Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ጉዳይ ልምዓት ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ዝጠመተ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጉዳይ ልምዓት ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ዝጠመተ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ፣ ምክትል ርእሰ ምምሕዳርን ካቢኔ ሰክሪተርያት ዘይተማእኸለ ምሕደራን ዴሞክራተይዘሽንን ግዝያዊ…

ዋግኡ ልዕሊ 40 ሚሊየን ብር ዝግመት ናውቲታት ሕክምና ንሓፈሻዊ ሆስፒታል ስሑል ሽረ ብሓገዝ ተበርኪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋግኡ ልዕሊ 40 ሚሊየን ብር  ዝግመት ናውቲታት ሕክምና ንሓፈሻዊ ሆስፒታል ስሑል ሽረ ብሓገዝ ተበርኪቱ። እቲ ሓገዝ ብስሑል ቻሪቲ ዝተገበረ እንትኸውን፥ ተወካሊት ማሕበር ገባሪ ሰናይ ሆስፒታል ስሑል ወ/ሮ የሻምባ መኮነንን ተወከልቲ  እቲ ቻሪቲ ናብቲ…

ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኣብ ሃገራት ኣሜሪካን ካናዳን ምስ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ዘቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኢትዮጵያ ኣብ ሃገራት ኣሜሪካን ካናዳን ምስ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ዘቲዩ። ኣብቲ ብኢንተርኔት ዝተገበረ ዘተ፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እተን ሃገራት ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ኣብ ሃገራዊ ዘተ ክህልዎም ብዛዕባ…

ኣብ ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ቼልሲ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 21 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ቼልሲ ኣብ ሜዲኡ ኣብ ዝገበሮ ፃውቲ ተዓዊቱ። ምስ ፉልሃም ኣብ ዝተገበረ ፃውቲ፥  ፓልመር ቅድሚ ዕረፍቲ ብፍፁም ቅላዕ ብዘቑፀራ ብሕታዊት ሸቶ 1 ንባዶ ብምዕዋት ሰለስተ ነጥቢ ሒዙ ወፂኡ።…

ኢኮ ቱሪዝም ወንጪ-ደንዲ  ምድማር ብተግባር ዝተርኣየሉን ኣብ ሓፂር እዋን ግዙፍ ስራሕ ምስራሕ ከምዝከኣል ዝተረጋገፀሉን ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢኮ ቱሪዝም ወንጪ-ደንዲ  ምድማር ብተግባር ዝተርኣየሉን ኣብ ሓፂር እዋን ግዙፍ ስራሕ ምስራሕ ከምዝከኣል ዝተረጋገፀሉን ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ፕሮጀክት ኢኮ ቱሪዝም ወንጪ-ደንዲ  ሎሚ…

መድሓኒታት ብፍሪያት ውሽጢ ዓዲ ንምትካእ ኣፍረይቲ ንምትብባዕ ፃዕሪ ይግበር ኣሎ – ዶ/ር ሊያ ታደሰ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መድሓኒታት ብፍሪያት ውሽጢ ዓዲ ንምትካእ ኣፍረይቲ ንምትብባዕ ፃዕሪ ይግበር ኣሎ ክብላ ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር ሊያ ታደሰ ገሊፀን። መድሓኒታት ብፍሪያት ውሽጢ ዓዲ ንምትካእ ዘኽእል ውፅኢት መፅናዕቲ ብሚኒስቴር ጥዕና ንዝምራሕ  ስትሪንግ ኮሚቴ ሰንሰለት…

ምምሕዳር ከተማ መቐለ ብድርቂ ንዝተጠቕዑ ወገናትን ሕክምናዊ ሓገዝን ዝውዕል 70 ሚልየን ብር ኣበርኪቱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ መቐለ ብድርቂ ንዝተጠቀዑ ወገናት ዝውዕል ደገፍ 50 ሚልየን ብር ሂቡ። ብተወሳኺ 10 ሚልየን ብር ንሪፈራል ሆስፒታል ዓይደር ብተመሳሳሊ 10 ሚሊየን ብር ንሓፈሻዊ ሆስፒታል መቐለ ሓገዝ ከምዝገበረ ተገሊፁ። ኣብ ርኽክብ እቲ ደገፍ…

ድሕሪ ለውጢ ዝተሰርሑ ፕሮጀክትታት ንልምዓት ኢኮኖሚን ማሕበራዊን ልዑል ግደ ኣለዎም-ከንቲባ ኣዳነች

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ድሕሪ ለውጢ ዝተሰርሑ ፕሮጀክትታት ንልምዓት ኢኮኖሚን ማሕበራዊን ልዑል ግደ ኣለዎም ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ገሊፀን። እተን ከንቲባ ብፍልፍል ሓሳብን ክትትልን ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ብደገፍ ፈተውቲ ዓዲ ዝኾኑ…

መንደር ኢኮ ቱሪዝም ወንጪ – ደንዲ መእተዊ በሪ ብዙሕ ዕድላት ኢዩ- ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንደር ኢኮ ቱሪዝም ወንጪ - ደንዲ መእተዊ በሪ ብዙሕ ዕድላት ኢዩ ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ገሊፆም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር፥ ፕሮጀክት መንደር ኢኮ ቱሪዝም ወንጪ - ደንዲ እቶት ኣብ ምፍልፋል፣ ዕድል ስራሕ ኣብ…

መንደር ኢኮ ቱሪዝም ወንጪ-ደንዲ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንደር ኢኮ ቱሪዝም ወንጪ-ደንዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ። ኣብ ስነ ስርዓት እቲ ምርቓት ቀራማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ሓዊሱ፥ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ ማህማት፣ ኣቦ…