ዝተረኸበ ኣንፃራዊ ሰላም ዘላቒ ንምግባር ሐዚ እውን መንግስቲ ፃውዒት ሰላም የቕርብ- ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዝተረኸበ ኣንፃራዊ ሰላም ዘላቒ ንምግባር ሐዚ እውን መንግስቲ ፃውዒት ሰላም የቕርብ ኢሎም ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ።
ኣብ ሻድሻይ ጨፌ ኦሮሚያ መበል ታሽዓይ ስሩዕ ጉባኤ ናይቲ ክልል ናይ 2017 ዓ.ም…