Fana: At a Speed of Life!

ሰር ጂም ራትክሊፍ 25 ሚኢታዊ ብፅሒት ማንቼስተር ዩናይትድን ዓዲጎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) እንግሊዛዊ ቢሊየነር ሰር ጂም ራትክሊፍ 25 ሚኢታዊ ብፅሒት ማንቼስተር ዩናይትድን ዓዲጎም። ማንቼስተር ዩናይትድን ብ790 ሚሊየን ዩሮ ዝዓደጉ ስድራ ግሌዘር ቅድሚ 13 ኣዋርሕ ብፅሒት እቲ ጋንታ ንምሻጥ ጨረታ ምውፅኦም ይዝከር። ብመሰረት እዚ…

በዓል ዓወት ዓድዋ ቐፃልነት ዘለዎ መስሕብ ቱሪዝምን ቁጠባዊ ዕብየትን ትግራይ ብዘረጋግፅ ክኽበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ዘበን ዝኽበር መበል 128 ዓመት ዝኽሪ ታሪኻዊ በዓል ዓወት ዓድዋ፥ “ቱሪዝም ትግራይ ከመይ ነላልይ” ኣብ ዝብል ዛዕባ መድረኽ ዘተ ተሳሊጡ። እቲ መድረኽ፥ ብምትሕብባር ቢሮ ባህልን ቱሪዝም ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይን ምምሕዳር ከተማ…

ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ብፕሬዚዳንት ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ጅቡቲ ዲሌይታ መሓመድ ዲሌይታ ምስ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ብፕሬዚዳንት ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ጅቡቲ ዲሌይታ መሓመድ ዲሌይታ ምስ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ዘቲየን ። እተን ፕሬዚዳንትን ጉጅለ ልኡኽ ጂቡቲን ኣብ ኩለ መዳይ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ከምዝተዛተዩ ኣብ ቤት ፅሕፈት…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶር) ኣብ ወፃኢ ዓዲ ዝተወለዱ ካልኣይ ትውልዲ ኣባላት ዲያስፖራ ናብ ሃገሮም ንክመፅኡ ፃውዒት ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶር) ኣብ ወፃኢ ዓዲ ዝተወለዱ ካልኣይ ትውልዲ ኣባላት ዲያስፖራ ናብ ሃገሮም ንክመፅኡ ፃውዒት ኣቕሪቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣካል ፕሮጀክት ኮይሻ መኣዲ ንሃገር ዝኾነ ሎጅ ዝሆን ዳና ጨበራ መሪቖም ኣብ ዝኸፈትሉ…

ኢትዮጵያን ስዊዘርላንድን መበል ሻድሻይ ዘተ ፖለቲካ ኣካይደን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ስዊዘርላንድን መበል ሻድሻይ ዘተ ፖለቲካ ኣካይደን። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ሓጋዚ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ሓላፊ ክፍሊ ኣፍሪካን ስዊዘርላንድ ኣምባሳደር ፊሊፕ ስታልደር ዘቲዮም። ዕላመ እቲ ዘተ፥…

ህንፀት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኣብ ልዕሊ ሃገራት ተፋሰስ ጉድኣት ከምዘይብሉ ግብፂ እውን ትፈልጥ ኢያ-ምሁራን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ህንፀት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኣብ ልዕሊ ሃገራት ተፋሰስ ጉድኣት ከምዘይብሉ ግብፂ እውን ትፈልጥ ኢያ ክብሉ ምሁራን ገሊፆም። ንመበል ራብዓይ እዋን ዝተሳለጠ ድርድር እቲ ግድብ፥ ግብፂ ነበር ውዕል ባዕዳዊ ግዝኣት ተፈፃሚ ይኹን ብምባላ ብዘይስምምዕነት…

ሎጅ “ዝሆን ዳና” ጨበራ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኮይሻ መኣዲ ንሃገር  ዝለምዐ ሎጅ “ዝሆን ዳና” ጨበራ ተመሪቑ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ተረኺቦም። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…

ቤት ምኽሪ ጋምቤላ ኣብ ዘሳለጦ ህፁፅ ኣኼባ ዝተፈላለዩ ሹመታት ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ጋምቤላ ኣብ ዘሳለጦ ህፁፅ ኣኼባ ዝተፈላለዩ ሹመታት ኣፅዲቑ ብመሰረት እዚ፦ ኣይተ ኣሽኔ ኣስቲን --- ብመዓርግ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ኣማኻሪ ኣወዳድባ ርክብ ህዝቢ ኣይተ ጀምስ ዴንግ --- ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ…

ኣብ ትግራይ ብ15 ሚሊየን ብር ዝተፀገና ኣብያተ ትምህርቲ ናብ ግልጋሎት በቒዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ወረዳ እምባስነይቲ ከተማ ነበለት ግዱሳት ፈተውቲ ዓዲ ብር 15 ሚሊየን ወፃኢ ብምግባር ዘፀገንወን ኣብያተ ትምህርቲ ናብ ግልጋሎት በቒዐን። እተን ብሰንኪ ዝነበረ ኲናት ሙሉእ ብሙሉእ ዕንወት ዝበፅሐን ሰለስተ ኣብያተ ትምህርቲ…

ህፁፅ ጉባኤ ቤት ምኽሪነ ጋምቤላ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ህፁፅ ጉባኤ ቤት ምኽሪነ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ጋምቤላ ይሳለጥ ኣሎ። ኣፈ-ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ባንቻየሁ ድንገታ፥ ኣገልግሎታት መንግስቲ ቅልጡፋት፣ ውፅኢታዊን ጊዘ ቆጣቢን ንክኾኑ ዘኽእል ዘተ ክግበር ኢዩ። ወይዘሮ መሰረት ማቲዮስ ምክትል…