Fana: At a Speed of Life!

ኣሜሪካ ንዩክሬን ናይዚ ዓመት ናይ መወዳእታ ጥቕሉል ወተሃደራዊ ደገፍ ዕላዊ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ንዩክሬን ናይዚ ዓመት ናይ መወዳእታ ጥቕሉል ወተሃደራዊ ደገፍ ዕላዊ ገይራ። ዩክሬን ካብ ኣሜሪካ 250 ሚሊየን ዶላር ወተሃደራዊ ደገፍ ከምእትረክብ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ኣንቶኒ ብሊንከን ገሊፆም። እቲ ደገፍ ፀረ ነፈርቲ፣…

ካብ ህዝቢ ዝለዓሉ ሕቶታት ምላሽ ንምሃብ ፈለማ ንሰላም ቆላሕታ ብምሃብ ምስራሕ ይግባእ -ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ህዝቢ ዝለዓሉ ሕቶታት ምላሽ ንምሃብ ፈለማ ንሰላም ቆላሕታ ብምሃብ ምስራሕ ይግባእ ከብሉ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም። ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ ክልተ ኣዋርሕ 13 ቀዋሚ ኮሚቴታት ምስ ኣተሓባበርቲ ኮሜቴታት ተሳሊጡ።…

ኣብ ሱዳን ሰላምን ምርድዳእን ክሳብ ዝነግስ ብዕቱብ ክንሰርሕ ኢና-ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሱዳን ሰላምን ምርድዳእን ክሳብ ዝነግስ ብዕቱብ ክንሰርሕ ኢና ክብሉ ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ገሊፆም። ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ መዓልቲ ናፅነት ሱዳንን ሓዱሽ ዓመት…

ረቂቕ ኣዋጅ መጣየሺ ፖሊስ ፌዴራል ንመወዳእታ ጊዘ ንዘተ ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ረቂቕ ኣዋጅ መጣየሺ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ንመወዳእታ ጊዘ ንዘተ ቀሪቡ። ፖሊስ ፌዴራል ምስ መዳርግቲ ኣካላት ኣብ ዘዳለዎ መድረኽ ኢዩ እቲ ዘተ ተሳሊጡ። ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸቡ ኮሚሽነር ጄኔራል ፖሊስ ፌዴራል ደመላሽ ገ/ሚካኤል፥ ንክልተ…

ምዕባለ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ሽግግር ቴክኖሎጂ ዘለዎ ዓቕሚ ፀንቂቑ ክጥቀም ወሳኒ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምዕባለ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ሽግግር ቴክኖሎጂ ዘለዎ ዓቕሚ ፀንቂቑ ክጥቀም ወሳኒ ከምዝኾነ ሚኒስትር ዴኤታ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ባይሳ በዳዳ (ዶ/ር) ገሊፆም። ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣብ ህንዲ ምስ ዝርከባ ዩንቨርስቲ ጄኤስን ዩኒቨርሲቲ…

ፎረም ከተማታት እተን ከተማታት ናብ ዝደለይኡ መገዲ ምዕባለ ንክበፅሓ ዘግብር ዕላማ ኣለዎ-ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፎረም ከተማታት እተን ከተማታት ናብ ዝደለይኡ መገዲ ምዕባለ ንክበፅሓ ዘግብር ዕላማ ኣለዎ ከብላ ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ ገሊፀን። ሎሚ ዘበን ዝሳለጥ ፎረም ከተማታት፥ “ናይዚ ዘመን ከተማታት ንምዕባለ ኢትዮጵያ” ብዝብል…

ኣብ ትግራይ 800 ሺሕ ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ ይከፋፈል ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ 800 ሺሕ ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ ይከፋፈል ከምዘሎ ተገሊፁ። እቲ ዘበናዊ ዱኽዒ ኣብ እዋን ሓጋይ 2016 ዓ.ም ንዝካየድ መስኖን ዘበነ ምህርቲ 2016/17ን ዝውዕል ከምዝኾነ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገፀርን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል…

ሩሲያ ናብ ቤላሩስ መሳርሒ ኲናት ኒውክሌር ናይ ምብፃሕ ስራሓ ከምዝዛዘመት ሉካሼንኮ ተዛሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ናብ ቤላሩስ መሳርሒ ኲናት ኒውክሌር ናይ ምብፃሕ ስራሓ ከምዝዛዘመት ፕሬዚዳንት ቤላሩስ ኣሌክሳንደር ሉካሼንኮ ተዛሪቦም። ሉካሼንኮ ኣብ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ዩሬዢያ ኢኮኖሚ ሩሲያ ትማሊ ምሸት ናብ ሴንት ፒተርስበርግ ኣቕኒዖም። ኣብቲ እዋን…

ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) በዓል ልደት ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) በዓል ልደት ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም፥ ብዓል ልደት ፈረንጂ ንዘኽብሩ ኩሎም ኢዮም ሰናይ ትምኒቶም ገሊፆም። ኣብ…

ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣብ ጉዳይ ፀፅታ ምስ ሰብ ዋና ሜትር ታክሲ ዘቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣብ ጉዳይ ፀፅታ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝሰርሑ ሰብ ዋና ሜትር ታክሲ ዘቲዩ። ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ ሚካኤል፥ ጉዳይ ሰላም ናይ ኩሉ ኢዩ ኢሎም። ስለዝኾነ እቶም መዳርግቲ ኣካላት ኣብ ጎኒ…