Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክልል ኣምሓራ በዓላት ልደትን ጥምቀትን ንምኽባር ዘኽእል ምድላዋት ከምዝተገበረ ፖሊስ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ በዓላት ልደትን ጥምቀትን ንምኽባር ዘኽእል ምድላዋት ከምዝተገበረ ኮሚሽን ፖሊስ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ሓላፊ ክፍሊ ዋና ሚዲያ እቲ ኮሚሽን ም/ኮማንደር መሳፍንት እሸቴ፥ እቶም በዓላት ብሰላም ንክኽበሩ ክሳብ ታሕተዋይ መሓውር ዝወረደ…

ካብ መቕደላ ዝተወሰዱ ታሪኻዊ ቅርስታትን ጨጉሪ ልኡል ኣለማየሁ ቴዎድሮስን ናብ ኢትዮጵያ ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሰራዊት እንግሊዝ ካብ መቕደላ ዝተወሰዱ ታሪኻዊ ቅርስታትን ጨጉሪ ልኡል ኣለማየሁ ቴዎድሮስን ናብ ኢትዮጵያ ተመሊሶም። እቶም ቅርስታት ዋንጫታት ቅባእ ብሩር፣ ሓደ ቀርኒ ዋንጫ፣ ሰታሪታትን ሓደ ዋልታን እንትኾኑ፥ ካብ ኢንግሊዝ ናብ ኢትዮጵያ…

ኣብ ወፃኢ ዓዲ ዝነብሩ ካልኣይ ትውልዲ ኢትዮጵያዊያን ናብ ኢትዮጵያ ይኣትዉ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፃውዒት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ዝተቐበሉ ኣብ ወፃኢ ዓዲ ዝነብሩ ካልኣይ ትውልዲ ኢትዮጵያዊያን ናብ ኢትዮጵያ ይኣትዉ ኣለዉ። ሎሚ መዓልቲ ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም ዝመፅኡ እቶም ካልኣይ ትውልዲ ኢትዮጵያዊያን ድሙቕ ኣቀባብላ…

መበል ራብዓይ ውድድር ተዓወትቲ ፋና ላምሮት ኣብ ታሪኩ ዝለዓለ መጠን ሽልማት ሎሚ መዓልቲ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ራብዓይ ውድድር ተዓወትቲ ፋና ላምሮት ኣብ ታሪኩ ዝለዓለ መጠን ሽልማት ሎሚ መዓልቲ ከምዝጅምር ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣፍሊጡ። እቲ ውድድር፥ ተዓወትቲ ምዕራፍ 13፣ ምዕራፍ 14ን ምዕራፍ 15ን ፋና ላምሮት…

ልዕሊ 144 ሺሕ ዜጋታት ኣብ ወፃኢ ዓዲ ዕድል ስራሕ ንክረኽቡ ከምዝተገበረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ልዕሊ 144 ሺሕ ዜጋታት ኣብ ወፃኢ ዓዲ ዕድል ስራሕ ንክረኽቡ ከምዝተገበረ ተገሊፁ። ምውፋር ዕድል ስራሕ ወፃኢ ዓዲ፥ መሰል፣ ድሕንነትን ረብሓን ዜጋታት ብምሕላው ተረባሕነት ኢትዮጵያ ብዘረጋግፅ መገዲ ዝተጀመሩ ስራሕቲ…

ህዝቢ ኣብ ስርዓት ፍትሒ እምነት ንክህልዎ ብፅርየት ምስራሕ ይግባእ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ኣብ ስርዓት ፍትሒ እምነት ንክህልዎ ብፅርየት ምስራሕ ይግባእ ተባሂሉ። ኣብ ክልል ሃረሪ ክካየድ ዝቐነየ ሃገራዊ መድረኽ ዘተ መውፃእቲ ሕጊ ተዛዚሙ። ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ታገሰ ጫፎ፥ ህዝቢ ኣብ ስርዓት ፍትሒ ተቓውሞ…

መስፋሕፍሒ ፕሮጀክት ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቡልቡላ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መስፋሕፍሒ ፕሮጀክት ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቡልቡላ ተመሪቑ። ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕን ኣብ ዝተረኸብሉ ኢዩ ተመሪቑ ተኸፊቱ። ፋብሪካ ጨርቃ መርቂ ኣርባ ምንጭ ብመሰረት ዝገበሮ ደገፍ ከምዝተሃነፀ…

ምንቅስቓስ ፃውዒት ካብ ወፃኢ ዓዲ ናብ ኢትዮጵያ ዝግበር ጉዕዞ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምንቅስቓስ ፃውዒት ኣብ ወፃኢ ዓዲ ዝነብሩ ካልኣይ ተውልዲ ኢትዮጵያዊያን ናብ ኢትዮጵያ ዝግበርዎ ጉዕዞ ከምዝተጀመረ ተገሊፁ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ወፃኢ ዓዲ ዝነብሩ ካልኣይ ትውልዲ ኢትዮጵያዊያን ፃውዒት ምቕራቦም ይዝከር።…

ልዕሊ 1 ሚሊየን ብር ጉቦ ዝተቐበሉ ሰራሕተኛታት ምምሕዳር ሊዝ መሬት ኢድ ብኢድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 1 ሚሊየን ብር ጉቦ ዝተቐበሉ ሰራሕተኛታት ምምሕዳር ሊዝ መሬት ኢድ ብኢድ ከምዝተትሓዙ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ። ኣብ ክፍለ ከተማ ለሚ ኩራ ጉዳይ ንምፍፃም 1 ሚሊየንን 400 ሺሕን ብር ጉቦ ዝተቐበሉ ክልተ ሰራሕተኛታትን ተሓባባሪኦምን፥…

ፕሬዚዳንት ሶማሌላንድ ኣብ ቱሪዝም ወሓዚ ሩባ ወንጪ ደንዲ ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሶማሌላንድ ሙሴ ቢሂ ኣብዲ ኣብ ቱሪዝም ወሓዚ ሩባ ወንጪ ደንዲ ዑደት ኣሳሊጦም። ኣብቲ መርሃ ገብሪ ዑደት፥ ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ኣብረሃም በላይ(ዶ/ር)፣ ኣማኻሪ ሚኒስትር ብሄራዊ ድሕንነት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣምባሳደር ሬድዋን ሁሴንን…