ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሓደጋ መገዲ ኣየር ኣላስካ ስዒቡ ብዙሓት ሃገራት ኣውሮፕላናት ቦይንግ ንከይበራ ኣጊደን Desta Jan 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓደጋ መገዲ ኣየር ኣላስካ ስዒቡ ብዙሓት ሃገራት ኣውሮፕላናት ቦይንግ ንከይበራ ኣጊደን። ምምሕዳር ኣቪዬሽን ፌዴራል ኣሜሪካ (ኤፍኤኤ) ትማሊ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ እቲ ኤጀንሲ ድሕንነተን ብዝሓለወ መገዲ ምስራሕ ከምዝከኣል ክሳብ ዝረጋገፅ ብሓፈሻ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝርከባ ዪንቨርስታት ነባርን ሓደሽቲን ተምሃሮ ይፅውዓ ኣለዋ Desta Jan 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝርከባ ዪንቨርስታት ነባርን ሓደሽቲን ተምሃሮ ይፅውዓ ኣለዋ። ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣብቲ ክልል ዘላዋ ዩንቨርስታት ካብ 1 ጥሪ 2016 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ዘለዉ ክልተ ሰሙናት ስራሕቲ ምምሃር ምስትምሃር ከምዝጅምራ ዕላዊ ምግባሩ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሃማስ ካብ ሰሜን ጋዛ ከምዝተወገደ እስራኤል ኣፍሊጣ Desta Jan 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃማስ ካብ ሰሜን ጋዛ ከምዝተወገደ ሚኒስቴር ምክልኻል እስራኤል ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል ሰራዊት እስራኤል ሪር ኣድሚራል ዳንኤል ሃጋሪ፥ ኣብ ወሽመጥ ጋዛ ዝርከቡ ግዝኣታት ሃማስ ዝውሰድ ሰፊሕ ወተሃደራዊ ስጉምቲ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ተዛሪቦም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሆቴላት ኣዲስ ኣበባ ንካልኣይ ትውልዲ ኢትዮጵያዊያን ኣድላዪ ምድላው ብምግባር ኣጋይሽ ይቕበሉ ኣለዉ Desta Jan 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሆቴላት ኣዲስ ኣበባ ንካልኣይ ትውልዲ ኢትዮጵያዊያን ኣድላዪ ምድላው ብምግባር ኣጋይሽ ይቕበሉ ከምዘለዉ ማሕበር ሰብ ዋና ሆቴል ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ፕሬዚዳንት እቲ ማሕበር ወ/ሮ ኣስቴር ሰለሞን ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት፥ እቶም ሆቴላት ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንሼኽ ዓብዱ ያሲን ብምቕታል ዝተጠርጠረ መሓመድ ሽኩር አበባው ዝረኣየ ሓበሬታ ንክህብ ፃውዒት ቀሪቡ Desta Jan 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ንሼኽ ዓብዱ ያሲን ብምቕታል ዝተጠርጠረ መሓመድ ሽኩር አበባው ዝረኣየ ሓበሬታ ንክህብ ፃውዒት ኣቕሪቡ። ሼኽ ዓብዱ ያሲን ካብ ዒሻን ሰላት እናተመለሱ እናሃለዉ ብዝተተኮሰሎም ጥይት ሀይወቶም ምሕላፉ ይዝከር። እቲ ቅትለት ስዒቡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) በዓል ልደት ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም Desta Jan 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) በዓል ልደት ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም፥ ታሪክ ዓለምን ደቂ ሰባትን ዝቐየረ ክርስቶስ ኣብ ገበላ ክውለድ ኢዩ ዝብል ትፅቢት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስርዓት “ስማርት ኮርት” ብኢንስቲትዩት ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ማዕቢሉ ንላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ተመሓላሊፉ Desta Jan 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስርዓት “ስማርት ኮርት” ብኢንስቲትዩት ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ማዕቢሉ ንላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ተመሓላሊፉ። “ስማርት ኮርት” ስርዓት ፍትሒ ኣብ ምቅልጣፍን ግልፅነትን ተሓታትነትን ኣብ ምንጋስን ልዑል ግደ ከምዘለዎ ተገሊፁ። ኣብ ውሽጡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣባይቲ ዓቕሚ ናይ ዘይብሎም ዜጋታት ብምሕዳስ ንሰብ ዋና ኣረኪቡ Desta Jan 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣብ ክፍለ ከተማ ኣራዳ ዘለዉ ኣባይቲ ዓቕሚ ናይ ዘይብሎም ዜጋታት ብምሕዳስ ንሰብ ዋና ኣረኪቡ። ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ኣገኘሁ ተሻገር፥ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ካብ መንጎ ዝሰርሖም ብዙሓት ልምዓታዊ ስራሕቲ ሰብ ተኮር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንልዕሊ 263 ሺሕ ንዝኾኑ ነበርቲ መርሃ ግብሪ እንግዶት መኣዲ ተሳሊጡ Desta Jan 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ንልዕሊ 263 ሺሕ ንዝኾኑ ነበርቲ መርሃ ግብሪ እንግዶት መኣዲ ኣካይዱ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ፥ ዓቕሚ ዘይብሎም፣ ጉድኣት ኣካል፣ ሰብ ውዕለታ ሃገርን ኣብታ ከተማ ዝነብሩ ትሑት እቶት ዘለዎም ዜጋታትን ተረኺቦም። ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ከባቢ ኣዋሬ ዝተሃነፀ ንትሑት ኣታዊ ዘለዎም ዝኸውን ኣባይቲ መሪቖም Desta Jan 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ከባቢ ኣዋሬ ዝተሃነፀ ተወሳኺ ንትሑት ኣታዊ ዘለዎም ዝኸውን ኣባይቲ መሪቖም። እቲ ክልተ በዓል 11 ደብሪ ህንፃታት ኣብ 1 ሺሕን 523 ነጥቢ 3 ሜትር ካሬ ዝተሃነፀ ኢዩ። ኣብ ውሽጢ ሰለስተ…