ቢዝነስ ሰብ ሃፍቲ ሩሲያ ኣብ ዓውዲ ኣፍራዪ ኢንዱስትሪ ንክሳተፉ ተሓቲቱ Desta Dec 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ሩሲያ ኣብ ዓውዲ ኣፍራዪ ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ንክሳተፉ ተሓቲቱ። ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል፥ ብሓላፊ ኤጀንሲ ሃፍቲ ዕደና ሩሲያ ኢቭጌኒ ፔትሮቭ መስ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ዘቲዮም። ነቶም ሰብ ሃፍቲ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘሎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲ ትንሳኤ ሰብዓ እንደርታን የዎላይታ ሕዝቦች ነጻነት ንቅናቄን ኣፍልጦ ረኺቦም Desta Dec 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ንፓርቲ ትንሳኤ ሰብዓ እንደርታን “የዎላይታ ሕዝቦች ነጻነት ንቅናቄን” ኣፍልጦ ሂቡ። እቲ ቦርድ ብመሰረት ብኣዋጅ ዝተውሃቦ ስልጣን፥ ንፓርቲ ፓርቲ ትንሳኤ ሰብዓ እንደርታ መረጋገፂ ወረቐት ምስክር ፓርትነት ፖለቲካ ክልል…
ስፓርት ፊፋ 32 ጋንታታት ዝሳተፋሉ ዓለም ለኸ ውድድር ፅዋዕ ምድላዉ ኣፍሊጡ Desta Dec 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ማሕበር ኩዕሶ እግሪ(ፊፋ) 32 ጋንታታት ዝሳተፋሉ ዓለም ለኸ ውድድር ፅዋዕ ምድላዉ ኣፍሊጡ። ኣብ ዝተፈላለዩ ዙራት ቻምፒዮንስ ሊግ ዝተሳተፋ ጋንታታት ዝካተታሉ እቲ ውድድር፥ ካብ 15 ሰነ ክሳብ 13 ሓምለ 2025 ዓ.ም.ፈ ከምዝካየድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል ራብዓይ ሰለስቲኣዊ ድርድር ግድብ ህዳሰ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ Desta Dec 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ራብዓይ ሰለስቲኣዊ ድርድር ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሰሜን ኮሪያ ኣህጉር ዝሳገር ባለስቲክ ሚሳኤል ኣወንጪፋ Desta Dec 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰሜን ኮሪያ ኣህጉር ዝሳገር ባለስቲክ ሚሳኤል ኣወንጪፋ። ፒዮንግያንግ ነቲ ምሳኤል ዘወንጨፈቶ ደቡብ ኮሪያን ኣሜሪካን ኣብ ቀረባ እዋን ካብ ሰሜን ኮሪያ ዝመፅእ መጥቃዕቲ ኒውክሌር ምክልኻል ኣብ ዘኽእል ኩነታት ምዝታየን ስዒቡ ኢዩ ተባሂሉ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣረግቶት መኻይን ክእገዳ ኢየን ብዝብል ዝውዛዕ ስኑዕ ሓበሬታ ከምዝኾነ ተገሊፁ Desta Dec 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣረግቶት መኻይን ክእገዳ ኢየን ብዝብል ዝውዛዕ ስኑዕ ሓበሬታ ከምዝኾነ በዓል መዚ ሓለዋ ከባቢ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ዋና ኣካያዲ ስራሕ እቲ በዓል መዚ ኣይተ ዲዳ ድሪባ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝነበሮም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ምድብ ኣየር ሰብ ኣልቦ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ መሪቖም ከፊቶም Desta Dec 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኣዛዚ ሓይሊታት ሰራዊትን ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢን ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምድብ ኣየር ሰብ ኣልቦ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ መሪቖም ከፊቶም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ መዓልቲ ደሕሪ ሰዓት ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ንመጀመሪያ ግዘ ዘሰልጠኖም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዘበነ ምህርቲ 2016 ዓ.ም 117 ሚሊየን ኩንታል ፍሪያት ንምእካብ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ Desta Dec 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዘበነ ምህርቲ 2016 ዓ.ም 3 ሚሊየን ሄክታር መሬት ብመስኖ ብምልማዕ 117 ሚሊየን ኩንታል ፍሪያት ንምእካብ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ። ሚኒስትር ግብርና ግርማ አመንቴ (ዶ/ር)፥ ሉእላውነት ምግቢ ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ ዓውዲ ገብርና መስ ዝድግፉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ዓዲግራት ብዝተፈላለዩ ሙያታት ዘምሃሮም ልዕሊ 1800 ተምሃሮ ኣመሪቑ Desta Dec 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ታሕሳስ ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ዓዲግራት ብዝተፈላለዩ ሙያታት ዘምሃሮም ልዕሊ 1 ሺሕን 839 ተምሃሮ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ። እቲ ተመረቕቲ ብቐዳማይን ካልኣይን ድግሪ ትምህርቶም ዝተኸታተሉ ከምዝኾኑ ተገሊፁ። ኣብ ስነ ሰርዓት እቲ ምረቓ፥ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ወጋገን ኣብ ትግራይ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ዝውዕል 40 ሚልየን ብር ደገፍ ገይሩ Desta Dec 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ታሕሳስ ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ወጋገን ኣብ ክልል ትግራይ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ዝውዕል 40 ሚልየን ብርን 100 ኩንታል ሓገዝ እኽሊን ገይሩ። እቲ ደገፍ ገንዘብን እኽሊን፥ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ብመሰረት ዝገበሮ ፃውዒት ብምቕባል ዝተውሃበ ምላሽ ከምዝኾነ ተገሊፁ።…