ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ብዕሊ ኣባል ብሪክስ ኮይና Desta Jan 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ሓዊሱ ሓሙሽተ ሃገራት ብዕሊ ኣባል ብሪክስ ኮይነን። ኣባል ብሪክስ ዝኾና ሃገራት፥ ኢትዮጵያ ስዑዲ ዓረብ፣ ግብፂ፣ ሕቡራት ኤሚሬትስ ዓረብን ኢራንን ከምዝኾና ሲጂቲኤን ፀብፂቡ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስትራተጂ ዳግመ ሕውየት ተደረቕቲ ከባብታት ትግራይ ተግባራዊ ንምግባር ዘኽእል ዘተ ይሳለጥ ኣሎ Desta Dec 30, 2023 0 ኣዲስ አበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ፥ ስትራተጂ ዳግመ ሕውየት ተደረቕቲ ከባብታት ትግራይ ንምፅዳቕ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ኣብ ከተማ መቐለ ይዝቲ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ተረኺቦም መልእኽቲ ዘሕለፉ ሓላፊ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ወፃኢ ዓዲ ዝነብሩ ካልኣይ ትውልዲ ኢትዮጵያዊያን ናብ ኢትዮጵያ ዝገብርዎ ጉዕዞ ንክሰመር ይስራሕ ኣሎ Desta Dec 30, 2023 0 ኣዲስ አበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወፃኢ ዓዲ ዝነብሩ ካልኣይ ትውልዲ ኢትዮጵያዊያን ናብ ኢትዮጵያ ዝገብርዎ ጉዕዞ ንክሰመር ይስራሕ ከምዘሎ ኣብ ዝተፈላለያ ክፋላት ዓለም ዝርከቡ ሚሲዮናት ፌዴሪኢ ገሊፆም። ብመሰረት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ዘቕረብዎ ፃውዒት፥ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መባእታዊ ሆስፒታል ሰመማ ብልዕሊ 8 ሚልየን ብር ይፅገን ኣሎ Desta Dec 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ወረዳ ዓዴት ዝርከብ ብሰንኪ ኲናት ዕንወት ዘጋጠሞ መባእታዊ ሆስፒታል ሰመማ ብልዕሊ 8 ሚልየን ብር ይፅገን ከምዘሎ ተገሊፁ። እቲ ባጀት ዩኒሴፍ ካብ ዝተባህለ ትካል ገባሪ ሰናይ ዝተረኸበ ከምዝኾነ ኣካያዲ ስራሕ እቲ ሆስፒታል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገራዊ ዘተ ዕላዊ ንክኸውን ሰብ ሞያ ስነ ጥበብ ግደኦም ክዋፅአዙ ከምዝግባእ ተገሊፁ Desta Dec 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ዘተ ዕላዊ ንክኸውን ሰብ ሞያ ስነ ጥበብ ግደኦም ክዋፅአዙ ከምዝግባእ ፃውዒት ቀሪቡ። ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ምስ ሞያተኛታት ስነ ጥበበን ካልኦት መዳርግቲ ኣካላትን ይዛተ ኣሎ። እቲ ዘተ፥ ኣብ ሃገራዊ ዘተን ሃገራዊ ምርድዳአን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢኮኖሚያዊን ፖለቲካዊን ረብሓ ህዝቢ ብምፅራርን ሃፍቲን ንብረትን ብምዕናውን ዝኾነ ይኹን ሕቶ ምምላስ ኣይከኣለን-መንግስቲ Desta Dec 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢኮኖሚያዊን ፖለቲካዊን ረብሓ ህዝቢ ብምፅራርን ሃፍቲን ንብረትን ብምዕናውን ዝኾነ ይኹን ሕቶ ምምላስ ኣይከኣለን ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 4 ነጥቢ 3 ሚሊየን ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ ኣብ ወደብ ጂቡቲ ኣቲዩ Desta Dec 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዘበነ መህርቲ 2016/17 ዝኸውን ልዕሊ 4 ነጥቢ 3 ሚሊየን ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ ካብ ወፃኢ ዓዲ ከምዝተጎዓዓዘ ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ግብርና ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ሎሚ መዓልቲ እውን 550 ሺሕ ኩንታል ኤን ፒ ኤስን ኤን ፒ ኤስ ቦሮን ዘበናዊ ዱኽዒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ፈተና 8ይ ክፍሊ ካብ 24 ክሳብ 26 ታሕሳስ 2016 ዓ.ም ክወሃብ ኢዩ Desta Dec 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ተግራይ ዝወሃብ ፕሮግራም ብሄራዊ ፈተና ሻምናይ ክፍሊ 2016 ዓ.ም ዕላዊ ኮይኑ። ኤጀንሲ ምርግጋፅ ፅሬት ትምህርቲ ዳይሬክቶሬት ምዘና ትምህርትን ብሄራዊ ፈተናታትን ዕላዊ ኣብ ዝገበሮ ፕሮግራም፥ ብሄራዊ ፈተና 8ይ ክፍሊ 2016 ዓ.ም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ማሕበረሰብ መሰረት ዝገበረ ምክልኻል ምቁፅፃርን ሕማም ቲቢ ንምጅማር ዝዓለመ ዋዕላ ተሳሊጡ Desta Dec 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበረሰብ መሰረት ዝገበረ ምክልኻል ምቁፅፃርን ሕማም ቲቢ ኣብ ዞባታት ማእኸልን ሰሜን ምዕራብ ክልል ትግራይ ንምጅማር ዝዓለመ ዋዕላ ተሳሊጡ። እቲ ዋዕላ፥ ቢሮ ጥዕና ትግራይ ምስ ሪች ኢትዮጵያ ዝተብሃለ ገባሪ ሰናይ ውሽጢ ዓዲ ብምትሕብባር ዘሳለጥዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ካዛኪስታንን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘለወን ርክብ ንምጥንኻር ዘኽአል ዘተ ኣሳሊጠን Desta Dec 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ካዛኪስታንን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘለወን ርክብ ንምጥንኻር ዘኽአል ዘተ ኣሳሊጠን። ኣካቢት ጉጅለ ሕውነት ኢትዮ-ካዛኪስታን ቤተልሄም ላቀው (ዶ/ር)፥ እቲ ዘተ ነተን ሃገራት ብዝበለፀ ንምጥንኻር ልዑል ረብሓ ዘለዎ ኢዩ ኢለን።…