ቢዝነስ ልኡኽ ኢንቨስትመንት ቻይና ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ቦሌ ለሚ ዑደት ኣሳሊጦም Desta Dec 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልኡኽ ኢንቨስትመንት ቻይና ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ቦሌ ለሚ ዑደት ኣሳሊጦም። እቲ ልኡኽ፥ ብምክትል ፀሓፊ ቀዋሚ ኮሚቴ ግዝኣት ጂሊ፣ ምክትል ሴክሬታሪ ጄኔራል ምምሕዳር ፉያንግ ዋንግ ፈሂሁ፣ ኣዶ መንበር ኮሚቴ ምትሕብባርን ሕውነትን ኢትዮጵያ ቻይና ቤቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መድረኽ ዘተ ምምሕዳር ኤሌክትሮኒክስን ኣገልግሎት ዲጂታላይዜሽንን ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ሩሲያ ይሳለጥ ኣሎ Desta Dec 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ዘተ ምምሕዳር ኤሌክትሮኒክስን ኣገልግሎት ዲጂታላይዜሽንን ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ሩሲያ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብ ሞስኮ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ እቲ መድረኽ ዘተ፥ ሃገራት ኣፍሪካ ቴክኖሎጂ ብምጥቃም ዝካየድ ዘሎ ስርዓት ኢኮኖሚ ንምዝማን ዝኸድኡ ጉዕዞ…
ቢዝነስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ምስ ሲቲ ግሩፕ 5 ኣውሮፕላናት ንምግዛእ ዘኽእል ናይ 450 ሚሊየን ዶላር ስምምዕነት ልቓሕ ተፈራሪሙ Desta Dec 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ምስ ሲቲ ግሩፕ ሓሙሽተ ኣውሮፕላናት ንምግዛእ ዘኽእል ናይ 450 ሚሊየን ዶላር ስምምዕነት ልቓሕ ተፈራሪሙ። እቲ ገንዘብ ንሓሙሽተ ሓደሽቲ ኣውሮፕላናት ምግዛእ ዘኽእል ከምዝኾነ ኣብ መገዲ ኣየር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ክልል ማእከላዊ ኢትዮጵያ ዕፁፅ ኣኼባ የሳልጥ ኣሎ Desta Dec 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ማእከላዊ ኢትዮጵያ ዕፁፅ ኣኼባ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታት ብምዝታይ ውሳነታት ከሕልፍ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ። ናይ ሓደ ኣባል ቤት ምኽሪ ናይ ዘይምኽሳስ መሰል ብምዝታይ ምውሳን፣ ዝተፈላለዩ ሹመታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ካብ ስደት ተመለስቲ እግሪ ንምትካል ንእትገብሮ ፃዕሪ ከምዝድግፍ ኣይኦኤም ገሊፁ Desta Dec 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ካብ ስደት ተመለስቲ እግሪ ንምትካል ንእትገብሮ ፃዕሪ ከምዝድግፍ ዓለም ለኸ ትካል ስደተኛታት(ኣይኦኤም) ገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ሑሪያ ዓሊን ቺፍ ኦፍ ሚሽን ኣብ ኢትዮጵያ ኣቢባቶው ዋኔን ብሓባር ምስራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወ/ሮ ሜላተወርቅ ሃይሉ ኣካቢት ብሔራዊ ቦርድ ምርጫ ብምዃን ተሸይመን Desta Dec 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ዘሳለጦ መበል ታሽዓይ ስሩዕ ጉባኤ ወ/ሮ ሜላተወርቅ ሃይሉ ኣካቢት ብሔራዊ ቦርድ ምርጫ ብምዃን ሸይሙ። ወ/ሮ ሜላተወርቅ ሃይሉ ኣብቲ ባይቶ ብምቕራብ ቃል መሕላ ፈፂመን። እቲ ባይቶ ነቲ ሹመት ብሓደ ድምፀ ተኣቅቦ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ 7 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዝዋገኦም ሓገዝ መድሓኒታትን ናውቲታት ሕክምናን ተረኪቡ Desta Dec 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ 7 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዝዋገኦም ሓገዝ መድሓኒታትን ናውቲታት ሕክምናን ተረኪቡ። እቲ ሓገዝ፥ ካብ ቤት ዕዮ ግልጋሎት ስደተኛታትን ተመለስቲ ስደትን (Refugee and Returnee Servic) ዝተረኸበ…
Uncategorized ብከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ከተማ ሻንጋይ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ይገብር ኣሎ Desta Dec 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ከተማ ሻንጋይ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ይገብር ኣሎ። ኣብቲ ዑደት፥ ምክትል ከንቲባ ጃንጥራር ኣባይን ካልኦት ኣመራርሓን ሰብ ሞያን ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ተሳቲፎም። ጎኒ ንጎኒ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጀጋኑ ሰላም ብምዃን ንህዝብና ክንክሕስ ኢና-ሰልጠንቲ ተሃድሶ Desta Dec 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ኮማንድ ፖስት ሸዋ ን10 መዓልታት ሳልሳይ ዙር ሰልጠና እንትከታተሉ ዝነበሩ 161 ስልጠና ዛዚሞም። እቶም ሰልጠንቲ፥ ኣብቲ ክልል ኣጋጢሙ ዝነበረ ጎንፂ፣ ህውከትን ናዕብን ተሳቲፎም ብምባል ተጠርጢሮም ኣብ ትሕቲ ፅላል ሕጊ ዝፀንሑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣርባዕተ ወረዳታት ትግራይ ፕሮጀክት ልምዓት ሴፍትኔት ክጅመር ኢዩ Desta Dec 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ዎርልድ ቪዥን ኢትዮጵያ ኣብ ኣርባዕተ ወረዳታት ክልል ትግራይ ፕሮጀክት ልምዓት ሴፍትኔት ከምዝጅምር ዕላዊ ገይሩ። እቲ ፕሮጀክት ካብ ዩኤስ ኣይዲ ብዝተረኸበ ሓገዝ ገንዘብ ከምዝጅመር ተገሊፁ። ኣብ ኣርባዕተ ወረዳታት ትግራይ ብዝጅመር…