“ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብወገናቱ ዝተኽሓደሉ ዕለት ኩሉ ግዘ ንከይድገም ክንዝክሮ ኢና”-ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) “ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብወገናቱ ዝተኽሓደሉ ዕለት ኩሉ ግዘ ንከይድገም ክንዝክሮ ኢና” ክብሉ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም።
“ንከይድገም ኩሉ ግዘ ክንዝክሮ ኢና” በዝብል መሪሕ ሓሳብ ሰሜን እዝ ዝተጠቕዓሉ ሳልሳይ…