጄር  ጄኔራል ኑህ ኢስማኤል ታኒ ዘቲዮም እቲ ዘተ ኣብ ወተሃደራዊ ምትሕብባር ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ብላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም…

ሓደጋ መገዲ ኣየር ኣላስካ ስዒቡ ብዙሓት ሃገራት ኣውሮፕላናት ቦይንግ ንከይበራ ኣጊደን

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓደጋ መገዲ ኣየር ኣላስካ ስዒቡ ብዙሓት ሃገራት ኣውሮፕላናት ቦይንግ ንከይበራ ኣጊደን። ምምሕዳር ኣቪዬሽን ፌዴራል ኣሜሪካ (ኤፍኤኤ) ትማሊ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ እቲ ኤጀንሲ ድሕንነተን ብዝሓለወ መገዲ ምስራሕ ከምዝከኣል ክሳብ ዝረጋገፅ ብሓፈሻ…

ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝርከባ ዪንቨርስታት ነባርን ሓደሽቲን ተምሃሮ ይፅውዓ ኣለዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝርከባ ዪንቨርስታት ነባርን ሓደሽቲን ተምሃሮ ይፅውዓ ኣለዋ። ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣብቲ ክልል ዘላዋ ዩንቨርስታት ካብ 1 ጥሪ 2016 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ዘለዉ ክልተ ሰሙናት ስራሕቲ ምምሃር ምስትምሃር ከምዝጅምራ ዕላዊ ምግባሩ…

ሃማስ ካብ ሰሜን ጋዛ ከምዝተወገደ እስራኤል ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃማስ ካብ ሰሜን ጋዛ ከምዝተወገደ ሚኒስቴር ምክልኻል እስራኤል ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል ሰራዊት እስራኤል ሪር ኣድሚራል ዳንኤል ሃጋሪ፥ ኣብ ወሽመጥ ጋዛ ዝርከቡ ግዝኣታት ሃማስ ዝውሰድ ሰፊሕ ወተሃደራዊ ስጉምቲ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ተዛሪቦም።…

ሆቴላት ኣዲስ ኣበባ ንካልኣይ ትውልዲ ኢትዮጵያዊያን ኣድላዪ ምድላው ብምግባር ኣጋይሽ ይቕበሉ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሆቴላት ኣዲስ ኣበባ ንካልኣይ ትውልዲ ኢትዮጵያዊያን ኣድላዪ ምድላው ብምግባር ኣጋይሽ ይቕበሉ ከምዘለዉ ማሕበር ሰብ ዋና ሆቴል ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ፕሬዚዳንት እቲ ማሕበር ወ/ሮ ኣስቴር ሰለሞን ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት፥ እቶም ሆቴላት ኣብ…