ቢዝነስ ልዕሊ 144 ሺሕ ዜጋታት ኣብ ወፃኢ ዓዲ ዕድል ስራሕ ንክረኽቡ ከምዝተገበረ ተገሊፁ Desta Jan 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ልዕሊ 144 ሺሕ ዜጋታት ኣብ ወፃኢ ዓዲ ዕድል ስራሕ ንክረኽቡ ከምዝተገበረ ተገሊፁ። ምውፋር ዕድል ስራሕ ወፃኢ ዓዲ፥ መሰል፣ ድሕንነትን ረብሓን ዜጋታት ብምሕላው ተረባሕነት ኢትዮጵያ ብዘረጋግፅ መገዲ ዝተጀመሩ ስራሕቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህዝቢ ኣብ ስርዓት ፍትሒ እምነት ንክህልዎ ብፅርየት ምስራሕ ይግባእ ተባሂሉ Desta Jan 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ኣብ ስርዓት ፍትሒ እምነት ንክህልዎ ብፅርየት ምስራሕ ይግባእ ተባሂሉ። ኣብ ክልል ሃረሪ ክካየድ ዝቐነየ ሃገራዊ መድረኽ ዘተ መውፃእቲ ሕጊ ተዛዚሙ። ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ታገሰ ጫፎ፥ ህዝቢ ኣብ ስርዓት ፍትሒ ተቓውሞ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መስፋሕፍሒ ፕሮጀክት ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቡልቡላ ተመሪቑ Desta Jan 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መስፋሕፍሒ ፕሮጀክት ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቡልቡላ ተመሪቑ። ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕን ኣብ ዝተረኸብሉ ኢዩ ተመሪቑ ተኸፊቱ። ፋብሪካ ጨርቃ መርቂ ኣርባ ምንጭ ብመሰረት ዝገበሮ ደገፍ ከምዝተሃነፀ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምንቅስቓስ ፃውዒት ካብ ወፃኢ ዓዲ ናብ ኢትዮጵያ ዝግበር ጉዕዞ ተጀሚሩ Desta Jan 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምንቅስቓስ ፃውዒት ኣብ ወፃኢ ዓዲ ዝነብሩ ካልኣይ ተውልዲ ኢትዮጵያዊያን ናብ ኢትዮጵያ ዝግበርዎ ጉዕዞ ከምዝተጀመረ ተገሊፁ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ወፃኢ ዓዲ ዝነብሩ ካልኣይ ትውልዲ ኢትዮጵያዊያን ፃውዒት ምቕራቦም ይዝከር።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 1 ሚሊየን ብር ጉቦ ዝተቐበሉ ሰራሕተኛታት ምምሕዳር ሊዝ መሬት ኢድ ብኢድ ተታሒዞም Desta Jan 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 1 ሚሊየን ብር ጉቦ ዝተቐበሉ ሰራሕተኛታት ምምሕዳር ሊዝ መሬት ኢድ ብኢድ ከምዝተትሓዙ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ። ኣብ ክፍለ ከተማ ለሚ ኩራ ጉዳይ ንምፍፃም 1 ሚሊየንን 400 ሺሕን ብር ጉቦ ዝተቐበሉ ክልተ ሰራሕተኛታትን ተሓባባሪኦምን፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሶማሌላንድ ኣብ ቱሪዝም ወሓዚ ሩባ ወንጪ ደንዲ ዑደት ኣሳሊጦም Desta Jan 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሶማሌላንድ ሙሴ ቢሂ ኣብዲ ኣብ ቱሪዝም ወሓዚ ሩባ ወንጪ ደንዲ ዑደት ኣሳሊጦም። ኣብቲ መርሃ ገብሪ ዑደት፥ ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ኣብረሃም በላይ(ዶ/ር)፣ ኣማኻሪ ሚኒስትር ብሄራዊ ድሕንነት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣምባሳደር ሬድዋን ሁሴንን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣብያተ ፍርዲ ዘለው ፀገማት ንምፍታሕ ይስራሕ ከምዘሎ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ትግራይ ገሊፁ Desta Jan 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣብያተ ፍርዲ ዘለው ፀገማት ንምፍታሕ ይስራሕ ከምዘሎ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ገሊፁ። ኣብተን ኣብያተ ፍርዲ ዘለው ፀገማት ብምንፃር መፍትሒ ንምቕማጥ ዓሊሙ ኣብ ከተማታት መቐለ፣ ውቕሮ፣ ሽረን ኣኽሱም ን1 ሺሕን 720 ሲቪል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ በሪ ባሕሪ እትረኽበሉ ሰነድ ስምምዕነት ምኽታማ ዲፕሎማሲያዊ ዓወት ምዃኑ ተገሊፁ Desta Jan 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ በሪ ባሕሪ እትረኽበሉ ሰነድ ስምምዕነት ምኽታማ ዲፕሎማሲያዊ ዓወት ምዃኑ ሰርቫይቭ ዘ ኒውስ ገሊፁ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን(ዶ/ር) ፕሬዚዳንት ሶማሌላንድ ሙሴ ቢሂ ኣብዲን ሰነድ ስምምዕነት ምትሕብባርን ሽርክናን ምኽታሞም ይዝከር።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ መርሃ ግብሪ ምምሕዳር ዝተዋደደ ሃፍቲ ማይ ዝጠመተ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ Desta Jan 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ መርሃ ግብሪ ምምሕዳር ዝተዋደደ ሃፍቲ ማይ ዝጠመተ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ሓለፍቲ ቢሮ ማይን ኢነርጂን ክልላትን ሓለፍቲ ስራሕ ምምሕዳር ሃፍቲማይን ይሳተፉ ኣለዉ። ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ኢንጂነር ሃብታሙ ኢተፋ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ጃፓን ብዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ ምድሪ 30 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም Desta Jan 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጃፓን ብዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ ምድሪ 30 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም። ኣስታት 1 ሺሕ ዝኾኑ ሰራሕተኛታት ህይወት ኣድሕን በቲ ፍርስራስ ዝተፀቐጡ ሰበት በህይወት ናይ ምድሓን ስራሕ ይሰርሑ ኣለዉ ተባሂሉ። ቀዳማይ ሚኒስትር ጃፓን ፉሚዮ ኪሺዳ እቲ…