ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣብያተ ፍርዲ ዘለው ፀገማት ንምፍታሕ ይስራሕ ከምዘሎ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ትግራይ ገሊፁ Desta Jan 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣብያተ ፍርዲ ዘለው ፀገማት ንምፍታሕ ይስራሕ ከምዘሎ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ገሊፁ። ኣብተን ኣብያተ ፍርዲ ዘለው ፀገማት ብምንፃር መፍትሒ ንምቕማጥ ዓሊሙ ኣብ ከተማታት መቐለ፣ ውቕሮ፣ ሽረን ኣኽሱም ን1 ሺሕን 720 ሲቪል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ በሪ ባሕሪ እትረኽበሉ ሰነድ ስምምዕነት ምኽታማ ዲፕሎማሲያዊ ዓወት ምዃኑ ተገሊፁ Desta Jan 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ በሪ ባሕሪ እትረኽበሉ ሰነድ ስምምዕነት ምኽታማ ዲፕሎማሲያዊ ዓወት ምዃኑ ሰርቫይቭ ዘ ኒውስ ገሊፁ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን(ዶ/ር) ፕሬዚዳንት ሶማሌላንድ ሙሴ ቢሂ ኣብዲን ሰነድ ስምምዕነት ምትሕብባርን ሽርክናን ምኽታሞም ይዝከር።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ መርሃ ግብሪ ምምሕዳር ዝተዋደደ ሃፍቲ ማይ ዝጠመተ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ Desta Jan 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ መርሃ ግብሪ ምምሕዳር ዝተዋደደ ሃፍቲ ማይ ዝጠመተ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ሓለፍቲ ቢሮ ማይን ኢነርጂን ክልላትን ሓለፍቲ ስራሕ ምምሕዳር ሃፍቲማይን ይሳተፉ ኣለዉ። ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ኢንጂነር ሃብታሙ ኢተፋ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ጃፓን ብዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ ምድሪ 30 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም Desta Jan 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጃፓን ብዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ ምድሪ 30 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም። ኣስታት 1 ሺሕ ዝኾኑ ሰራሕተኛታት ህይወት ኣድሕን በቲ ፍርስራስ ዝተፀቐጡ ሰበት በህይወት ናይ ምድሓን ስራሕ ይሰርሑ ኣለዉ ተባሂሉ። ቀዳማይ ሚኒስትር ጃፓን ፉሚዮ ኪሺዳ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኤክስፖ ሰበኽ ሳግም ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ወርሒ ጥሪ ክሳለጥ ኢዩ ተባሂሉ Desta Jan 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤክስፖ ሰበኽ ሳግም ምብራቕ ኣፍሪካ ካብ 17 ክሳብ 23 ጥሪ 2016 ዓ.ም ክሳለጥ ኢዩ ተባሂሉ። ሚኒስቴር መስኖን ከባቢታት ቆላን፥ ኣብ ኢትዮጵያ ውሕስነት ምግቢ ንምርግጋፅን ፀጋታት ልምዓት ከባቢታት ቆላ ንምጥቃምን ናብራ ሰበኽ ሳግም ንምምሕያሽ…
ቢዝነስ ልዕሊ 27 ቢሊየን ብር ንነዳዲ ድጎማ ከምዝተገበረ ተገሊፁ Desta Jan 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 27 ቢሊየን ብር ንነዳዲ ድጎማ ከምዝወዓለ ተገሊፁ። እቲ ድጎማ ካብ ዝጅመረሉ ክሳብ 19 ታሕሳስ 2016 ዓ.ም ዝተፈፀመ ከምዝኾነ በዓል መዚ ነዳዲን ኢነርጂን ኣፍሊጡ። 1 ሚሊየንን 151 ሺሕን 503 ነጥቢ 769 ሜትሪክ ቶን ፃዕዳ ናፍታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ በሪ ቀይሕ ባሕሪ ንምርካብ ዘኽእል ስምምዕነት ምስ ሶማሌ ላንድ ከቲማ Desta Jan 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ በሪ ቀይሕ ባሕሪ ንምርካብን ንምልማዕን ዘኽእል ስምምዕነት ምስ ሶማሌ ላንድ ከቲማ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ን ፕሬዚዳንት ሶማሊ ላንድ ሙሴ ባሂን ንኹሉ ዝሓቁፍ ሓበራዊ ሰነድ ስምምዐነት ከቲሞም። ብምሰረት እዚ ንብዙሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዝተገበረ ኦፕሬሽን ልዕሊ 5 ሺሕን 536 ተጠርጠርቲ ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም Desta Jan 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዝተገበረ ኦፕሬሽን ልዕሊ 5 ሺሕን 536 ተጠርጠርቲ ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ፖሊስ ኣፍሊጡ። ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ 6 ክሳብ 11 ታሕሳስ 2016…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 2023 ዓ.ም.ፈ ሕውነት ቻይናን ኢትዮጵያን ዝተጠናኸረሉ ከምዝነበረ ተገሊፁ Desta Jan 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)2023 ዓ.ም.ፈ ሕውነት ቻይናን ኢትዮጵያን ዝተጠናኸረሉ ከምዝነበረ ተገሊፁ። ኣብቲ ዓመት ርክብ ከልቲአን ሃገራት ብብዙሕ ዓውዲታት ሰትራቴጂካዊ ርክብ ዝተርኣየሉ ታሪኻዊ እዋን ነይሩ ተባሂሉ። ብዲፕሎማሲያዊ ርክበን ኣብ ህንፀት ዓቕሚ፣ ሽግግር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) ሓዱሽ ዓመት ፈረንጂ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም Desta Jan 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ሓዱሽ ዓመት ፈረንጂ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም፥ ሓዱሽ ዓመት ፈረንጂ ንዘኽብሩ ኩሎም ሰናይ ትምኒቶም ገሊፆም።…