ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ቻይና ግዝኣት ሱቿን ዑደት ይገብር ኣሎ Desta Dec 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ቻይና ግዝኣት ሱቿን ዑደት ይገብር ኣሎ። እቲ ልኡኽ ኣብ ዑደቱ፥ ፅንሰ ሓሳብ ዝተዋደደ ልምዓት ከተማታት ቻይና ተግባራዊ ብምግባር ገፀር ምስ ከተማ ኣብ ምትእስሳር ብዝትዋደደ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ላዕለዋይ ኣመራርሓ ኣልሸባብ ማኣሊም ኣይማን ከምዝተቐተለ ተገሊፁ Desta Dec 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኣመራርሓ ኣልሸባብ ማኣሊም ኣይማን ብደገፍ ሓይሊታት ኣሜሪካ ሰራዊት ሶማሊያ ብመሰረት ዘካየዶ ወፍሪ ከምዝተቐተለ ተገሊፁ። ማኣሊም አይማን ኣብ ሶማሊያን ከባቢኡን ዝተፈላለዩ ተግባራት ግብረ ራዕዲ ብምምራሕ ኣፈፂሙ ኢዩ ብዝብል እንትእለሽ…
ቢዝነስ ባንኪ ኢንተርናሽናል ንብ ኣብ ሃዋሳ ዘህነፆ በዓል 12ን 14ን ደብሪ ህንፃ የመርቕ ኣሎ Desta Dec 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ኢንተርናሽናል ንብ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ዘህነፆ በዓል 12ን 14ን ደብሪ ህንፃ የመርቕ ኣሎ። እቲ ባንኪ ሸሞንተ ቅርንጫፋትን ቤት ፅሕፈት ዲስትሪክትን ኣብታ ከተማ ብምኽፋት ዝተፈላለዩ ኣገልግሎታት ይህብ ከምዘሎ ተገሊፁ። ባንኪ ኢንተርናሽናል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ”ኣፍደገ ባሕር ኣፍደገ ልምዓት” ብዝብል ርእሲ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ Desta Dec 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢሲ)''ኣፍደገ ባሕር ኣፍደገ ልምዓት" ብዝብል ርእሲ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ዘተ ዩንቨርስቲ ኣርባ ምንጭ ዘሰናደኦ ኢዩ። ፕሬዚዳንት እቲ ዩኒቨርሲቲ ዳምጠው ዳርዛ (ዶ/ር)፥ ሕቶ ኣፍደገ ባሕሪ ኢትዮጵያ ከመይ ምላሽ ይርከብ ኣብ ዝብል ርእሰ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሓማስ፥ እስራኤል “ምሉእ ብምሉእ መጥቃዕቲ ደው ንምባል” ክሳብ ትሰማማዕ ንዝሓዞም ሰባት ከም ዘይለቅቕ ኣፍሊጡ Desta Dec 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንወሽመጥ ቓዛ ተቘፃፂሩ ዘሎ ሓማስ፥ እስራኤል “ምሉእ ብምሉእ መጥቃዕቲ ደው ንምባል” ክሳብ ትሰማማዕ፡ ጅሆ ንዝሓዞም ሰባት ከም ዘይለቅቕ ኣፍሊጡ። እስራኤል ኣብ ፈለማ እዚ ወርሒ ግዝያዊ ተዅሲ ደው ካብ ዝበለሉን ልዕሊ 100 ጅሆ ካብ ዝፍትሑን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለምለኸ መድረኽ መፅናዕቲ ቋንቋታት ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ይሳለጥ ኣሎ Desta Dec 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ታሽዓይ ዓለምለኸ መድረኽ መፅናዕቲ ቋንቋታት ትግራይ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ መቐለ ብዕሊ ተጀሚሩ። እቲ ዓለምለኸ መድረኽ ብኣካዳሚ ቋንቋታት ትግራይ ዝተዳለወ ከምዝኾነ ኣብ ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮሚኒኬሽን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ዘቲዮም Desta Dec 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ መሃማት ዘቲዮም። እቶም ዋና ፀሓፊ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ምስ ሙሳ ፋኪ መሃማት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተገበረ ዘተ ኣብ ሓበራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማልት ኣብ ኣብያተ ትምህርቲ ምገባ ተምሃሮ ንምክያድ ቅድመ ምድላው ምውጋኑ ኣፍሊጡ Desta Dec 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣብያተ ትምህርቲ ምገባ ተምሃሮ ንምክያድ ዘኽእል ቅድመ ምድላው ምውጋኑ ማሕበር ልምዓት ትግራይ(ማልት) ኣፍሊጡ። እቲ ማሕበር ምስ ኣካላት መከፋፈልቲ ቢራ ንመፈፀሚ ፕሮጀክታት ምገባ ተምሃሮን ህንፀት ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ኣብያተ ትምህርትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መቀነባበሪ ፍሪያታት ሕርሻ ሩሲያ ኣብ ፓርኪታት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ብምእታው ከፍሪ ኢዩ ተባሂሉ Desta Dec 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መቀነባበሪ ፍሪያታት ሕርሻ ሩሲያ ኣብ ፓርኪታት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ብምእታው ከፍሪ ኢዩ ተባሂሉ። ኣብቶም ፓርክታት ኢንቨስት ንምግባር ዝወሰነ እቲ ኩባኒያ ኣግሮ ግሩፕ ኢንቨስት፥ ለዕሊ 10 ቢሊየን ሩፕል ካፒታል ኢንቨስትመንት ከምዘመዝገበ ተገሊፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ተምሃሮ ይቕበል ኣሎ Desta Dec 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ብመንግስቲ ዝተመደቡ ተምሃሮ 2016 ዓ.ምን ብውልቆም ከፊሎም ምምሃር ዝኽእሉ ተምሃሮን ይቕበል ኣሎ። እቲ ዩንቨርስቲ ናይ ሎሚ ዘበን ተምሃሮ “ፍሬሸር ዊክ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ሓደሽቲ ተምሃሮ ዝቕበል ዘሎ። ሎሚ…