ፈንድ ደገፍ ህፁፅ እዋን ውሕመ ኣብ ኢትዮጵያ ደገፍ ንዝደሊዩ ዜጋታት 23 ሚሊየን ዶላር መዲቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈንድ ደገፍ ህፁፅ እዋን ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ዩኤንሲኢአርኤፍ) ኣብ ኢትዮጵያ ደገፍ ንዝደሊዩ ዜጋታት 23 ሚሊየን ዶላር መዲቡ።
ኮሚሽን ኣመራርሓ ስግኣት ሓደጋን መዳርግቲ ኣካላትን ኣብ ኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ ሓደጋታት ዝተጠቕዑ ከባቢታት ዘሎ…