Fana: At a Speed of Life!

150 ፕሮጀክትታት ትምህርቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንኣገልግሎት ክፍቲ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ባጀት ዓመት 2017 ዓ.ም ኣብ ምምሕዳር እታ ከተማ 150 ፕሮጀክትታት ትምህርቲ ተመሪቖም ንኣገልግሎት ክፍቲ ኮይኖም ኢለን። ኣብቲ ባጀት ዓመት ልዕሊ 5 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ብዝኾነ ወፃኢ…

ንትሕቲ 18 ክሳብ 20 ዓመት ጉጅለ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ምፍናው ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሻምፒዮና ኣፍሪካ ንዝሳተፉ ትሕቲ 18 ክሳብ 20 ዓመት ጉጅለ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ምፍናው ተገይሩ። ኣብ ክልቲ ብርኪታት ዕድመ ኣብ ዝግበሩ ውድድራት ኢትዮጵያ ብኹሎም ፆታታት ብ28 ኣትሌታት ክትሳተፍ ኢያ። ናይ ምድላው እዋን ምንኣስን…

ሓምለዋይ ኣሰር ፅርይቲን ዝሓሸት ኢትዮጵያን ንምህናፅ ይሕግዝ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ፅርይቲን ዝሓሸት ኢትዮጵያን ንምህናፅ ይሕግዝ ኣሎ ኢለን ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ሓለዋ ከባቢ ለሊሴ ነሜ (ኢ/ር)። እቲ በዓል መዚ ምስ በዓል መዚ ሓለዋ ከባቢ ክልል ኦሮሚያ ብምትሕብባር ኣብ ከተማ ሸገር ተኸላ ፈልሲ…

ሃፍቲ ሰብና ቁጥብን ፍትሓዊን ብዝኾነ መገዲ ክንጥቀመሉ ይግባእ- ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃፍቲ ሰብና ቁጥብን ፍትሓዊን ብዝኾነ መገዲ ክንጥቀመሉ ይግባእ ክብሉ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር)። ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር)፥ ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ወላይታ ከተማ ሻንቶ ብልዕሊ 208 ሚሊየን ብር…

ዕዉትነት ሓምለዋይ ኣሰር ብራኸ ኢትዮጵያ ዘርእይ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዕዉትነት ሓምለዋይ ኣሰር ብራኸ ኢትዮጵያ ዘርእይ ኢዩ ኢሎም ሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር)፡፡ ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን እቲ ሚኒስቴር ብምትካል ምብራኽ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ከተማ ሸገር ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣንቢሮም። እቶም ሚኒስትር፥…

ካብ ስምዒት ዝፀረየ ኣተሓሳስባን ተግባርን ፖለቲካ ንክሰርፅ ዘኽእል ስራሕ ተኻይዱ-ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ስምዒት ዝፀረየ ኣተሓሳስባን ተግባርን ፖለቲካ ንክሰርፅ ዘኽእል ስራሕቲ ኮሚኒኬሽንን ርክብ ህዝብን ተኻይዱ ኢሎም ሓላፊ ዓውዲ ርክብ ህዝብን ዓለም ለኸን ፓርቲ ብልፅግና ክብሉ ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር)። ኣብ ዋና ቤት ዕዮ ፓርቲ  ብልፅግና ገምጋም…

ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል ሳልሳይ ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ መበል ራብዓይ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ፥ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ ባጀት ዓመት 2017ንን ትልሚ 2018 ዓ.ምን ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣንፈታት ጠመተ ዝጠመተ ዘተ ከምዝግበር ተገሊፁ። ፀብፃብ…

መዛዘሚ ፈተና 12 ክፍሊ ዝፍተና ዘለዋ ጓል 65 ዕድመ ኣዶ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ማእኸል ፈተና ዩንቨርስቲ ኣርሲ ይወሃብ ኣብ ዘሎ መዛዘሚ ፈተና 12 ክፍሊ ይፍተኑ ካብ መንጎ ዘለዉ ተምሃሮ ጓል 65 ዕድመ ኣዶ ወ/ሮ ታሪኳ ኣያሌው ሓንቲ ኢየን። ኣብ ዞባ ኣርሲ ወረዳ ኣሰኮ ዝተወለዳ እተን ኣዶ፥ ጠንኪርካ መስራሕ እንተተኻኢሉ…

ኣርሰናል ንኖርጋርድ ኣፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣርሰናል ማእኸል ተፃዋታይ ተኸላኻሊን ኣምበልን ብሬንትፎርድ ንዝኾነ ክርስቲያን ኖርጋርድ ምፍራሙ ብወግዒ ገሊፁ። ወዲ 31 ዓመት ዴንማርካዊ ተፃዋታይ ኩዕሶ እግሪ ኖርጋርድ፥ ብ10 ሚሊየን ፓውንድን ብቐፃሊ እናተገምገመ ዝውሰኽ  5 ሚሊየን ፓውንድን…

‘ቪዚት ኢትዮጵያ’ ዝተብሃለ ሃገር ቦቆል መተግበሪ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ዘለውዋ ሃፍቲታት ንምፍላጥን ንምሻጥን ዘኽአል 'ቪዚት ኢትዮጵያ' ዝተብሃለ ሃገር ቦቆል መተግበሪ ቱሪዝም ዕላዊ ኮይኑ። ሚኒስትር ቱሪዝም ሰለማዊት ካሳ፥ እቲ መተግበሪ ኣብ ሃገርና ንዝርከቡ ኣገለግሎታት ቱሪዝም በስፍሓት ንምፍላጥ ዝሕግዝ ኢዩ…