Fana: At a Speed of Life!

ኤክስፖ ሰበኽ ሳግም ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ወርሒ ጥሪ ክሳለጥ ኢዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤክስፖ ሰበኽ ሳግም ምብራቕ ኣፍሪካ ካብ 17 ክሳብ 23 ጥሪ 2016 ዓ.ም ክሳለጥ ኢዩ ተባሂሉ። ሚኒስቴር መስኖን ከባቢታት ቆላን፥ ኣብ ኢትዮጵያ ውሕስነት ምግቢ ንምርግጋፅን ፀጋታት ልምዓት ከባቢታት ቆላ ንምጥቃምን ናብራ ሰበኽ ሳግም ንምምሕያሽ…

ልዕሊ 27 ቢሊየን ብር ንነዳዲ ድጎማ ከምዝተገበረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 27 ቢሊየን ብር ንነዳዲ ድጎማ ከምዝወዓለ ተገሊፁ። እቲ ድጎማ ካብ ዝጅመረሉ ክሳብ 19 ታሕሳስ 2016 ዓ.ም ዝተፈፀመ ከምዝኾነ በዓል መዚ ነዳዲን ኢነርጂን ኣፍሊጡ። 1 ሚሊየንን 151 ሺሕን 503 ነጥቢ 769 ሜትሪክ ቶን ፃዕዳ ናፍታ…

ኢትዮጵያ በሪ ቀይሕ ባሕሪ ንምርካብ ዘኽእል ስምምዕነት ምስ ሶማሌ ላንድ ከቲማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ በሪ ቀይሕ ባሕሪ ንምርካብን ንምልማዕን ዘኽእል ስምምዕነት ምስ ሶማሌ ላንድ ከቲማ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ን ፕሬዚዳንት ሶማሊ ላንድ ሙሴ ባሂን ንኹሉ ዝሓቁፍ ሓበራዊ ሰነድ ስምምዐነት ከቲሞም። ብምሰረት እዚ ንብዙሕ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዝተገበረ ኦፕሬሽን ልዕሊ 5 ሺሕን 536 ተጠርጠርቲ ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዝተገበረ ኦፕሬሽን ልዕሊ 5 ሺሕን 536 ተጠርጠርቲ ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ፖሊስ ኣፍሊጡ። ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ 6 ክሳብ 11 ታሕሳስ 2016…

2023 ዓ.ም.ፈ ሕውነት ቻይናን ኢትዮጵያን ዝተጠናኸረሉ ከምዝነበረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)2023 ዓ.ም.ፈ ሕውነት ቻይናን ኢትዮጵያን ዝተጠናኸረሉ ከምዝነበረ ተገሊፁ። ኣብቲ ዓመት ርክብ ከልቲአን ሃገራት ብብዙሕ ዓውዲታት ሰትራቴጂካዊ ርክብ ዝተርኣየሉ ታሪኻዊ እዋን ነይሩ ተባሂሉ። ብዲፕሎማሲያዊ ርክበን ኣብ ህንፀት ዓቕሚ፣ ሽግግር…

ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) ሓዱሽ ዓመት ፈረንጂ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ሓዱሽ ዓመት ፈረንጂ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም፥ ሓዱሽ ዓመት ፈረንጂ ንዘኽብሩ ኩሎም ሰናይ ትምኒቶም ገሊፆም።…

ኢትዮጵያ ብዕሊ ኣባል ብሪክስ ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ሓዊሱ ሓሙሽተ ሃገራት ብዕሊ ኣባል ብሪክስ ኮይነን። ኣባል ብሪክስ ዝኾና ሃገራት፥ ኢትዮጵያ ስዑዲ ዓረብ፣ ግብፂ፣ ሕቡራት ኤሚሬትስ ዓረብን ኢራንን ከምዝኾና ሲጂቲኤን ፀብፂቡ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…

ስትራተጂ ዳግመ ሕውየት ተደረቕቲ ከባብታት ትግራይ ተግባራዊ ንምግባር ዘኽእል ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ አበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ፥ ስትራተጂ ዳግመ ሕውየት ተደረቕቲ ከባብታት ትግራይ ንምፅዳቕ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ኣብ ከተማ መቐለ ይዝቲ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ተረኺቦም መልእኽቲ ዘሕለፉ ሓላፊ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ…

ኣብ ወፃኢ ዓዲ ዝነብሩ ካልኣይ ትውልዲ ኢትዮጵያዊያን ናብ ኢትዮጵያ ዝገብርዎ ጉዕዞ ንክሰመር ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ አበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወፃኢ ዓዲ ዝነብሩ ካልኣይ ትውልዲ ኢትዮጵያዊያን ናብ ኢትዮጵያ ዝገብርዎ ጉዕዞ ንክሰመር ይስራሕ ከምዘሎ ኣብ ዝተፈላለያ ክፋላት ዓለም ዝርከቡ ሚሲዮናት ፌዴሪኢ ገሊፆም። ብመሰረት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ዘቕረብዎ ፃውዒት፥ ኣብ…

መባእታዊ ሆስፒታል ሰመማ ብልዕሊ 8 ሚልየን ብር ይፅገን ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ወረዳ ዓዴት ዝርከብ ብሰንኪ ኲናት ዕንወት ዘጋጠሞ መባእታዊ ሆስፒታል ሰመማ ብልዕሊ 8 ሚልየን ብር ይፅገን ከምዘሎ ተገሊፁ። እቲ ባጀት ዩኒሴፍ ካብ ዝተባህለ ትካል ገባሪ ሰናይ ዝተረኸበ ከምዝኾነ ኣካያዲ ስራሕ እቲ ሆስፒታል…