Fana: At a Speed of Life!

ስዑዲ ዓረብ ብዓመፅቲ ሃውቲ ዝተቐበሩ 733 ፈንጂታት ምምካና ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስዑዲ ዓረብ ብዓመፅቲ ሃውቲ ዝተቐበሩ 733 ፈንጂታት ኣብዚ ሰሙን ምምካና ኣፍሊጣ። እቶም ዝመኸኑ ፈንጂታት፥ 618 ዘይፈንጀሩ፣ 110  ፈንጂታት ፀረ ታንኪ፣ 4 ፀረ ሰብን ሓደ ተባራዒ ፈንጂን ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣብ የመን ዘለዉ ህፃናት፣ ደቂ…

ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ንኢንቨስትመንት ምቹኣት ከምዝኾኑ ሰብ ሃፍቲ ጃፓን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ንኢንቨስትመንት ምቹኣት ከምዝኾኑ ሰብ ሃፍቲ ጃፓን ገሊፆም። እቶም ኣብ ፎሮም ኢንቨስትመንት ኢትዮ-ጃፓን ዝተሳተፉ ሰብ ሃፍቲ፥ ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ቦሌ ለሚን ቂሊንጦን ዑደት ኣሳሊጦም። ኣባላት እቲ ጉጅለ…

ዝላታን ኢብራሂሞቪች ኣባል ቦርድ ኤሲ ሚላን ንምዃን ተስማዕሚዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስዊድናዊ ኣጥቃዒ ዝላታን ኢብራሂሞቪች ኣባል ቦርድ ኤሲ ሚላን ንምዃን ተስማዕሚዑ። ክሳብ 41 ዕድምኡ ኣብ ኢንተርናሽናል ኩዕሶ እግሪ ዝፀንሐ ዝላታን ኢብራሂሞቪች፥ ኣብ ዝሓለፈ ክራማት ንገዛእ ርእሱ ካብ ኩዕሶ እግሪ ምግላሉ ይዝከር። ድሕሪ እዚ…

ኤክስፖ ኢኖሼሽን ኣቪዬሽን ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤክስፖ ኢኖሼሽን ኣቪዬሽን ኣብ ኢትዮጵያ ተኸፊቱ። እቲ ኤክስፖ፥ "ምህዞ፣ ንምርምር ኣቪዬሽን" ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ እንትኸውን ኣብ ሳይንስ ሙዚየም ኢዩ ተኸፊቱ ተባሂሉ። ውፅኢታት፣ ፍሪያትን ኣገልግሎትን ምህዞ ኣቪዬሽን ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን…

ዘላቒ ሰላም ንክነግስ ግደና ንፈፅም-መራሕቲ ሃይማኖት

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ደቡብ ወሎ ዘላቒ ሰላም ንክነግስ ግደና ንፈፅም ክብሉ መራሕቲ ሃይማኖት ገሊፆም። ኮማንድ ፖስት ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ደቡብ ወሎ ምምሕዳር ከተማ ደሴ ምስ ኣቦታት ሃይማኖት ከተማ ደሴ ኣብ እዋናዊ ዛዕባ ጠመተ ዝገበረ ዘተ ኣካይዱ። እቶም…

ኣካዳሚ ምርምር ኣመራርሓ ኣፍሪካ ንዲፕሎማታት መብርሂ ይህብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕላማን ተግባርን ኣካዳሚ ምርምር ኣመራርሓ ኣፍሪካ ብዝምልከት መቐመጢኦም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝኾኑ ዲፕሎማታት መብርሂ ይወሃብ ኣሎ። ርእሰ ኣካዳሚ እቲ ማእኸል ዛዲግ ኣብርሃ፥ እቲ ኣካዳሚ ንኣፍሪካዊያን ስልጠናታት ህንፀት ዓቕሚ ዝህብ ኢዩ ኢሎም።…

ፕሬዚዳንት ጆ ባይደን ምስ ፕሬዚዳንት ዜለንስኪ ኣብ ዋሺንግተን ክዛተዩ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ምስ ፕሬዚዳንት ዩክሬን ቮሎድሚር ዜለንስኪ ኣብ ዋሺንግተን ክዛተዩ ኢዮም ተባሂሉ። ፕሬዚዳንት ዜለንስኪ ፅባሕ ኣብ ዋይት ሃውስ ኣብ ዝገብርዎ ዑደት ስራሕ፥ ኣብ ዩክሬን ዝግበር ሓገዝ ዝጠመተ ዘተ ምስ ፕሬዚዳንት ጆ…

ባንኪ ኣንበሳ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ትግራይ ዘጋጠመ ድርቂ ስዒቡ ብመንግስቲ ንዝቐረበ ፃውዒት ብምቕባል 25 ሚልየን ብር ኣወፊዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ባንኪ ኣንበሳ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ትግራይ ዘጋጠመ ደርቂ ስዒቡ ብግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ንዝቐረበ ፃውዒት ብምቕባል 25 ሚልየን ብር ሎሚ መዓልቲ ኣወፊዩ። እቲ ባንኪ ሎሚ ኣብ ሆቴል ፕላኔት ዝነበረ ስነ ስርዓት፥ 25 ሚልየን…

ውድብ ጥዕና ዓለም ሰብኣዊ ሓገዝ ናብ ጋዛ ብህፁፅ ንክኣቲ ፃውዒት ኣቕሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም ሰብኣዊ ሓገዝ ናብ ጋዛ ብህፁፅ ንክኣቲ ፃውዒት ኣቕሪቡ። ውድብ ሕቡራት መንግስታት ዝወሰኖ ኣዝዩ ኣድላዪ ሰብኣዊ ሓገዝ ናብ ጋዛ ንክኣቲን ኣብቲ ከባቢ ንኣዋርሕ ዝፀንሐ ኲናት ደው ክብልን ከምዝድግፍ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣፍሊጡ።…

ሙላቱ ለማ (ፕ/ር) ዝበለፁ ፕሮፌሰር እዚ ዓመት ብምዃን ተሓሪዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ግዛት ሳቫና  ዩንቨርስቲ ጆርጂያ መምህር ሒሳብ ዝኾኑ ሙላቱ ለማ (ፕ/ር) ዝበለፁ ፕሮፌሰር ዓመተ 2023 ብምዃን ተሓሪዮም። ሙላቱ ለማ (ፕ/ር) ብዓለም ለኸ ማሕበር ሰብ ሙያ እቲ ዓውዲ ከምዝተሓረዩ ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣፍሊጡ። እቲ ማሕበር፥…