Fana: At a Speed of Life!

ዳግመ ህንፀት ነባራት ኣስፋልት መገድታት ከተማ መቐለ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዳግመ ህንፀት ነባራት ኣስፋልት መገድታት ከተማ መቐለ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ይሳለጥ ኣሎ። ምምሕዳር ከተማ መቐለ፥ ኣብ ከባቢ ቐዳማይ ወያነ ዝርከቡ ነባራት መገድታት ነዊሕ ዓመት ግልጋሎት ዝሃቡ ብምዃኖምን ኣብ ዝሓፀረ እዋን ከም ብሓዱሽ ንምህናፅ…

መንእሰይ ወለዶ ናይ ሓባር ፅባሕ ምህናፅ ከምዘለዎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንእሰይ ወለዶ ናይ ሓባር ማንነትና ብምፍላጥ ናይ ሓባር ፅባሕ ምህናፅ ከምዘለዎ ተገሊፁ። “ግደ ምሁራን መናእሰይ ንህንፀት ሃገረ መንግስቲ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዋና ቤት ፅሕፈት ሊግ መናእሰይ ፓርቲ በልፅግና ዘሰናደኦ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ።…

ትካላት አሀወፅቲ ንካልኣት ትውልዲ ኢትዮጵያዊያን ሃገር ንምህዋፅ ምድላዎም ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካላት አሀወፅቲ ንካልኣት ትውልዲ ኢትዮጵያዊያን ሃገሮም ንክፈልጡ ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ሓላፍነቶም ንምውፃእ ምድላዎም ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ዘቕረብዎ ሃገራዊ ፃውዒት ስዒቡ ካልኣይ ትውልዲ ኢትዮጵያዊያን ናብ ሃገሮም ይኣትዉ…

መንደር ኢኮ ቱሪዝም ዳንዲ ወንጪ ብምልማዕ ግዙፍ መሰረተ ልምዓት ተሃኒፁ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ወንጪ ኩሉ ግዘ ፅሩይ ህያብ ተፈጥሮ ብምዃን ፀኒሓ ኢያ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ በረከት ተፈጥሮ ብምኽባል ብምሕብሓብን ብምምዕባልን ኣብ ረብሓ…

ንተመዛበልቲ ውሽጢ ዓዲ ደገፍ ምግባር ዘኽእል ፕሮጀክት 2 ነጥቢ 7 ቢሊየን ብር ዕላዊ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓን መዳርግቲ ሃገራትን ንተመዛበልቲ ውሽጢ ዓዲ ደገፍ ምግባር ዘኽእል ፕሮጀክት 2 ነጥቢ 7 ቢሊየን ብር ዕላዊ ገይረን። እቲ ፕሮጀክት ኣብ ክልል ትግራይ፣ ዓፋር፣ ቤኒሻንጉል ጉምዝን ኣምሓራን ብዝተፈላለዩ ምኽኒያታት ንዝተመዛበሉ ዜጋታትን…

ልምዓት ዳታ ንህንፀት ዲጂታል ኢኮኖሚ ቁልፊ መሳርሒ ብምዃኑ ብምትሕብባር ክስራሕ ይግባእ-በለጠ ሞላ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልምዓት ዳታ ንህንፀት ዲጂታል ኢኮኖሚ ቁልፊ መሳርሒ ብምዃኑ ብምትሕብባርን ብምርብራብን ክስራሐሉ ዝግባእ ገዚፍ ሃፍቲ ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ልምዓትን ምምሕዳርን ረቂቕ መምርሒ ዳታ…

እንትንውረር ድምፆም ዘይተሰምዐ ዘላቒ ረብሓና ንምርግጋፅ ሓቂ መሰረት ብምግባር እንትንብገስ ዋዕዋዕን ፅዕንቶን ብዙሕ ኢዩ-ኣይተ ደመቀ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እንትንውረር ድምፆም ዘይተሰምዐ ዘላቒ ረብሓና ንምርግጋፅ ሓቂ መሰረት ብምግባር እንትንብገስ ዋዕዋዕን ፅዕንቶን ብዙሕ ኢዩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ገሊፆም። ኣይተ ደመቀ፥ ኣብ መኽፈቲ ስነስርዓት…

ኣባላት ፈፀምቲ ስራሕ ሊግ ደቂ ኣኒስቲዮ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ግድብ ህዳሰ ዑደት ኣካይደን

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ፈፀምቲ ስራሕ ሊግ ደቂ ኣኒስቲዮ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዑደት ኣካይደን። ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉምዝ ዝሳለጥ ዘሎ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ ፈረቓ ዓመት ይቕፅል ኣሎ። ሎሚ ኣባላት ፈፀምቲ ስራሕ ሊግ ደቂ ኣኒስቲዮ ፓርቲ…

መኽፈቲ ስነ ሰርዓት ኤግዚብሽን ሰሙን ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሳይንስ ሙዚየም መኽፈቲ ስነ ሰርዓት ኤግዚብሽን ሰሙን ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ ተሳሊጡ። ኣብቲ ስነስርዓት ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ፣ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን፣ ምክትል ፕሬዚዳንት ውድብ ብልፅግና…

ህዝቢ ትግራይ ገጢምዎ ካብ ዘሎ ኩለመደያዊ ሓደጋ ንክወፅእ ሐዚ እውን ዝተዋደደ ርብርብ የድሊ – ኣይተ ጌታቸው ረዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ትግራይ ገጢምዎ ካብ ዘሎ ኩለመደያዊ ሓደጋ ንክወፅእ ሐዚ እውን ዝተዋደደ ርብርብ የድሊ  ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ገሊፆም። ኣይተ ጌታቸው ብሚኒስትራት ፌዴራል ምስ ዝተመርሐ ጉጅለ ሉኡኽ መንግስቲ…