ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሮግራም ልምዓት እዋን ህፃንነት ንምሕጋዝ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተኸቲሙ Desta Jan 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ “ፕሮግራም ልምዓት እዋን ህፃንነት“ ንምሕጋዝ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ምስ ዩኒሴፍ ከቲመን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ “ምስ ተወካሊ ዩኒሴፍ ኣብ ኢትዮጵያ ኣቡበክር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መድረኽ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ 6 ኣዋርሕ ውድብ ብልፅግና ይሳለጥ ኣሎ Desta Jan 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሰለስተ መዓልታት ዝፀንሕ መድረኽ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ 6 ኣዋርሕ ውድብ ብልፅግና ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ፥ ምክትል ፕሬዚዳንት እቲ ወድብ ኣደም ፋራህ ሓዊሱ ሓለፍቲ ቅርንጫፍ ኣብያተ ፅሕፈት ክልላት ተረኺቦም። ኣይተ ኣደም፥ ብኣረኣእያን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝክረ ዓወት ዓድዋ ዝቕመጡ ቅርስታት ምትእኽካብ ጀሚርና- ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Desta Jan 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝክረ ዓወት ዓድዋ ዝቕመጡ ቅርስታት ካብ ትካላትን ውልቀ ሰባትን ምትእኽካብ ከምዝተጀመረ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። እቶም ዝእከቡ ዘለዉ ቅርስታት፥ ምስ ዝነበረ ኲናት፣ ጅግንነትን ዓወትን ዝምድና ዘለዎም ከምዝኾኑ ተሓቢሩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ኣብ ወርሒ ጥሪ ዝኽበር “ወርሒ ጥዕይቲ ኣደ” ተጀሚሩ Desta Jan 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ካብ 01 ጥሪ ክሳብ 30 ጥሪ 2016 ዓ.ም ዝፀንሕ "ፍትሓውን ፅሬት ዘለዎን ክትትል ቅደመ ወሊድ ብእዋኑ ብምጅማር ጥዕና ኣዴታት ነረጋግፅ" ብዝብል መራሕ ሓሳብ መድረኽ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ክልል ብምኽንያት ኲናት ተቛሪፁ ዝፀንሐ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መባእታዊ ሆስፒታል ሰለኽለኻ ተቛሪፁ ዝነበረ ከቢድ መጥባሕቲ ስርሑ ተጀሚሩ Desta Jan 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወረዳ ላዕላይ ቆራሮ ኣብ ዘሎ መባእታዊ ሆስፒታል ሰለኽለኻ ብሰንኪ ዝነበረ ኲናት ተቛሪፁ ዝነበረ ከቢድ መጥባሕቲ ስርሑ ጀሚሩ። መተሓባበሪ እቲ ሆስፒታል ኣይተ ጌታቸው ሃይለ፥ ሆስፒታል ሱሑል ሽረ፣ ሪፈራል ሆስፒታል ኣክሱምን ቢሮ ጥዕና ግዚያዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቱሪዝም ካብ 5 ዓንዲታት ምምሕያሽ ኢኮኖሚ ሓደ ስለዝኾነ ዓውዲ ውልቀ ወሳኒ ዓውዲ ከምዝኾነ ንግንዘብ ኢና-ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) Desta Jan 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቱሪዝም ካብ ሓሙሽቲኦም ዓንዲታት ምምሕያሽ ኢኮኖሚ ሓደ ስለዝኾነ ዓውዲ ውልቀ ወሳኒ ዓውዲ ከምዝኾነ ንግንዘብ ኢና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ዝመርሖ ልምዓት ምርግጋፅ ጉዳይ ህልውና ሃገር ኢዩ- በለጠ ሞላ (ዶ/ር) Desta Jan 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ዝመርሖ ልምዓት ምርግጋፅ ጉዳይ ህልውና ሃገር ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር፥ ተግባር እቶም ሚኒስቴር ከምኡ ውን ትሕዝቶ፣ ፖሊሲታት፣ ኣብ ዲጂታል ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ብልዕሊ 50 ሚሊየን ብር ዝተሃነፀ ሓፈሻዊ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ተመሪቑ Desta Jan 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ወረዳ ፅምብላ ከተማ ዓዲገብሩ ብልዕሊ 50 ሚሊዮን ብር ወፃኢ ዝተሃነፀ ሓፈሻዊ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዘርኡ ገብረሊባኖስ(ዶክተር) ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ። ነቲ ቤት ትምህርቲ መሪቖም ዝኸፈቱ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፖሊስ ፌዴራል ምስ ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ተመያይጡ Desta Jan 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ምስ ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ተመያይጡ። እቲ ኮሚሽን ካብ ዝጣየሽ ጀሚሩ ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ብምንቅስቓስ ዕዉት ስራሕ ከምዝሰርሐ ኣመራርሓ እቲ ኮሚሽን ተዛሪቦም። ብመሰረት እዚ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ግቡእ ደገፍ…
ቢዝነስ ልዕሊ 287 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም Desta Jan 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 287 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ጉምሩክ ኣፍሊጡ። እቶም ናውቲታት ካብ 26 ታሕሳስ ክሳብ 2 ጥሪ 2016 ዓ.ም ብዝተገበረ ክትትል ዝተትሓዙ ከምዝኾኑ ተገሊፁ። 140 ነጥቢ 7 ሚሊየን ብር…